OEA suffers from what our forefathers succinctly said, “Kabtom Ri’eyom Ze’endru, Netom Ze’endru Ri’eyom Ze’endru Gedidomna” It is totally baffling to understand why the good men and women of OEA would forego their God-given instinct and pursue mindless hand-clapping. Their continued blind support has put our precious Eritrea on a destructive campaign and warpath. The […]
Sep 26 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
22.09.2009 እቲ ብሓባር ኣብ መላእ ዓለም ክካየድ ተምዲቡ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት በቲ ተምዲብዎ ዝነበረ ዕለት ማለት 18.09.2007 ተኻይዱ። ብኹሉ ድማ መግለጺታቱ ዕዉት ምንባሩ ተሓቢሩ። እታ ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ብኹሉ መዳይ መደባ ኣዋዲዳ ትቀራረብ እኳ እንተ ነበረት እቲ ዝቐርብ ዝነበረ መግለጺታትን ሓባሪ ስእልን ናይቲ ዛጊድ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፍታት ብፍላይ ኣብ ሃገር ሽወድን ገለ […]
Sep 22 2007 | Posted in
Resistance |
Read More »
Six years after their illegal detentions, G-11, journalists and many other political prisoners have shown their enduring foresight and dedication. To this day, they continue to cast a huge shadow over this brutal regime. They continue to inflict more damage to this brutal regime in their confined cells than all the rest have done with […]
Sep 20 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The unity of the opposition forces living inside and outside Eritrea irrespective of their political affiliation are now to come together and save the Eritrean people from the never endless sufferings under the rogue regime in Asmara. The regime is in desperation and in odds with the world community in general […]
Sep 19 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ዓስ እብለኪ ክር እብለኪ ተኣበኪ ግና ንነብሪ በልኪ ዝብል ምስላ ኣቦታትና ሃቦ ተረከቦ ኣይኮነን ንኩኖት ተዓዚቦም ብልክዕን ብተማሳሳልን እዮም ዝምስሉን ዝብሉን ዝነበሩ እሞከደኣ መሲልካ ታየምጻእካ እብሉ መሊሶም እወ ምስላይሲ ሓደ ሩጉም ሰብኣይ ንሓንቲ ዓዲ እርብሻ ነበረ እሞ ህዝቢ ናይታዓዲ ዝገብርዎ ጠፍኦም ተጨነቁ ንወየዓዲ በጽበጻ ሓደ ብኡኡ እተገፍዔ ሰብኣይ ዝባን ሒጊ ሰዓበኒ በሎ ወየዓመጸኛ ኣበይዘሎ ህጊ […]
Sep 18 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
Press release 17 September 2007 ERITREA Democratic governments urged to summon Eritrean ambassadors on anniversary of 18 September 2001 crackdown Reporters Without Borders calls on the foreign ministries of the leading democracies to mark tomorrow’s sixth anniversary of the start of a wave of arrests in Asmara by summoning Eritrea’s ambassadors to express disapproval for […]
Sep 17 2007 | Posted in
News |
Read More »
ኣንፈት መጻኢት ኤርትራዊት ደሞክራሲ ! እዚ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዓዲ እንግሊዝ፡ ስዊድን፡ ፍራንክፈርት፡ ዋሺንግቶን ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፍታት እዋናውን ኣንፈት መጻኢ ደሞክራሲን ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ኤውሮፓን፤ ኣመሪካን ኣውሰትራልያን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ዕዉት ከምዝነበረ ዝዝከር ኢዩ። አብዚ ዓመት እዚ ከኣ ከኣ እኒሆ ብዝለዓለ ደረጃን ብዙሕ ምቕርራባትን ዝግበረሉ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ንሽዱሽተ […]
Sep 17 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ሸሪፎ ኣቦ ሓፋሽ ኣበይ አሎ ደሃካ ? ንብጻይካ እምበር ንርእሰይ ከይበልካ መብጽዓ ቃልሲ ከይጠለምካ ተማጉትካ ሓቂዲዩ ? እዛ ሓሳዊት ዓለም ኣርኪባትልካ ሓቂ እንተኾይኑ እሞ ! ተዘሚታ ሃገርካ ! ዑቑበ አብርሃ ጎይታ ጠባይ ኣበይ ኣሎ ደሃይካ ? ሓቂ ዲዩ ከምቶም ዝሓለፉ 3 ኣሕዋትካ ሓሊፍካ ቶባእ ዓለም ! ኣብዛ ሃገር ድኣ ንመን ገዲፍካ ? ሕዝብኻሞ ኮይኑሎ ጌና […]
Sep 14 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ጸሓይ በሪቕሉ ተበላጺ ከዳናግር ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/09/07 ገሊኡ ብኽፋኣት ገለ ብፍርሒ ኣንጎሉኡ ሒዙ ብዙሓትውን ኣለዉ ብማዕዶ ርዒዶም ዝደንዘዙ ሃገር እናጠፍአት ዘይዓጅቦም ንጥቕሞም ዘዐዘዙ ሓጺር ዝሓስቡ ኣጉል እምነት ሃገር ከምዝሓዙ ወላድን ውልድን ልቡ መሊኡ ዘየዕልለላ ሃገር ሰላም ኣላ እናበሉ የውርዩ ሓሰውቲ ፈገራግር ናቱ ገዲፉ ናይ ጎረበት ዘዕልል ህዝቢ […]
Sep 10 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »