Archive for: December, 2008

ቀዳማይ ጉባኤ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብዓቢ ድምቀት ተኸፊቱ

ቀዳማይ ጉባኤ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሎሚ ዕለት 25-12-2008 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብወግዒ ተኸፊቱ፡ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣቶ ኑር መሐመድ ኢድሪስ ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ኣብ ዝሀቦ ቃል  ንዕዱማትን ኣባላት ሰልፍን ናይ እንኳዕ ደሐን መጻእኩም ቃል ድሕሪ ምስምዑ ከምዚ ዝስዕብ መደረ ኣስሚዑ፡ ጉባኤና ሎሚ ኣብ ትሕትዚ ውጡር ኩነታት ሀገርና ህዝባዊ ህልቂትን መሰል ደቂ ሰባት ዝተነፍገሉ […]

Press Release

  For Immediate Release Boston, Mass December 19, 2008 The Eritrean Global Solidarity (EGS) convened for its 2nd Annual Congress in Boston on December 13, 2008. The congress was called to evaluate the yearly progress and challenges of the one year old association that was established by the voluntary cooperation of the growing number of […]

ክሳብ መዓስ ምስቃጥ?

ዓመታዊ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣንጻር መደባት ስርዓት ህግደፍ ኣውስትራልያ   ንዝሓለፈ 6 ዓመታት መመልእታ ነቲ ብስም ባህላዊ ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ብህግደፍ ዝዳሎ ዳንኬራን ጓይላን ብምቅዋም፡ ስልጣን ናብ ህዝቢ ክስጋግር፡ ሰብእዊ መስላት ክኽበር፡ ዘሕጋዊ ጨፍላቕን ቀታልን ስርዓት ሓንሳብን ንሓዋሩን ተኣልዩ ብግዝኣተ ሕጊ ክትካእ፡  ቅሱን ሂውትን ጥዑይ ምሕደራ ህዝብን ሃገርን ንኽፍጠር ብቓጻሊ ክሕተት ጸኒሑ። ኩታ ግዝኣተ ሕጊ ንምንጋስ […]

For How Long Can You Remain Silent in the Face of Oppression?

For the last six years, we rallied peacefully against PFDJ-sponsored ‘so-called’ cultural festival in Australia, demanding the transfer of power to the people; respect for human rights; an end to oppression and extra-judicial killings; an end to confiscation of people’s land; the prevailing of the rule of law; citizens’ rights to education, proper health services, […]

Conflict and Conflict Resolution

By Dr Salah I. Jimi, 17 December 2008 This article will attempt to give an overview of the causes of conflict with a particular focus on the nature of current conflicts in developing countries. A significant part of the article deals with the causes of conflicts in Africa. Of the whole of the Continent, the […]

For How Long Can You Remain Silent in the Face of Oppression?

For the last six years, we rallied peacefully against PFDJ-sponsored ‘so-called’ cultural festival in Australia, demanding the transfer of power to the people; respect for human rights; an end to oppression and extra-judicial killings; an end to confiscation of people’s land; the prevailing of the rule of law; citizens’ rights to education, proper health services, […]

Eritreanska Folkrörelse För Demokrati i Sverige

Eritrean Popular Movement for Democracy in Sweden ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲ ኣብ ሽወደን   ጋዜጣዊ መግለጺ ንኩነታት ናይቲ ዝላባዕ ዘሎ ተቓዉሞ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ብሓልታት ምክልኻል ኤርትራ   ሃገርና ኤርትራ  ኣብዚ ዉሽጢ  ዓሰርተ ሸዉዓተ ዓመታት ዘስካሕክሕ ፋሽሽታዊ ምሕደራ ህግደፍ: ኣብ ኩሉ ኣካላት ሕብረተሰብና ዝወረደን ገና እዉን ዝወርድ ዘሎ መጠን ዘይብሉ በደላትን  ጭቆናን ጸብጺብካ ዝዉዳእ ኣይኮነን:: ነዚ ሕጂ ብሰንኪ […]

ናይ ምትብባዕን ደገፍን መልእኽቲ

ብፍሰሃ ናይር ናብ ዝኸበርኩም ሰራዊት ምኽልካል ኤርትራ! አቀዲመ ሃገራውን ሕውነታውን ምዉቅ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፣ ሎምቅነ ብሃገራዊ ሓላፍነት ኣብ ጐድኒ ሕዝብኹም ምዃንኩም ዝገልጽ ድሃይ ኣብ መርበብ ሓበረታ ክከታተል ጸኒሔ፣በዚ ፍናን ዝህብ ድሃይኩም ተመሲጠ ድማ ናይ ምሉእ ደገፈይን ምትብባዕን ዘመልኦ መልእኽቲ ከመሓላፈልኩም ኣፍቅዱልይ። ዝኸበርኩም ጀጋኑ ሰራዊት ምኽልካል ኤርትራ! ብሃገራዊ ሓላፍነትን በቲ ኢደ ወነናውን ዘይቅዋማውን መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ምብስባስ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net