Archive for: June, 2009

ደርጊ ዝናፈቐ ደራፋይ

“ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ” እታ ደርፊ ዜማኣ ኣዝዩ ጥዑም’ዩ፡ ኣብ’ቲ ውሽጣ ሒዛቶ ዘላ ፍረ ናይ’ቲ ደርፊ ግን ” ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ’ዩ። እቲ ፍረ ነገር ገና’ዩ ገና’ዩ እቲ ጉዕዞ እንዳበለ’ዩ ነቲ ደርፊ ይጅምሮ ደራፋይ፡ ኣየና ጉዕዞ’ዩ ገና ዘይጀመረ ? ነቲ ሕቶ ዘንቀለ ስልጣን ዘደልድል ስዒቡ ዝመጸ መልእክቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ ከም’ዚ ይብል… ገና እንድዩ እቲ ጉዕዞ ኣበይ ከ ተፋሪቝ […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት መወዳእታ ካልኣይ ምዕራፍ ራብዓይ ክፋል Eritrean Gruppen i Sverige (መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽወደን)   1 ቡ በቨንስታም……. Bo Bjefvenstam 2 ክርስቲና ቢዮርክ…. Christina Björk 3 ሮልፍ……………… Rolf 4 ፕሮ. ቶማስ…………Pro.Thomas 5 ዮራን ኣስብሪንግ …..Göran Assbring 6 ማሪያነ ማተሊን…….Marian Mathelin 7 ኤቫ ያልማርስሶን……Eva hjalmarsson 8 ጉናር ስቴንስሶን……..Gunnar Stensson 9 ኤቫ ቡንደስታም ……Eva Bondestam […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ቀዳማይ ምዕራፍ ሳልሳይ መወዳእታ ክፋል   መእረምታ፡ ካብ’ቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋል ብጌጋ ሰፊሩ ዝሎ ኣስማት ኣብ ክንዲ ዶ/ር ካርል ንይስትሮም ዶ/ር ካርል ዊንክቪስት፡ ኣብ ክንዲ ኣኔዝ ኒይስትሮም ከም ኤልሲ ዊንክቪስት ተባሂሉ ክንበብ ብትሕትና ክገልጽ እፈቱ። ናይ’ዞም ክልተ ስድራ ቤታት ጻዕርን ድኻምን ካብ ሓድሕዱ ታሪኽን ኣካይዳን ፈላሊኻ ክረአ ኣይክእልን’ዩ። ጻዕሪ ወ/ሮ ኣኔዝ ወ/ሮ ኤልሲን ማዕረ […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ካልኣይ ክፋል   ዝምድና ኤርትራ ሽወደንን፡ ኣብ ሓድሕድ ምክብባርን፡ ደቂ ሰባት ምስ ባህሪ ናይ ዝካየድ ሕቶ ምንባር ዝሓለፎ ሂወት ተጋድሎ’ዩ። ኣብ ከም’ዚ ዝምስረት ሓያል ዝምድና ከኣ ደሊናዮ ኣይደሊናዮ መንም ክቅይሮ ዘይክእል ታሪኽ ንሕሉፍ ተርኽቦታት ሓንሳብ ምስ ሰንዶ ተረሲዑ ዘይድምሰስ’ዩ።   ሽወደናውያን ንኣዋርሕ ዝኣክል ብምድርን ባሕርን ተጓዒዞም ንኤርትራ ክመጹ ብዘይዕላማ’ኳ እንተዘይነበረ፡ ህዝቢ ንምጽናት፡ ህዝቢ ንምጥፋእ […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ቀዳማይ ክፋል    ዝምድና ኤርትራን ሽወደን ንልዕሊ 150 ዓመታት ኣቢሉ ይኸውን ዕድመ ዘለዎ’ዩ። እቲ ቅድም ዝነበረን ሕጂ ዘሎን ከከም ግዜኡ እንዳተቐያየረ ዝተፈላልየ ትሕዝቶ ዝምድናታት ሒዙ ክመጽእ ጸኒሑ።   ይኹን’ምበር ሽወደናውያን ምስክር ነባር ህላውነቶም ኣብ ኤርትራ ዘይበርስ እዩ። ብፍላይ ከኣ ኣብ 40ታትን 50ታትን ዝነበሩ ዜጋታት ህዝቢ ሽወደን ምስ ህዝቢ ኤርትራን መሬታን ልዑል ፍቕሪ ከም ዝነበሮም […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net