Archive for: June, 2010

አገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ኤርትራዊ -ሶሽያል ደምክራስያ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ንኡስ ኮሚተ ሃገራዊ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳያት መሰል ምርጫ ኣብ ስዊደንን ከምኡ ድማ ብዛዕባ ምምራጽ ወከልቲ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣዳልዩልኩም ሰለ ዘሎ ኩሉኻትኩም ኣብዚ ኣገዳሲ ሰሚናር ክትካፈሉ ብኽብሪ ይዕድም።

Important Public Notice / Sweden

The Eritrean social democratic association in cooperation with the Eritrean subcommittee for the National Conference for democratic change in Sweden invite you to seminar to discuss on the rights of voting and participation in the coming national elections in Sweden and on election of its representatives to the Eritrean National conference that will be convened […]

ጉድ ጕዶ ሃገራዊ ዋዕላ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 22 ሰነ 2010 ጉድ ጕዶ ዝብል ቃል ብሓጺሩ፡ እቲ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ እንጥቀመሉ ኣገዳሲ፡ ሓይሊ ምንጪ ነዳዲ፡ ኣብ ዘቤት ንጥቀመሉ’ዩ። እዚ ቃል ኣጥቢካ እንተነበብካዮ ብዒባ ዝተጠፍተፈ ጉድጕዶ ኣብ ኳና ወይ ኣብ ምስድሪ ተጎድጕዱ ምስ ነቐጸ ቀቀሊጥካ፡ መፍልሒ ማይ፡ መብሰሊ ጸብሒ፡ ከም መሰንከቲ ነዳዲ ከኣ ኣብ እቶን ፡ ሞቝሎ ከኣ ትጥቀመሉ።

ጋዜጣ ብርሃን እሞ ሓቅ’ዶ ክንዛረብ

ብኣቋጻጽራ ግእዝ ለካቲት 1984 ኣስመራ እዚ ጽሑፍ ብዘይካ መእተውን ኣብ መደምደምታ ዘሎ ጽሑፍ ብሙሉእ ቅዳሕ ጋዜጣ ብርሃን ምዃኑ ክሕብር እፈቱ። ኣንቶንዮ ተስፋይ 21 ሰነ 2010 መእተዊ ጋዜጣ ብርሃን ብሓሊዮ ሚስዮናዊት ቤተ ክርስትያን ማሕበር ቅዱስ በርናዶስ ዝሕተም ወርሓዊ ጋዜጣ’ዩ። ጋዜጣ ብርሃን ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ ዝሕተም፡ ማሕበራውን መንፈሳውን ኣስተምህሮ ዝዝርግሕ፡ ረብሓ ዘይብሉ ጋዜጣ’ዩ። ረብሓ ክብል እንከለኹ […]

ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዋላ ዝከዱ ሰባት መሪጾም

ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ማለት ኣብ ሎስኣንጀለስ፤ ሳንበርናርዲኖ፤ ሳንድያጎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብምእካብ ንዋዕላ ዝኽዱ ሰባት መሪጾም። እቶም ዝተመርጹ ሰባት ካብ ሰለስቲኡ ዓበይቲ ከተማታት ዝመጹ እዮም። ብዝተኻእለ መጠንውን ንዝተፈላለየ ኣተሓሳስባታትን ከባብን ዝውክሉ ኮይኖም ካብ ኩሉ ጸቢብ ስምዒታት ሓራ ዝኾኑ ምዃኖም እቲ ገዛ ርእዩ።

ኣገዳሲ መግለጺ ካብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን ኩሎም እቶም ጸረ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም ንሓድነት ደንበ ተቓውሞ ዝድግፉ ውድባትን፣ ምንቅስቓሳትን፣ ሲቪካዊ ማሕበረሰባትን፣ ምሁራንን፣ መራሕቲ ሃይማኖትን፣ ዓበይቲ ዓድን፣ ወነንቲ ዝተፈላለዩ መዓከናት ዜናን መንእሰያትን፣ ደቂኣንስቲዮን ካልኦት ክፍልታ ሕብረተሰብናን ወዘተ ዝሳተፉዎ ሰፊሕ ዋዕላ ንክጋባእ ናብ ናይ መጨረሽታ ምዕራፍ እናተሰጋገረ ይመጽእ ምህላው ሓደ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ምዕራፍ ናይ ህዝብና ኣብ መስርሕ ሓድነታዊ ተጋድሉኡ እዩ፡፡

²éª§ A²Vgñ g—E

K†ogñ ‰M mksêHq |§ \F\§ –DM @²Vq mkHÊ`: A²Vq …ÏUd ©öL mkÏE§: „íXqV ‰M A²X K·} ‘éÃï„ïq K´š†oñ †¥; ታሪኽ ኤርትራ እውን ምስ ታሪኽ መግዛእትን: dF[ï ÄS K´š†q} ›ooHHs †£; „íXqV: ©öIU F—Dï H© ‹ÊD sK} [}[Dpgñ K´š†q}: |§ [E\ –Kpq mkSpgñ dF]}: {Ä ‘Ãï… Šmk qkAF –[Xo qa–o –Kq Œ§{ê; §ኹ} †MkX: ©öIU {Ä{q: […]

ምልክዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ስርሑ ኣየጓደለን ! ሙሉእ ብምሉእ!

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 20 ሰን 2010 እዚ ሙሉእ ብምሉእ ዝብል ኣርእስቲ ምስልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ፡ ብሓጎስ ተድላ፡ ብሰላም ስኒት፡ ፍቕርን ልውሃትን፡ ዕብየትን ራህዋን ብምልኣት ሃገራዊ ሓድነት ዝገልጽ ዘይኮነስ፡ ብሙሉእ ጥፋእ፡ ንዴት፡ ሓዘን፡ ምፍልላይ፡ ክሳራ፡ ጸልማት፡ ስደት ሞት፡ ሓዘን ስቓይ፡ ዘይፍትሓዊ ማሕበራዊ ሂወት ህዝቢ ኤርትራ ዝገልጽ ድርሰት’ዩ። ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ንህዝቢ ኤርትራ ንምጽናት ካብ ዝተለሞ መደብ ሓደ ብሓደ እንዳኣተግበረ […]

In Eritrea, the Young Dream of Leaving

AMMAN, Jordan — Long before he learned to dunk on warped wooden backboards, Awet Eyob nursed a dream: to play basketball in America. He is 6-foot-8, built like an oak tree, and seems to have mastered a behind-the-back dribble and crisp passes from the corner of his eye. But one big problem stood between him […]

Southern California Public Meeting for National Conference

We hereby cordially invite you to attend a public meeting for all Eritreans in Southern California to elect fellow citizens to represent us in the upcoming “National Conference for democratic change” to be held in July 31, 2010. This is a continuation of the May 22, 2010 meeting held in San Diego and provides an […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net