Archive for: July, 2010

ደምዳሚ መግለጺ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ-ባሕሪ

ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባሕሪ    ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዕለት 26–ሓምሌ 2010ዓ.ም 2ይ ህዝባዊ ኮንፈረንሱ አብ ከተማ ሰመራ ክልል ዓፋር ኢትዮጰያ አቃኒዑ፡፡ እቲ  መሰል ርእሰ-ውሳኔ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ውሕስነት መሰላቱን መሰላት ካልኦት ብሄራት ኢዩ አብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ንኽልተ መዓልታት ዝጸነሔ ኮይኑ፡ ዓብይቲ ዛዕባታት አልዒሉ ብዕምቆት ዘትይሉ፡ አብቲ ኮንፈረንስ ካብ መዓሰከራት […]

Open Letter to Chairman of Preparatory Committee for National Conference

Mr. Beshir Ishaq Chairman of Preparatory Committee for National Conference Dear Chairman, On 21 July, 2010 Gedab news (awate.com) reported that the preparation for the national conference for democratic change (NCDC) has been finalized and about three hundred fifty Eritrean representatives of diverse back ground ever to gather is expected to attend the conference. Among […]

The Eritrean Accord: Harmonized Constitution

By Mejlis Ibrahim Mukhtar We thank all our contributing partners who responded to our call for input and provided valuable insights and feedbacks to address the issues we raised, issues that we recognize are  too numerous to address here in one single document. We believe these issues, and the case of refugees in particular, will not […]

ጋዘጣዊ መግለጺ

ሓምሌ 17, 2010 ኦታዋ ቁጽሪ ሰነድ:       02/10 ጋዘጣዊ መግለጺ ጋሳ ዝሰኣነ ህዝቢ ህዝቢ ኤርትራ ንዘመናት ተቓሊሱ ናጽነቱ ክጭብጥ ከሎ ትምኒቱ ዝነበረ ብእፎይታ ኣብታ ዝፈትዋ ክብርቲ ሂያብ ስውኣት ሃገሩ ተሓቓቒፉ ክነብር ዝተሰደደ ዓዱ ክምለስ ጽሩይ ኣየር ከስተንፍስን እዩ ኔሩ እቲ ሕልሙ።ኣጋጣሚ ኮይኑ ግን ኣንጻር ናይቲ ኩሉ ሕልምታቱን ኣንጻር ፍረጻማ ቃልሱን ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዝግደደ ሽግርን ሓሳረ […]

ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዓፋር ቀይሕ-ባሕሪ ብዕለት 26-07-2010 አብ ከተማ ሰመራ ንኽካየድ ዓብይ ምድላዋት ይግበር አሎ፡

ክፍሊ ዜና ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባሕሪ 21.07-2010 እቲ ብዕለት 26-07-2010 ብውዕውዕ መንፈስ አብ ከተማ ሰመራ ክልል ዓፋር ኢትዮጰያ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ልዑል ምድላዋት ይግበረሉ ከምዘሎ አዳላዊት ሽማግለ ናይቲ ኮንፈረንስ ገሊጻ፡ እቲ ኮንፈረስ ሕቶ መሰል ርእሰ-ውሳኔ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ-ባሕሪ ውሕስነት መሰላቱን መሰላት ካልኦት ብሄራትን አብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ክካየድ ምኻኑ እታ ሽማግለ ክትገልጽ ከላ አብቲ ኮንፈረንስ ንህዝቢ […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

መስዋእቲ ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን ረዳ፡ ምክትል ኣቦ-መንበር ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ህደግኤ)ን ኣባል ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን፡ ትማሊ ረቡዕ 21 ሓምለ 2010 ብዘጋጠሞ ድንገታዊ ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈልዩ።

More Eritrean refugees fly to USA from Ethiopia

sudanTribune July 22, 2010(ADDIS ABABA) – UN refugee agency (UNHCR) has continued to resettle Eritrean refugees from camps in Ethiopia to the United States under the third country resettlement program. According to a statement by the Administration for Refugees and Returnees Affairs (ARRA) seen by Sudan tribune, some 122 Eritrean refugees were flown to the […]

ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍዶ ወይስ ምጽልጻል ከምትርጉሙ !

ጋዜጣ ሓቅን ሕይወትን ግንቦት 1987 ብኣቋጻጽራ ግእዝ ብኣንቶንዮ ተስፋይ 10 ሓምለ 2010 ብዕለት 22 ሰነ 2010 ኣብ ትሕቲ ሓቂ ዶ ክንዛረብ ዝብል ዓምዲ ጋዜጣ ብርሃን፡ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ ነቲ ዓምዲ ብምሉኡ ደጊመ ጽሒፈ ከም ዝነበርኩ ከዘኻክር እፈቱ። ሎሚ ብተመሳሳሊ ውጽኢት እቲ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፍቶ መልእክቲ ገሊሁን ኣነጺሩ ዝሰፈረ ጽሑፍ እዩ። […]

A Call for action against PFDJ Festivals in Western World

By Fesseha Nair We are now in the season of festivals in Europe where the dictator’s supporters organize a huge festivals in the name of Eritrean people but these festivals are simply income and political propaganda mechanisms of the dictator to control the people in diaspora.

ሓበሬታዊ ጸብጻብ ካብ ኣሰናዳኢት ሽማግለ

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣኼባታታ ትቕጽል ከም ዘላ እናሓበረት ኩለን ንኡሳን ሽማግለታት ዕለታዊ መደባተን ንዝተረፉ ናይ ምስንዳእ ስራሓት ንምምላእ ይቕጽላ ኣለዋ። ከምኡ’ውን ሕጹያት ተሳተፍቲ ዋዕላ ኣብ ዝተወሰነሎም ቦታን ግዜን

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net