Archive for: July, 2010

ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍዶ ወይስ ምጽልጻል ከምትርጉሙ ! ጋዜጣ ሓቅን ሕይወትን ግንቦት 1987 ብኣቋጻጽራ ግእዝ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 10 ሓምለ 2010 ብዕለት 22 ሰነ 2010 ኣብ ትሕቲ ሓቂ ዶ ክንዛረብ ዝብል ዓምዲ ጋዜጣ ብርሃን፡ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ ነቲ ዓምዲ ብምሉኡ ደጊመ ጽሒፈ ከም ዝነበርኩ ከዘኻክር እፈቱ። ሎሚ ብተመሳሳሊ ውጽኢት እቲ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፍቶ መልእክቲ ገሊሁን ኣነጺሩ ዝሰፈረ ጽሑፍ እዩ። እዚ ጽሑፍ ግን ኣብ’ታ

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ፍሉይ ሕታም ቀዳማይ ክፋል ቃል መሕተት ምስ ጋዜጠኛን ሰኣላይን ቡ በቨንስታም ብኣንቶንዮ ተስፋይ   እምበኣር ካብ’ዚ ቀጺልና ሓደ ናይ’ዚ ዘሎና እዋን ብፍላይ ናይ ሰብኣዊ ሕቶ መሰል ኣብ ኤርትራ ንዝምልከት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ ኣርባዕተ ዓበይቲ ጋዜጣታት ሽወደን ንሰብኣዊ መሰል፡ ንፍትሒ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ክጽሕፋ ጸኒሐን፡ ከም መቀጸልታ ናይ’ዚ፡ ነቲ ብመዲያ ሽወደን ዝተባህለን […]

ሓበሬታ ጸብጻብ ኣኼባታት ኣሰናዳኢት ሽማግለ

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ካብ ዕለት 05/07/2010 ጀሚራ ብዛዕባ ምስንዳእ ሃገራዊ ዋዕላ ዝምልከት ተኸታታሊ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ትርከብ፡፡ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ናይ ዝሓለፈ መስርሕ ምስንዳእ ገምጊማን፡ ዝርዝር ኣስማት ተሳተፍቲ ዋዕላ ኣጽፊፋን ነጺራን፡ ከምኡ እውን ኣብ

Libya allows 400 Eritreans to stay

TRIPOLI — Libya said on Thursday that it has granted some 400 Eritreans permission to stay after human rights group warnings that refugees and asylum seekers among them risked abuse if forcibly repatriated. “The relevant authorities have begun taking steps to welcome and integrate these clandestine Eritrean immigrants to prevent them being exploited or put […]

ኣኼባ ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ 3 ሓምለ 2010 ስቶክሆም

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 8 ሓምለ 2010 ብሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ዳርጋ ሓደ ሰሙን ሓሊፉ፡ ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ብዛዕባ ዝተኻየደ ኣኼባ ንህዝቢ ዘሕለፎ መልእኽት የብሉን። እቲ ምስጢር ከኣ ከቢድ ኣይኮነን። ኣብ’ቲ ኣኼባ ስምምዕ ስለ ዘይነበረ ጥራሕ’ዩ ኢልካ ክሕለፍ ይከኣል። ሽማግለ ዋዕላ ስቶክሆልም ካብ ዕለት 22 ግንቦት 2010 ስርሑ ጀሚሩ። እዚ ሽማግለ ኣብ’ቲ ብሃንደበት( መደብ ዘይተተሓዘሉ) […]

Libya denies mistreatment of Eritrean migrants

Thu Jul 8, 2010 5:59pm GMT * Italian sea patrols handed migrants over to Libya * Libya says Eritreans being treated as “guests” * Rights watchdog says has reports of Libyan violence TRIPOLI, July 8 (Reuters) – Libya denied allegations from human rights groups on Thursday that it was mistreating a group of Eritrean migrants […]

Eritrea, Italy to appeal EU: our intervention is not enough

Commissioner for Human Rights of the Council of Europe has asked the Italian cooperation to clarify the situation of the 250 Eritreans detained in Libya, according to some reports, have been subjected to violence and could be forced to return to Eritrea . The Italian government meets demanding international intervention and confirmed his active role […]

Mama’s Guest, Freweini Ghebresadick on Women, Democracy and Human Rights

July 7, 2010 by Mama Afrika Our next Round Table guest comes to us from Europe; but is as African as an African can be. By way of fair and full disclosure; she is also a relative of mine and in my heart, she is my sister. She is Eritrean by birth. But, like many […]

Public meeting invitation

The subcommittee of the participants in the NCDC (National Conference for Democratic Change) from Melbourne (Australia) invites all concerned Eritreans to a public meeting to express their:

ጕራማይለ ሃገራዊ ዋዕላ

ኣንቶንዮ ተስፋይ 5 ሓምለ 2010 ናይ ዕለት 3 ሓምለ 2010 ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ኣኼባ፡ በቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ብዕለት 24 ሰነ 2010 ተዘርጊሑ ዝነበረ መግለጺ ሽማግለ ዋዕላ ሽወደን ኩሉ ዝተዓዘቦ’ዩ። እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝተዘርግሐ መግለጺ ከም’ዚ ኣብ ታሕቲ ዝስዕብ ይብል፡ (መስመር ናተይ’ዩ) ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ ኤርትራዊ -ሶሽያል ደምክራስያ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ንኡስ ኮሚተ ሃገራዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net