Archive for: January, 2011

ስድሪ ሎሚ ቐዳም 08-01-2011 ኣብ ከተማ ሎንደን ካልኣይ ጉባኤኣ ጀሚራ።

ዜጋታት ንደሞክራሲያዊ መሰላት ኤርትራ (ስድሪ) ሎሚ ሸሞንተ ጥሪ 2011 ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ከተማ ለንደን ካልኣይ ጉባኤኣ ጀሚራ። እዛ ዓለማዊ ዝርገሐ ዘለዋ ኤርትራዊት በርጌሳዊት ማሕበር ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቢላ ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ዝኾነ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብምቅዋም፣ ኣብ ኤርትራ ጭኮናን ግፍዕን ኣኽቲሙ ብህዝቢ ዝምረጽ ቅዋማዊ ስርዓት ንኺምስረት ኢያ ትቃለስ። […]

ኮምሽን ኣብ ከተማ ፊኒክስ ኣድማዒ ናይ ስራሕ ባይታ ኣንጺፉ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ከም መቐጸልታ እቲ ኣብ ኩለን ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ጎስጓስን ኣስተምህሮን ዕማማት፡ ኣብ ከተማ ፊኒክስ እውን ምስ ካብ ኤርትራዊት ሃገራዊት ኮምሽን ዝተፈልየ ኣረኣእያ ዝነበሮም ዝተፈላለዩ ገዳይም ተቓለስቲ፡ ስፊሕ ምይይጥን ልዝባትን ድሕሪ ምግባር፡ ኣብ መንጎ እቲ ንነዊህ ክኸይድ ዝጸነሐ ፖለቲካዊ ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ዝኽተሎ ንኹሉ ማሕበረሰብ ኤርትራ ማእከል […]

KÃg—p }‰êD÷M ©N‹V]¥gñ D‘é•ï ›©F£ ²éªê\q

 …mk ›HDÊ |§ ŒMa} …‰òl mkM‹}¥q ILi ‰ê{pq …¢X} a´X K¶–›¥} ›oK©k }ŒMa} œl MMVÃö ]D s§·–K }a•ê  s§o\qË [lq —©öEq |§ MMVÅM ‰§[|‰F {sï …mk pIoñ o·chñ[é sD÷ }‹|gI oKªïké {óT; ]Dsï ‰… †}C †oñ —©öEq| ‹}¹chKDê} mkHlX }‹}šo}   …mk CE}©ö q{mkT ²ªê\q „íXqV‘é¥} …mksï …‰òl †sï ‹q\o\oË  mkqIq| }—©öM;

ሰላማዊ ሰልፊን “ፈስቲቫል” ህግደፍን ገጽ ንገጽ (ኣውስትራልያ 2011)

ዓመት መጸ ምስ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ምፍጣጥ ንታሽዓይ ዓመቱ ሎሚ ዘመን’ውን ከምቲ ልሙድ ኣብቲ ብሳዕብቲ’ቲ ጨፍላቒ ስርዓት ዝተመርጸ ቦታ ተገይሩ። ተቓወምቲ ሕሰም ህዝቢ ኤርትራ ከብቕዕ ሰላምን ራህዋን ዝሰፈኖ ሰርዓት-ምምሕዳር ክህነጽ፡ እምቢትኦም ንዚ ህላወ ሃገር ኣብ ሃደጋ ዘእተወ፡ ዕድመ መንእሰያት ብኾንቱ ዘባኸነ፡ ዜጋታት ኣብ ኣብያተ-ማእሰርቲ ዘሕቀቐ፡ መባእታዊ መሰል ነጻ-ፕረስ ዝዓጸወ፡ መሰል ወልቃዊ እምነትዝኾነነ፡ ባህልን ልምደን ህዝቢ […]

ህዝባዊ ኣኼባ ንተቐማጦ ካርልስሩሀን ከባቢኣን

ክቡራት ጠቐማጦ ካርልስሩሀ  መቐጸልታ ኣኼባና ንቀዳም ዕለት 15 ጥሪ 2011 ኣብ ሽታይን ስትራስሰ 23 ንሰዓት 15፡00 ተቖጺሩ ኣሎ። ኣብ መጻኢ ኣኼባና ብዛዕባ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብኡ ዝተበጽሐ ስምምዕን ተመርኲሱ ንዝቐርብ ሕቶታት በቶም ኣብ ዋዕላ ዝተሳተፉ ኣሕዋት ክበርህ እዩ። ቀጻሊ ኣኼባታት ንምክያድ ዘኽእል መደባትን ንምድላው ሃገራዊ ጉባኤ ዘድሊ ስርሓትን ኣብኡ ክቐርብ ዝድለ ርእይቶታትን ሕሳባትን ህዝቢ ዝእከበሉ […]

Dialogue for building a genuine partnership

By Fesseha Nair The word dialogue is a Latin word meaning to let flow ideas. Practicing dialogue enables the true meaning its significance. Through dialogue our natural intelligence is able to reveal itself. Our humanity is afforded the possibility recognizing itself. Dialogue offers different interests an opportunity to interact in a non-adversarial way, when opposing […]

ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ንቀዳም ጥሪ 8, 2011 ጕስጓሱ ናብ (3) ከተማታት ክቕጽል’ዩ

ኮምሽን ንዝተዋህቦ ናይ ጊዜ ሕጽረትን ሰሌዳን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብዕቱብ ስርሑ እናሰላሰለ፡ እንሆ ኣብ ሰላሳ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ዕዉት ዑደታት፡ 30 ህዝባዊ ሽማግለታት ብምቛም ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ። ኣብ’ዚ ሰሙን እዚ ቀዳም 8 ጥሪ 2011 ከኣ ጉዕዙኡ ንከተማታት ኣትላንታ ጂዮርጅያን፡ ፍኒክስ ኣሪዞናን፡ ቫንኩቨር ካናዳን ክኸውን’ዩ። ከተማ ኣትላንታ ኣብ፡ Dekalb Public Library, ሰዓት12፡30 ድሕሪ ቀትሪ […]

The commission will visit 3 more cities in N. America on Saturday January 8th, 2011

The commission (ENCDC) seriously taking into consideration the time constraint, and the time table given to accomplish the task, is aggressively campaigning to mobilize Eritreans in the Diaspora to participate in the political process of the upcoming National Congress for Democratic change. Since our campaign started, the commission had formed 30 people’s committees in North […]

ርሑስ በዓል ልደት

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንተኸተልቲ ሃይማኖት ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ናብዚ ክቡር በዓል ልደት’ዚ ብሰላም   ኣብቕዓኩም ብምባል ሰናይ መልእኽቱ የመሓላልፍ። ብምቅጻል በዓል ልደት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ስኒትን ራህዋን ክኸውን ልዑል እምነቱ ይገልጽ። 

Journalists in 2010 targets and bargaining chips

Published on 30 December 2010 Figures in 2010 57 journalists killed (25% fewer than in 2009) 51 journalists kidnapped 535 journalists arrested 1374 physically attacked or threatened 504 media censored 127 journalists fled their country 152 bloggers and netizens arrested 52 physically attacked 62 countries affected by Internet censorship Fewer killed in war zones Fifty-seven […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net