Archive for: April, 2011

መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ በርሚግሃም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንኹሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ዝኾንኩም ተቐማጦ ከተማ በርሚንግሃምን ሚድ ላንድን ብዛዕባ ዝሓለፉ ንጥፈታትን ዝተሰላሰሉ ዕዮን ካብ ዕማማት ኮሚሽን መብርሂ ክወሃብ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ኣኼባ ክትርከቡ ትዕደሙ ። ከም ‘ውን ሓደስቲ ምዕባለታትን ናይ ኩነታት ኤርትራን እቲ ኮሚሽንን እንኮላይ ሓፈሻዊ ጸብጻብ ናይ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡን ናይ ዝመጽእ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት […]

2010 Human Rights Report: Eritrea

Bureau of Democracy, Human Rights, and Labor 2010 Country Reports on Human Rights Practices April 8, 2011 Eritrea is a one-party state that became independent in 1993 after its citizens voted for independence from Ethiopia, following 30 years of civil war. The People’s Front for Democracy and Justice (PFDJ), previously known as the Eritrean People’s […]

URGENT CALL TO THE ERITREAN YOUTH

I would like to precede my writing by offering my message of condolences to all concerned Eritrean people in general, and to those who lost their loved ones in the recent tragedy in the Mediterranean Sea in particular. At the same time I am proud to hear that a service in remembrance in honour of […]

Eritrea – Amnesty International Report 2010

Human Rights in State of Eritrea Head of state and government                   Isaias Afewerki Death penalty                                                   abolitionist in practice

ENCDC PUBLIC MEETING IN SPRINGVALE – MELBOURNE

The ENCDC support committee take this opportunity to congratulate all Eritreans in the opposition camp for displaying a successful Rally on the 26th of March in solidarity with our people. The ENCDC Political and Organisational Support Committee in Melbourne will hold its first public meeting in the South Eastern Region of Melbourne in Springvale. The […]

Movement of “ Eritrean Nation Need to Step Down Eritrean HGDF Regime – Facebook “ will hold a symposium at Al-Hiwar Arabic Paltalk Room

REPORT OF LONDON SUPPORT COMMITTEE FOR ENCDC- SECOND PUBLIC MEETING.

LSC- On 10/4/11 a public meeting was held in London regarding the Eritrean national Commission for Democratic Change. The meeting was opened by a minute silence for the recent tragedy of Eritreans who perished in the Mediterranean Sea. The meeting then continued its session under the following agenda: Report of the 2nd regular meeting of […]

መጸዋዕታ ንምቁራጽ ዓመጻዊ ጸወታ ስልጣን ኣብ ኤርትራ

ኣብ ኤርትራ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ስርዓት ዘካይዶ ዘሎ ፖሊስታት ግፍዕታት ህዝቢ ኤርትራ ንከይግንዘብ ንምትላል ዝኣኽል፡ ብሰንኩ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከባቢ 400 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሂወቶም ክሓልፍ ከሎ፡ ኣብ ውሽጥን ደገን ኤርትራዊ ህዝባዊ ደገፍ ከም ዘለዎ ንምምሳል ብምጽዓር፡ ኣብ ዞባና ኣንጻር ምልካውያን ስርዓታት ዝለዓል ዘሎ ህዝባዊ ሰውራታት ንምዕጋት፡ ብኢንባሲታቱን ገለ መገባርያታቱን ንውድዕነት ኤርትራ ብልክዕ ዘየንብቡ ንጹሃት ዜጋታትን […]

መግለጺ ብዛዕባ ምጥሓል ኤርትራውያን ሰደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝምልከት

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ነቶም ብ22ን 26ን መጋቢት 2011 ካብ ርእሰ ከተማ ሊብያ ዝተበገሱ ከባቢ 400 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብስንኪ ምስጣም ክልተ መራኽብ ዘጋጠሞም ኣሰቓቂ ሓደጋ፡ ነዚ ዜና’ዚ ብምክትታል ዓሚቕ ሓዘኑ እናገለጸ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንስድራ ቤት ግዳያት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ብድሕሪ ምባል እዚ ዝስዕብ ሓቕታት የተንብህ።   ቀዳማይ፡ ኣብ ሊብያ […]

ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን ፡ ንዋዕላን ኣንፈቱን ዝምልከት ናይ ህዝቢ ኣኼባ፡

       ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዳርጋ ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ስቪክ ማሕበራት ውልቀ ዜጋታትን ዝተሳተፍዎ፣ሰፊሕ ዋዕላ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ከምዝነበረ ኩሉ ዝዝክሮ ኢዩ።እዚ ኣኼባዚ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝወሓዙ፣ ብሃይማኖት፣ብብሄር፣ ብቋንቋ፣ብጾታን ብዕድመን ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ዜጋታት ኣብ ሓደ መኣዲ ኮፍ ኢሎም ብምዝታይ ኣገዳሲ ሃገራዊ ውሳኔታት ዘሕለፍሉ ታሪኻዊ ኣኼባ ምንባሩ ብዙሕ ተነጊሩሉን ተጻሒፍሉን ኢዩ፡፡ሓደ ካብቲ ኣገዳሲ ውሳኔታት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net