Archive for: September, 2011

Kebire Foundation Sweden branch in cooperation with Eritrean Cultural Forum in Birmingham

  On the occasion of Golden Jubilee on the 50th Anniversary of Eritrean Revolution, Kebire Foundation Sweden branch in cooperation with Eritrean Cultural Forum in Birmingham host a founder and publisher of Awate.com and an author of the book “Of Kings And Bandits” Mr. Saleh Gadi Johar to present a valuable lecture on Language and […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ ካብ በርሚንግሃም ኣብ ሃገርዊ ጉባኤ ዝሳተፉ ሕጹያት ንምምራጽ ኣብ በርምንግሃም ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ ኢዩ

ተሓጋጋዚት ሽማግለ በርሚንግሃምን ሚድላንድስን ንሃገራዊ ኮሚሽን ንኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዝሳተፉ ሕጹያት ንምምራጽ ናይ ምድላው ስርሓ ኣብዚ እዋን እዚ ብምዝዛም ህዝባዊ ኣኼባ ትጽውዕ። ንኩሎም ወከልቲ ናይ ኩለን ደገፍቲ መስርሕ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ከም ተዓዘብቲ፣ ንጡፋት ምዝጉባት ኣባላት ኮይንኩም ጉቡእ ክፍሊት ገንዘብ ዘማላእኩም ድማ ምሉእ መሰልኩም ኣብ ምርቋሕ፣ ምድማጽን መስርሕ ምርጫ ክትጥቀምሉ ትዕደሙ። እቶም ክሳብ ሕጂ ግቡእኩም ብምሉእ […]

ቀዳማይ ጉባኤ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ መሰል ርእሰ-ውሳኔ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዘየዋላውል መሰል ኢዩ አብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ አብ ከተማ ሰመራ ክልል ዓፋር ኢትዮጰያ ተዛዚሙ፡፡

እቲ አብ ግንበት 2009ዓ.ም.ፈ መስራቲ ጉባኤኡ ዘካየደ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ቀዳማይ ጉባኤኡ ሎሚ ዕለት 26መስከረም 2011 አብ ከተማ ሰመራ ዓፋር ክልል ኢትዮጰያ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋቱ ብዕለት 27መስከረም 2011ዓ.ም 6ዓንቀጻት ዝሓዘ ውሳኔታት ለበዋታትን ብምሕላፍ ጉባኤኡ ዛዚሙ፡ እቲ ግደ መንእሰይ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ አብ መጻኢ ዕድል ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ነደንፍዕ አብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተኻየደ […]

ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንበዓል መስቀል ኣብጽሓኩም ይብል። በዓል መስቀል ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ራህዋን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን ከኣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ይምነ።

Ten Years On, Vindication of “Temberkaknet”

In January 1999, Min. Beraki Ghebreselasie advised PIA in writing that it is much wiser to pursue diplomacy to achieve one’s aims.  PIA accused Min. Beraki of “Temberkaknet”  In August 2000, Min. Haile Drue told every Eritrean that would listen thatEritrea’s best interest lies in pursuing diplomacy to resolve the border and any other burning […]

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጊዘን ሃገር ጀርመን

ንሰንበት ዕለት 2 ጥቅምቲ 2011 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ። ተቓውሞና እነካይደሉ ኣብ ፊት ኤክስፖ (መሰ Messe Giessen) ከተማ ጊሰን ሰዓት 4 ድ.ቀ. (16) ክጀምር ምዃኑ ንኵሎም ግዱሳት ኣሕትን ኣሕዋትን ብኽብሪ ነፍልጥ።     ዲክታቶርያውያን ገዛእቲ ህግደፍ፡ ብዙሓት ደገፍቲ ከምዘለዉዎም ንምምሳል ዘይተጠቕምዎ ብልሓታት ከም ዘይህሉ ከም እትፈልጥዎ፡ ንዚኵሉ ተግባራት ብምፍሻልን ኣብ […]

Important Announcement

Eritrean Al-Hiwar Arabic Room will host Ustaz Ali Mohamed Said, Head of the Political Committee of the Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC) for updating the audience about the ongoing final arrangements & preparations for holding the National Congress, that is on Saturday October 1st, 2011 at 10:00 PM CET – 11:00 PM Asmara […]

ምልክታ : ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ)፡ ንቀዳም ዕለት 24/09/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ፡፡ እቶም ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽርከቡ ዕድመ ዝግበረሎም ዘሎ ነቶም ናይ ኤርትራ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣባልነት መመዝገቢ ቕጥዒ ከምኡውን እቲ ናይ መመዝገቢ ክፍሊት ገንዘብ ዘማልኡን ይኾኑ፡፡   ናይዚ ኣኼባዚ ቐንዲ ትሕዝቶ እቶም ንመጻኢ ማለት ወርሒ ጥቕምቲ 2011 ዝግበር […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

Pictural Report ትማሊ ዓርቢ ዕለት 16 መስከረም ኣብ ፍራንክፎርት ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ሃገር ኤርትራን ቤት ጽሕፈት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ተረኺቡ ነቶም ብመስከረም 2001 ሒዞም ዝተኣስሩ ክሳብ እዚ ዕለት‘ዚ ክሲ ከይተመስረተሎም ብዘይ ፍርድን ፍትሕን ካብ ዓለም ተሰዊሮም ኣብ ትሕቲ ሞቑሕ ቤት ማእሰርቲ ዝሳቐዩ ዘሎዉ ብምዝካርን ብቕጽበት ክፍትሑን ዝጠልብ ውዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እዚ ብዙሓት ኣብ ሃገር […]

ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ስለምታይ እዩ ንንዮርክ ዝመጽእ ዘሎ?

ውልቀመላኺ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣርባዕተ ካብ ኣዕርዅቱን መወልቱን ዝነበሩ መራሕቲ፡ ሰሜን ኣፍሪቃ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ስልጣኖም ብህዝቢ ተባሪሮም ኣብ ምዅብላልን ቤትማእሰርትን ይርከቡ’ለዉ። እዚኣ ካብ ትኸውን ኣትሒዙ ድማ ከምወኻርያ መሕብኢቱ ጠፊኣቶ ሸለብ ገለብ ክብልን ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ መንገዲ ዘተዓርቕዎ ክደልን፡ ድቃስ ለይቲ ኣብዩዎ የዕለብጥ ምህላዉን ካብ ህዝቢ ክዉል ኣይኮነን። ብዙሓት ጀጋኑ ዝተሰውእሉ ሃገር ቁጠበኣን ማሕበራዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net