Archive for: March, 2012

ተበራበሩ

 ኣቱም እንዳፈለጥኩም ዝደንቆርኩም እንዳ ሰማዕኩም ዝጸመምኩም

ተሳትፎ ደቂ- ኣንስትዮ ሕጂ ‘ውን ብግብሪ ይረጋገጽ

ኣብ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ተጋድሎ ቃልሲ ኤርትራ ኣበርክቶ፣ ግደን ኣስተዋጽኦን ደቂ- ኣንስትዮ ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ኣብቲ እዋን እቲ ዓቃባዊ ብምንባሩ ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ድርብ ወጽዓ ይካየድ ነይሩ። ነዚ ኣጉል ኣረኣእያን ኣተሓሳስባን ንምቅያር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰውራ ተሰሊፈን፣ ብረት ብምልዓል ካብ ኣሕዋተን ከይተፈልያ ኣንጻር መግዛእቲ ተቓሊሰን፣ ብዓቢኡ መስዋእቲ ‘ውን ከፊለን። ቅድሚ […]

Ethiopia attacks Eritrean base after tourist killings

Ethiopian government spokesman Shimeles Kemal (AFP) By Jenny Vaughan (AFP) ADDIS ABABA — Ethiopia attacked an Eritrean military base Thursday over the killing of five European tourists on its territory this year, accusing its neighbour of training “hit-and-run terrorists”. Amid international appeals for restraint, government spokesman Shimeles Kemal threatened further attacks against its neighbour as […]

ሰፊሕ ሰሚናርን ድሙቕ በዓልን ብኣጋጣሚ ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን

ክቡር ተቓላሲ ህዝብና፡ ክቡራት መሓዙትናን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን፡ ዕለት 24.03.2012  ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን።   ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡-   መደብ 8 መጋቢት 16:00         መኽፈቲ ኣኼባ    16:20         ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን  17:30 […]

ኣብ በዓል ደቂኣንስትዮ 8 መጋቢት 2012

Svensk-eritreansk samarbetsorganisation För demokratiutveckling     ኣብ በዓል ደቂኣንስትዮ 8 መጋቢት 2012 ብጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ምዕባለ ሽወደን ዝቀረበ መልእኽቲ   ዝኸበርክን ኣዳለውቲ በዓል 8 መጋቢት 2012! ዝኸበርክን ሓለፍትን ኣባላትን ማሕበር ደቂኣንስትዮ ንውህደት! ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ዕዱማት!   ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ መበል 102 ዓመት ምሳኻትክን ሓቢርና ከነብዕል ብዝተገብረልና ዕድመን ከምኡ ድማ በዚ ታሪኻዊ ኣጋጣሚዚ ናይ ደገፍ […]

ዜናዊ መግለጺ

ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑ፡ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናብ ኤርትራ ንምምላስ፡ መንግስቲ ኖርወይ ምስ ሰበስልጣን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝርርብ ይርከብ’ሎ ዝብል ሓበሬታ መሰረት ብምግባር፡ ናብ ሃገሮም ምስ ዝምለሱ በቲ ስርዓት ዘጓንፎም ዘይተኣደነ ሓደጋታት ማእሰርትን ስቅያትን ሞትን ኣመልኪቱ፡ ብዕለት15 ለካቲት ናብ  ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተሪ ኖርወይ ከምኡ’ዉን […]

ዕዉት ዑደት ልኡኽ ሃገራዊ ባይቶ ናብ ብሩክሰልስ

ልኡኽ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ብሩክሰልስ ዑደት ከም ዘካየደ ተሓቢሩ። ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑን፡ ኣቶ መስፍን ፍትዊ ሓላፊ ሽማግለ ወጻኢ ዝምድናታት ሃገራዊ ባይቶ–ምምሕዳር ዞባ ኢወሮጳን፡ ኣብ’ታ ዋና መደበርን መንሃርያን ሕብረት ኤውሮጳ ዝዀነት ከተማ ብሩክሰልስ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ EEAS (European External Action Service)፡ ኣብ 28 […]

Currency, Naizghi, ENCDC & Libraries

De-evolutionizing Eritreans   The recent announcement by the Central Bank of Eritrea(Shabait January 16, 2012) that it is issuing “colored” currency notes is tantamount to, in the words of PIA, de-evolutionizing the Eritrean population.  It is to be remembered that when Eritreaissued its own currency some fourteen years ago, a concerned citizen asked PIA during […]

ምቛም ምምሕዳር ዞባ ኤውሮጳ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ብመሰረት ጻውዒት መሪሕነት ሃገራዊ ባይቶ፡ ንኣብ ኤውሮጳ ዝነብሩ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘሳተፈ ኣገዳሲ ኣኼባ ብዕለት 09/03/2012 ተሰላሲሉ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ፡ ኩሉ መዳያዊ ጐስጓስ ብምክያድ፡ ግደ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ቃልሲ ክብ ንምባልን፡ ኣብ ስራሕ ዝጽመድ ህዝባዊ ሽማግለታት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኤውሮጳ ንምቛምን፡ ሓላፍነት ዝስከም ምምሕዳር ሃገራዊ ባይቶ – ዞባ ኤውሮጳ ንምምራጽ እዩ ነይሩ።   […]

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ-ሽማግለ መንእሰያት ኣብ ስካንዲናቭያን ኤውሮጳን ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኣን ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳይ ንምዝታይ ኣብ‘ቲ ኣዳሊይዎ ዘሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።     ዕለት  ቀዳም 17-03 -2012 ቦታ   ABF Hallonbergen ሰዓት  13:00—18:00       ብድሓን ምጹ   ሽማግለ መንእሰያት    

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net