Archive for: April, 2012

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት

ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብዘይዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ካብ መጀመሪያ ናጽነት ኣትሒዙ ስልጣን ሒዙ ፍጹም ምልካዊ ኣገዛዝኣ ተኺሉ ህዝብን ሃገርን ዘብርስ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ብሰንክቲ ብውሽጥን ብደገን ክኽተሎ ዝጸንሐ ኣዕናዊ ፖሊሲታቱን ተግባራቱን ናብ ውድቀቱ ተገማጊሙ ኣሎ። በዚ መሰረት ኤ.ዲ.ኪ ኣብዚ እዋን’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተኣፋፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ክከታተሎ ብምጽንሑ ከም ናይ ለውጢ ሓይሊ መጠን ነዚ ዝስዕብ የረጋግጽ። • ኤ.ዲ.ኪ […]

ነዚ ሎሚ ቕነ ብዝተፈላለየ መርበብ ሓበሬታት ክነፍስ ዝቐነየ ሞት ኢሰያስ አፈወርቂ ብዝምልከት ዝወጸ መግለጺ

ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 25ሚያዝያ 2012 እዚ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ቡዙሃን መራኸቢታት ክናፈስ ዝቐነየ ዝተዋቐዐ ሓበሬታታት ኢሰያስ ሞይቱ ወይ ብጹኑዕ ሓሚሙ ናብ ቐጠር ወይ ናብ ሱዑድያ ወይ ዱባይ ከይዱ ዝብሉ ዘይተራጋገጹ ሓበሬታታት ክንሰምዕ ቐኒና፡ እዚ ወረ›ዚ ግን ካብ መሰረቱ ዘይቁኑዕ ወረ ምኻኑ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ እቲ ንአስታት 35 […]

Mel’ikti Teqalasit Elsa Chyrum Nab Wlqmelaki Issayas Afwerki

Mel’ikti Teqalasit Elsa Chyrum Nab Wlqmelaki Issayas Afwerki

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሚድላንድ ( በርሚንጋሃምን ከባቢኣን)

ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ በርሚንጋሃምኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ቀዳም፡ 28/04/2012 ቦታ፡ Newton Community Centre, Newton Birmingham, B19 2SW ግዜ፡ 14፡30 – 18፡30

ክፉት ዕድመ ኮንፈረንስ ኤርትራውያን መንእሰያት ዋሽንግተ ዲሲ ንኩሉ ደላዪ ለውጢ

ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ወጽዓ ህዝብና ንምብቃዕን ውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ካብ ሃገርና ንምጉሓፍን ዝሕግዝ ስትራተጂ ንምንዳይ፡ ካብ 25 ክሳብ 27 ግንቦት ንኩሉ ግዱስ ዘሳትፍ ኮንፈረንስ ንምእንጋድ ንሸባሸብ ኣለና። እዚ ብዙሕ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ዋዕላ ሓድነትና ኣደልዲሉ፡ ጥርናፈና ኣሐይሉ፡ ናይ ቃልሲ መንፈስና ስሒሉ፡ ንህዝብና ካብዚ ተጻዒንዎ ዘሎ ኣርዑት ህግደፍ ዘናግፍ ቀያሲ መቃለሲ መንገዲ ሓንጺጹ ክወጽእ ትጽቢት ይግበር። ኩሉ ብደረጃ […]

ኣዝዩ ህጹጽ መልእኽቲ፣ ኣብ እዋን ሞት ክናና!

ኣለና ሚያዝያ 24 2012 እቲ ከም ተኹላ ናብ ማእከል ኣባጊዕ፣ ናብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ኣትዩ ደምና ዝሰተየን ከም ደቂ ዛግራ ዝበታተነናን ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሞይቱ ኢዩ። more >>>

ደምዳሚ መግለጺ ካብ ሰሚናር መንእሰያት ኤርትራዊያን ዓፋር

አብ መዓስከር ስደተኛታት በራሕለን፣አሳዒታ፣ዳሉልን ክልል ዓፋር ኢትዮጰያ እንርከብ መንእሰያት ኤርትራዊያን ዓፋር ካብ 14-21 ሚያዝያ 2012 ከነካይዶ ዝቐነና ሰሚናር ብዓወት ተዛዚሙ፡ እቲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፖሎቲካውን ዲፕሎማስያውን ኩነታት ብዝምልከት አልዒሉ ሰፊሕ አኼባ ዝተኻየደ ሰሚናር አስታት 1000 መንእስያት ተሳቲፎሞ፡ እቲ ብመንእሰያት መዓስከር ስደተኛታት አሳዒታ፣በራሕለን፣ዳሉልን ተዳልዩ ዝተወደበ ሰሚናር ህዝቢ ኤርትራ አብ ሓደገኛ ኩነታት በጺሑ ከምዘሎን ስርዓት […]

ክሌተ-ወርሓዊ ዕሊዊ ሌሳን

ክሌተ-ወርሓዊ ዕሊዊ ሌሳን ኤርትራዊ ዯሞክራስያዊ ግንባር /ኤዯግ/

IN SUPPORT OF EDA

I read an article by Amanuel Hidrat on Awate web site, attacking EDA ( Eritrean Democratic Alliance), the basic political foundation of the opposition camp, or the Eritrean people for that matter. I am not trying to say, EDA as an alliance of Political organizations, can not make mistakes in it`s decisions and policies. Further […]

FREIHEIT FÜR ALLE IN ERITREA

Die in Deutschland und anderen europäischen Ländern lebenden Anhänger und Mitglieder des diktatorischen Regimes Afewerkis protestieren am 27. April 2012 in Berlin Resolution 2023 (2011) verabschiedet auf der 6674. Sitzung des Sicherheitsrats am 5. Dezember 2011

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net