Archive for: April, 2012

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ቃለ መሕትት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና፣ ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንህሉው ፖሎቲካውን ማሕበራውን ጉዳያት ሃገርናን ከምኡ’ውን ኣብዚ እዋን’ዚ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ሬሳ ተጋዳላይ ናይዝጊ ክፍሉ ብዝምልከት ምስ ሬድዮ ኤረና ካብ ትማሊ ዓርቢ 20 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ዝፈለመ ሰፊሕ ቃለ-መሕትት ኣካይዱ ስለዘሎ ንኽትከታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም፣ ኣብ ቀጻሊ’ውን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ […]

መጸዋዕታ ኣኼባ ስቶክሆልም

እቲ ካብ ነዊሓ ግዜ ብጽሑፋቱ ክንከታተሎን ክንስዕቦን ዝጸናሕና ”ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ሞት ክናና ንኢሰያስ” ዝብሉ ኣርእስታት ምጥቃስ ይከኣል። ንስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ንኢሰያስን ሰዓብቱን ብትብዓት ዘቃልሔ ኣለና ተጋ. ረድኢ መሓሪ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝገብሮ ዘሎ ዕዶቱ ኣብ ስቶክሆልም እውን ምስ ህዝቢ ሰፊሕ ኣኼባ ከካይድ ተዳልዩ ስለዘሎ ንኹሉ ደላዪ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ብኽብሪ ንዕድም። […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ከተማ ኦታዋን ከባቢኣን ህዝባዊ ሽማግለ ንምቛም ኣኼባ ክካየድ ስለ-ዝዅነ ንኹሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣካል ናይዚ መስርሕ’ዚ ኰይኑ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኣብ ምእላይ ኣረሜናዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍን ኮራኩሩን እጃሙ ከበርክት ብትሕትና ንጽውዕ። ዕለት -ቀዳም 21/04/12 ቦታ -Jack Parcel Community Ctr. 320 Jack Parcel lane/Elgin ሰዓት -3፡30-6።30p.m ብድሓን ምጹ፡ […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ቀዳም፡ 05/05/2012 ቦታ፡ Hallonbergen ABF ግዜ፡ 15፡00 – 18፡00 “ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ […]

On the Occasion of the 21st Anniversary of the Eritrean Independence

On the Occasion of the 21st Anniversary of the Eritrean Independence You are cordially invited to attend

ርሑስ በዓል ፋሲካ

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቛዕ ናብ በዓል ፋሲጋ ኣብጽሓኩም ይብል። በዓል ፋሲካ ኣብ መንጎ ህዝብና ፍቅርን ሰላምን ስኒትን ራህዋን ዘደልድል ንኽኾነልና ድማ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ 14/4/2012

ኣውሎ ንተሓላቂት ሰብኣዊ መሰላት

ኣውሎ ንተሓላቂት ሰብኣዊ መሰላት ሓብትና፡ ጓልናን ኣደ ውጽዓትን ወ/ሮ ኤልሳቤጥ ጭሩም ኣዉሎ ዶ ኽብለላ፡ ንኤልሳቤጥ ጭሩም ታ’ነሕዋታ ተውጽኦም፡ ስሒባ ካብ ህጉም ንአሓታ ተናግፈን፡ ካብቲ ጨካን ሕሱም መልእኽታ ጸላዊ’ዩ፡ ልሳና’ውን እሩም ኤልሳ! ዋዕሮ ዶ ክብለኪ፡ ዛግራ ጎይያ ዘይትደክም፡ ሕልኽላኽ ዘየብኩራ ክሳዳ ትመዝዝ፡ ትጥምት ኣዚራ ዘይትቐስን ከይገበረት፡ ኣመት ቁም-ነገራ ምጽሓፍ ዘይስልክያ፡ ዘይነጽፍ ብርዓ ትምሕጸን ተስምዕ፡ ክንደይ’ኳ ‘ድሚዓ […]

ርሑስ በዓል ፋሲካ

Farajat Team would like to wish you all a Happy Easter. Farajat Team

What are the “ ENCDC GOVERNING DOCUMENTS”?

By Fesseha Nair The Awasa Congress endorsed three documents: 1. National Charter 2. Organizational Constitution 3. Road Map “ Any organization without written and agreed upon rules would be at the mercy of the majority’s whims” These documents are the governing documents of the Eritrean National Council for democratic change/ ENCDC. It is these documents […]

ኣውሎ ንተሓላቂት ሰብኣዊ መሰላት

ሓብትና፡ ጓልናን ኣደ ውጽዓትን ወ/ሮ ኤልሳቤጥ ጭሩም ኣዉሎ ዶ ኽብለላ፡ ንኤልሳቤጥ ጭሩም ታ’ነሕዋታ ተውጽኦም፡ ስሒባ ካብ ህጉም ንአሓታ ተናግፈን፡ ካብቲ ጨካን ሕሱም መልእኽታ ጸላዊ’ዩ፡ ልሳና’ውን እሩም ኤልሳ! ዋዕሮ ዶ ክብለኪ፡ ዛግራ ጎይያ ዘይትደክም፡ ሕልኽላኽ ዘየብኩራ ክሳዳ ትመዝዝ፡ ትጥምት ኣዚራ ዘይትቐስን ከይገበረት፡ ኣመት ቁም-ነገራ ምጽሓፍ ዘይስልክያ፡ ዘይነጽፍ ብርዓ ትምሕጸን ተስምዕ፡ ክንደይ’ኳ ‘ድሚዓ ቁልዒ መሰል ግዳያት መላኺ፡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net