Archive for: April, 2012

መግለጺ ብዛዕባ መጻኢ ሰላማዊ ሰልፊ አብ ዋሽንግቶን ዲሲ

ኩልና ከም እንፈልጦን አቐዲሙ ከምዝተሓበረን አብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ካብ ዕለት 25 ክሳብ 27 ግንቦት 2012 ዓ.ም ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት ኮንፈረንስ አብ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ክቃናዕ እዩ። እዚ ሓያል ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ኮንፈረንስ መንእሰያት ቡዙሕ ንጥፈታት ዝሓቖፈ ኮይኑ ሓደ ካብ መደባቱ ንስርዓት ህግደፍ ዝኹንን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ምክያድ’ዩ። እቲ ሓደ ምኽንያት ንከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ከም […]

ደምዳሚ መግለጺ ሰልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ካብ 31 መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ 10 2012 ኣብ ዘሎ ጊዝያት ስልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ፡፡ ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ኣኻባኡ እዚ ንህልዊ ሃገራውን፣ ዞባውን፣ ዓለማውን ኩነታት ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ብሓፋሻ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳያት ዝተኻየዱ ዕማማት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብዕምቆት ተመያይጡን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን፡፡ ማእከላይ መሪሕነት ህልዊ ሃገራዊ ኩነታትና ኣመልኪቱ […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንዶክተር ማሓመድ ጣህር ካብ ሽወደን ዓዲሙ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቒሶም ዘለዉ ዛዕባ ገይሩ ንጅምዓት ዕለት 13.04.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ብዳሓን ምጹ! ዛዕባታት 1. ሓበረታ ብዛዕባ ላዕለዋይ ክፍሊ-ትምህርቲ (ዩኒቨርስቲ) ምርጫጫት ንኤርትራውያ መንእሰያት 2. ሓበረታ ንወለዲ, […]

ኣብ ህይስተን ኣንጻር ህግደፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ህይስተን ኣንጻር ህግደፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ብዶ/ር ተስፋይ ኣርዓዶም ዝተኻየደ ናይ ህግደፍ ኣኼባ ንምቅዋም ዝዓለመ እዩ ነይሩ። To download the full magazine, Please click here

ዝተቐስመ ትምህርቲ- ዋዕላን ሃገራዊ ጉባኤን ብመንጽር ህሉው ብድሆታትን ክውንነታትን

መእተዊ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ክንከታተሎ ከም ዝጸናሕና መጀመርታ ብዛዕባ ኣድላይነት ምክያድ ሃገራዊ ዋዕላን ኣገባብ መስርሕ ምስንድኡን ንዕኡ ዝነቕፉን ዝድግፉን ዝኣመሰሉ ንጡፋት ሓይልታት ናይ ደንበ ተቓውሞ ዘጠቓለሉ ጽዑቕ ንጥፈታት እኹል ሸፈነ ብምርካብ ኣቓልቦ ብዙሓት ስሒቦም። ከም ሳዕቤኑ ኣብ ደንበ ተቓውሞ ጥራይ ከይተሓጽረ እቲ ኣርእስታት ብመንገዲ ዘለዋ መራኸቢ ብዙሃንን (ዌብ ሳይታት) ፓልቶካትን ሓፋሽ ህዝብና ከም ዝሳተፎን […]

Detained Eritrean journalist admitted to hospital in serious condition

Friday 6 April 2012. Reporters Without Borders has learned that the journalist Yirgalem Fisseha Mebrahtu, in custody since her arrest in February 2009, was admitted to hospital in the Eritrean capital Asmara earlier this year. The organization is extremely worried about her state of health and concerned about the conditions under which she is being […]

ደምዳሚ አዋጅ ሰሩዕ አኼባ ባይቶ መሪሕነት ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ

ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 5ሚያዝያ 2012 መሪሕነት ባይቶ ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ሱሩዕ አኼባኡ ብዕለት 5 ሚያዝያ ብዓወት ዛዚሙ እቲ ካብ ዕለት 1-5 ሚያዝያ 2012 ንሓሙሽተ መዓልታት ዝጸነሐ አኼባ አብ ዝተፈላለዩ መዳያት ዝተዓሙን ዝተሰላሰሉን ስራሓት ብዑቱብ ሪኡን ተኻቲዑሉን ከምእ.ውን ህልዉ ኩነታት ሃገርናን አብ ከባቢና ዝተራእዩ ምዕባለታትን ተርእዮታን አልዒሉ ገምጊሙ፤ ከምእውን ንህልዉ […]

Eritreans Protest for Change at Home ,May 24

The Eritrean Youth Movement will March in starting 10:00 AM on May 24, demanding democratic change in Eritrea ! May 24, 2012 is the 21th anniversary of Eritrea’s independence. Eritrean Diaspora all over the world will send messages of protest their government’s lack of freedom, democracy and human rights. Supporters will join them to demand […]

10,000 Automated “RoboCall” Messages of Protest for Freedom Sent to Telephone Users Inside Eritrea

April, 4, 2012 – Coordinators of the Arbi Harnet (Freedom Friday) Campaign, which calls upon the people inside Eritrea to protest dictatorship, have today announced the successful completion of 10,000 automated RoboCall messages that were sent today to mobile and land-line telephone users inside Eritrea. The messages, which call for peaceful and united protest against […]

ዕዉት ባህላዊ ምሸት ንዝኽሪ ኣቦ ስውኣት ኣብ ሎንደን

ሸክ ጀማል ዓብድልቃድር ከቢረ ወዲ ኣቦ ስውኣት ሸኽ ዓብድልቃድር ከቢረን ብዙሓት ግዱሳት ኤርትራውያን ዝተረኽብዎ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ብምኽንያት መበል 65 ዝኽሪ መቕተልቲ ኣቦ ስውኣት ሸኽ ዓብድልቃድር ከቢረ፡ ብሰንበት 1 ሚያዝያ ዕውት ባህላዊ ምሸት ኣካይዱ።  መጀመሪያ፡ ኣቦ ወንበር ማሕበር ከቢረ ዕድመ ኣኽቢሮም ዝመጹ ኣኸበኛታት ምስጋና ኣቕሪቡ። ኣተሓሒዙ፡ ሓው ዓብዱ ዓብደላ ኣብ ሰብኣዊ መሰል ዝምልከት ሰፊሕ ኣስተምህሮ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net