Archive for: August, 2012

Meles the Pragmatist

Political challenges are dynamic in nature requiring dynamic solutions.  In other words, static solutions to dynamic challenges lead to utter failure, misery and chaos.  Pragmatism is about focusing one’s efforts on establishing flexible and dynamic political culture able to formulate solutions in creative ways. This is the major contrast between President Isayas Afewerki (PIA) and […]

Public invitation/ መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኼባ

መጸዋዕታ  ንኹሉኹ ም  ሜሪትራውያን  መንእሰያት  ምእንቲ ምርግጋጽ  ሰላምን ዲሞክራስን   ትቃለሱ ዘለኹም  ብሐበራ ። ኣብ ዞባ  አውስትራልያ  ንመንእሰያትና   እትውክል  ዞባዊት   ሽማግለ  ንሙቓም   ባዕልኹምን  ነዓኹምን  እተገልግል  መሪሕነት  ዞባዊት   ሽማግለ  ንዲሞክራስያዊ  ለውጢ ንምምራጽ  ናትኩም  ውዑይን  ንቁሕን  ተሳትፎ   ይጥለብ  ኣሎ  ; መንእሰያትና  ክህልዎም  ዝግባእ  ዝምድና  ምስ ሃገራዊ  ባይቶ ንዲሞክራስያዊ  ለውጢ   ዝጽበዮም ዘሎ ናይ ሓባር ቃልሲን  ንምምይያጥ  ትዕደሙ  ኣለኹም   ተሳትፎኩም  ንቁሕ […]

መጸዋዕታ ንኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን አብ ዓባይ ብሪጣንያ

ናብ ሰላማዊ ሰልፊ  አንጻር ማእሰርቲ፤ ጭቁን ኣተሓሕዛን ጥርዝያን  ኤርትራውያን አብ እስራኤል ንምቅዋም ቦታ፡ እስራኤል ኤምባሲ አብ ዓባይ ብሪጣንያ ግዜ፡ ዓርቢ 31/08/2012 ካብ ሰዓት 8፡ 30 ንግሆ ክሳብ 11፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ አድራሻ፡ 25 KENSINGTON HIGH ST, LONDON W8 5NP ዝቐረበ መደበር ባቡር (እስቴሽን): HIGH STREET KENSINGTON ንዝያዳ ሓበሬታ፡ 07947390618 07446173800 07534931126 ደዊልኩም ተወከሱ    

ናይ ሓዘን መግለጺ

Ref. no.001  Date: 25/08/2012 ናይ ሓዘን መግለጺ ስምረት መንእሰያት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ንኢትዮጵያ ን21 ዓመታት ብብቕዓት ዝመርሐን እታ ሃገር መሰረታዊ ናይ ደሞክራሲን ቁጠባን ዕብየት ንኸተመዝግብ ዘኽኣለን ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ብሕማም ምኽንያት ብ20 ነሓሰ 2012 ካብዚ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈልየ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተፈነወ ዝተሰምዓና ስንባደን ሓዘንን ክንገልጾ ቃላት እሓጽረና። ሞት ባህርያዊ እዩ። […]

Eritreans for Democracy, Justice and Equality (E4DJE) Statement of condolence on the death of PM Meles Zenawi

It was with great sadness that we learned of the passing away of PM Meles Zenawi. We express our sincere condolences to his family, Government and peoples of Ethiopia.  The late PM, Meles Zenawi will be remembered for his skillful leadership of the EPRDF not only in scoring victory against the military dictatorial junta of […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት  ንድሕነት ሃገር  ንኢትዮጵያ ን21 ዓመታት ብብቕዓት ዝመርሐን እታ ሃገር መሰረታዊ ናይ ደሞክራሲን ቁጠባን ዕብየት ንኸተመዝግብ ዘኽኣለን ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ብሕማም ምኽንያት ብ20 ነሓሰ 2012 ካብዚ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈልየ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተፈነወ ዝተሰምዓና ስንባደን ሓዘንን ክንገልጾ ቃላት እሓጽረና። ሞት ባህርያዊ እዩ። ንዘልኣለም ዘዘክር ህያዉ ታሪኽ ሰሪሕካ ምሕላፍ ግን […]

ተግባር ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ብዘይድምሰስ ወርቂ ቀለም ዝተጻሕፈ እዩ

Read more …>>> selam – aug 2012

EYSC’s Challenge for YPFDJ

We write this letter as concerned Eritrean youth who are working day-in and day-out to help restore our people’s dignity.  We are members of the Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC), a youth organization that is working to bring badly needed change to our country. When our fathers and mothers fought for Eritrea’s independence, nobody […]

ናይ ሓዘን መልእኽቲ

ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፑፕሊክ ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ብምዕራፉ ዝተሰማዓና  መሪር ሓዘን  እናገለጽና ንስድራቤቱን ፤ ፈተውቱን ፤ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል ። ወዲ ሰብ ብሂወት እናሃለው ዝሰርሖ ታሪኽ ፡ ድሕሪ ሞቱ ህያው ኮይኑ ስለ ዝዝከር  ፡ ኣቶ መለስ ውን ብሂወት ኣብዘይሃለወሉ እዋን ፡ ከም ህያው ኮይኑ ዘዘክሮ ዓቢ ታሪኽን ብዙሕ ዘኹርዕ ስምብራትን ገዲፉ […]

ብምክንያት ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ናይ ሓዘን መግለጺ

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክርሲያዊ ለውጢ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ ለይቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰመዓና ሓዘን ንገልጽ። ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ንኢትዮጵያውያን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ኩሉ እቲ  ደላይ ሰላምን ብልጽግናን ኣፍሪቃዊ እውን ብቐሊሉ ዝረኤ ኣይኮነን ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net