Archive for: August, 2012

ናይ ሓዘን መ ልእኽቲ

ቀዳማይ ሚኒስተር አቶ መለስ ዜናዊ  ብዘጋጠ ሞም  ሕማ ም ናብ ሎሚ ንግሆ ዘውግሕ  ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ካብ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም በዚ አጋጣሚ›ዚ ብስም ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪን ብስም ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ ንመንግስትን መላእ ህዝቢ ኢትዮጰያን ከምእ’ውን ንስድራቤት አቶ መለስ ዜናዊ ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልና ብሞት.ዚ ኩቡርን ደላይ ሰላምን ዕብየትን ዝነበረ […]

ብምኽንያት መስዋእቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ዝወጸ መግለጺ ሓዘን፡

ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዴሞክራስያዊ ሪፓብሊክ ቀዳማይ ሚኒስትርን ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ደሞክራስያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ኣቦ-መንበርን ዝነበሩ ክቡር ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ናይ መስዋእቶም ዜና ነሓሰ 21/2012 ምስ ተሰምዐ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ክቡር አቶ መለስ ዜናዊ፡ ካብ ግዜ ንእስነቶም ጀሚሮም ተቓሊሶም ዘቃለሱ፡ ካብ ተጋዳላይነት ጀሚሮም ክሳብ ናብ ዝለዓለ ህዝባዊ መሪሕነት ዝበጽሑ ወዲ-ህዝቢ ምንባሮም፡ […]

ENDF condolences to the people of Ethiopia and the EPRDF On the passing away of Prime Minister Meles Zenawi

We have learned with shock and deep sadness the news of the untimely passing away of His Excellency Prime Minister Meles Zenawi.   Regardless of our differences with his government’s policies concerning the Ethio-Eritrean border demarcation issue and their approach to Eritrean opposition politics, we acknowledge that Mr. Zenawi was a great statesman and prominent […]

መግለጺ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብምኽኒያት መስዋእቲ መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር

ሎሚ ንግሆ 21 ነሓሰ 2012 ቴሌቭጅንን ሬድዮን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ናይ ንግሆ መደባት ፈነወአን ዘቕረባኦ መግለጺ መስዋእቲ ክቡር መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ ምስ ሰማዕና፡ ዝተሰማዓና ከቢድ ሓዘን ብስም መሪሕነትን መሰረታትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ንገልጽ።   ስዉእ መልስ ዜናዊ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኢትዮጵያ፡ ተቓለስቲ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ሓዳስ ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ ንምህናጽን ምምዕባልን ካብ ዝወለድዎምን […]

መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊያን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ኢትዮጵያ

ንሕና ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ እንመሃር ኤርትራዊያን ስደተኛታት። ብዛዕባ ህሉዉ ኩነታት ሃገርና ንምምይያጥ “ንቑሕ ዉዳበ – ህዝባዊ ሕቶ ይምልስ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 13 ክሳብ 18 ነሓሰ 2012 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢእና፣ ኣብዚ ን6 መዓልታት ዝቐጸለን ዉዕዉዕ መንፈስ ኩሉ ተሳታፊ ዝተንጸባረቐሉን መኣዲ ዘተ። ንኩነታት ሃገርና ብኹለንትናኡ። ማለት ብፖለቲካዊ። ማሕበራዊ። ቁጠባዊን ዲፕሎማስያዊን ሸነኻቱ ብዕምቈት […]

ጨንፈር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ሎንደን ኦንታርዮ ተመስሪቱ

ኤርትራውያን መንእሰያት ሎንደን ኦንታርዮ ኣንጻር ህግደፍ ዘካይድዎ ቃልሲ ብዝተወደበ መንገዲ ንምክያድ፡ ጨንፈር ማሕበር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ብ19 ነሓሰ ኣብ ከተምኦም መስሪቶም። ኣብቲ ናይ ምምስራት ኣጋጣሚ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ – ሎንደን ኦንታርዮ (ስ.ኤ.መ.ለ.-ሎንደን)፡ ኣቶ ይትባረኽ ገብረትንሳአ ነቲ ጽምብል ብዝክረ-ሰማእታት ከፊትዎ። ቀጺሉ መንእሰይ ዮሴፍ ተኽለብርሃን ንራኢን ዕላማን ስ.ኤ.መ.ለ.  ዝገልጽ ጽሑፍ ብምንባብ ተሳተፍቲ ብዛዕባ ስ.ኤ.መ.ለ. ዘለዎም […]

Hume man named one of 100 most influential African Australians

Yasir Mahmud, from Roxburgh Park, has been named one of the 100 most influential African Australians. Picture: KYLIE ELSE N07HO500

16 Aug 12  ا  by Allan Valente Yasir Mahmud, from Roxburgh Park, has been named one of the 100 most influential African Australians. Picture: KYLIE ELSE N07HO500 A HUME resident will be recognised for his work in helping others at the Celebration of African Australians Awards. Yasir Mahmud, a senior employment consultant with Job Prospects, will travel […]

በዓል ሓደ መስከረም ኣብ ቶሮንቶ

ጨንፈር ቶሮንቶ 51 YEARS OF ERITREAN CITIZENSHIP IT MEANS THE WORLD TO US. 51 ዓመት ንኤርትራውነት ኣብ ዓለምና ክብረት። ኩልና ደቂ ዓዋተ ኢና!   ኣቃልሑላባ!ይነፋሕ ጥሩምባ! ናይ ኤርትራውነት ታባ! ጎቦ ኣዳል፡ ጎቦታት ቶጎሩባ!         ኤርትራ ERITREA 1961 ናይ ሓርነት ማሕታ! 2 SEPTEMBER 2012 2 መስከረም 2012 ዓቢ በዓል ኣብ ከተማ ቶሮንቶ፡ ቦታ፦847 […]

ርሑስ በዓል ዒድ አልፊጥር ኩሉ ዓመታት ብሐጎስን ሰላምን ንትምነ፡

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ አልፊጥር አልሙባረክ 2012 ሰናይ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ትምኒቱ ይገልጽ። ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ ብሐፈሽኡ ድማ ንአስላም ህዝቢ ዓለም ርሑስ ዒድ ክገብረልና እናተመነየ፡ ነዚ አጋጣሚ ብምጥቃም ድማ ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ዘለዎ ኩነታት ተገላጊሉ አብዝመጽእ ዘሎ ዓመት አስላሙን ክርስትያኑን ሐቢሩ ምስ ደቁ ተሐቛቒፉ ሀይማኖታውን ሀገራውን በዓላቱ አብ ሀገሩ ከብዕሎ ልባዊ ትምኒትና ንገልጽ።   […]

ርሑስ ዒድ ኣል-ፈጥር ኣልሙባረክ

ብምኽንያት ዒድ  ኣል-ፋጥር ኣል-ሙባረክ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ኤርትራውያን ብፍላይ፡ ንኹሎም ኤርትራዉያን ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ጾምኩምን ካልእ ኩሉ ጽቡቕ ተግባራትኩምን ረቢ ይቀበለልኩም፡ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮታትና ንገልጸልኩም። : kebireuk@gmail.com مــؤسســــة كبيــــري للإغــــــاثة والتنميــــة ማሕበር ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን KEBIRE FOUNDATION FOR RELIEF & […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net