Archive for: August, 2012

Eid Celebration in Birmingham‏

ስ.ኤ.መ.ለ. – ብርጣንያ ንኤርትራውያን ኣትለት ዘተባብዕ ንውድቀት ህግደፍ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ሎንደን ኣካይዶም

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ-ብርጣንያ ኣብ መዛዘሚ ጽምብል ኦሎምፒክስ 2012 ውድድር ማራቶን ተረኺቦም ነቶም ንኤርትራ ወኪሎም ዝተወዳደሩ ሰለስተ ኣትለታት ዘተባብዕ፡ ንውድቀት ህግደፍ ድማ ዝጽውዕ ጭርሖታት ሒዞም ኣብ ቀንዲ ኩርንዓት ሎንደን ብምቛም ሓያል መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብቲ ካብ 27 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ ክካየድ ዝጸንሐ ውድድር ኦሎምፒክ ሎንደን፡ ኤርትራ 12 ኣትለትን ሓደ ሳይክሊስትን ንውድድር ሊእኻ ኔራ። እንተኾነ ኣብ […]

What is the importance of Stockholm’s Global Eritrean Youth Dialogue Conference?

By Fesseha Nair The author of this article has been following the Eritrean Youth in social media – Smer and others. Smer is a social media or a platform for discussion on the situation of the Eritrean people suffering under a totalitarian regime. It is different from Ether media like TV, Radio and Television. TV, […]

EYSC Providing Support for Eritrea’s Olympic Athletes Seeking Asylum in the UK

August 15, 2012 – (London, UK) – Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC), a global, pro-democracy grassroots movement, today announced that it is in active communication with the Eritrean athletes who sought political asylum in the United Kingdom and is providing them necessary support. Following the anti-dictatorship protest rally along the Olympics marathon route which […]

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ብድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ዝተባርኸ ናይ ረመዳን  ጾም ምፍታሕ  ዝበዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ  ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብ ኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ  ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ብዙሕነት ዘተኣናግድ ሕብረተሰብ ከም ምዃኑ መጠን ምእንቲ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታዊ እምነታቱን […]

ርሑስ ባዓል ዒድ ኣልፈጥር

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ  እንቋዕ  ንባዓል ዒድ ኣልፈጥር  ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልፈጥር ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ ሓድነት  ህዝቢ ኤርትራ ንምውሓስን […]

ዕሌታት ጾመ ራማዳን ( 3 – 4 ) ድህሰሳ ኤርትራዊ ሓንጎል

ብዑመር ጃብር ዑመር ብዝዕባ ሓንጎል ኤርትራዊያን ዝሓዘሎ ነገራት ኣልዕልና  (components of mind ) ምስ ተዛረብና ፡ ኣካባቢ ፡ ባህሊ ፡ሃይማኖት ፡ከምኡ እውን ኣብ  ፖለቲካዊን ሕብረተ ሰብኣዊን ቁጠባዊን ህይወቱ ንዘጋጥሙዎ  ብድሆታት ንምግጣም ዝደለቦ ተሞክሮታት ከም  ዘጠቃልል ጠቅስና ነርና። እዚ ጉዳይ ብሓደ ለይትን ማዓልትን ዝፍጸም ነገር ዘይኮነስ ንነዊሕ ግዜ ብዘገምታዊ ኣገባብ እናተዋህለለ ኣብ መደምደምታ ናይ ብስለት ደረጃ […]

“Close the Eritrean consulate,” says Dutch-Eritrean journalist

source : www.rnw.nl (Photo: Sophie van Leeuwen)

Dutch Eritreans forced to pay ‘war tax’ The Eritrean Consulate in The Hague has been extorting money from Eritreans in the Netherlands for almost twenty years. A report in Dutch daily De Volkskant claims people are being forced to hand over two percent of their monthly income to support the regime of President Issayas Afewerki. […]

ጽምብል ባሕቲ መስከረም ኣብ ከተማ ማንቸስተር ዓዲ እንግሊዝ

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፣ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ ። ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር ምስ ዓለምለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰያት ንለዉጢ ጨንፈር ሊድስን ከባቢኣን  ብምትሕብባር ታሪኻዊት ዕለት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ኣብ ትሕቲ ‘ኩሉ ዓቕምና ንድሕነት ህዝብና’ ዝብል ቴማ ንምብዓል ተዳልዩ ዘሎ ፍሉይ መደብ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብዚ ፍሉይ ኣጋጣሚ፣ ብዛብኣ ሰብኣዊ ግህስት ዜጋታትና ብኣሃዝን ስእልን ዝተሰነየ […]

WE ARE ALL AWATE

Our Eritrea has a rich and remarkable history. In defiance, our forefathers bravely fought and resisted subjugation during the Italian and British colonization and the invasions of Haile Selassie and the Derg. Some of the notable heroes of the time include: Bahta Hagos (Aba Timer), Abdelkadir Kebire, Hamid Irdis Awate, Sheik Ibrahim Sultan and Weldeab […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net