Archive for: December, 2012

“ይቕሬታ!”

ካብ ቤ/ጽ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ 28 ታሕሳስ 2012  (ፍሉይ ሓበሬታ!) እዛ “ይቕሬታ” ዘርእስታ ብኣግኡ ክትዝርጋሕ ዝሰዳ ዘለኹ ብዘይምኽንያት ኣይኮነን፡፡ “ይቕሬታ” ብካልኦት ኣህዛብ ልምድቲ ግን ከኣ ረዛን ቃል’ያ፡፡ ብወገን መንግስቲ’ዚ ሃገር  ብፍላይ ከለኣ’ሞ ብፕረዚዳንት ቅድምን ድሕርን ናጽነት ብጌጋ’ውን እዛ ቃል ክትመልቆ ሰሚዐዮ ኣይፈልጥን፡፡ ሎሚ ሚሸት ግን ብጌጋ ዘይኮነ ብግህዶ ሕመረት መደርኡ ኮይና ክትስማዕ ልዑል ትጽቢት ተነቢርሉ’ሎ፡፡ […]

Eritrean Form for Change (Paltalk) ኤርትራዊ ፎርም ንለውጢ (ፓልቶኽ)

ኣገዳሲ መግለጺ ቀዳም ዕለት 29/12/2012 ሰዓት 9፡00 ምሸት ብናይ በርሊን ኣቖጻጽራ፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ማሕበረ-ቁጠባዊ ኤርትራ ፡ ኣስተምህሮ ብኪሮስ በየነ ኣስተምህሮ ስለ ዘለና ሓቢርኩም ምሳና ከተምስዩ ብክብሪ ንዕድመኩም። መደብኣስተምህሮ — ባጀት መንግስቲ ኤርትራ — ናይ ሰነዳት ኣተሓሕዛ — ናይ ባንኪ ልቓሕ መደብ ; ዕዳ መንግስቲ ኤርትራን — ኣብ 20 ዓመታት ንመንግስቲ ኤርትራ ዝተዋህበ ሓገዝን ልቓሕን […]

መጀር ጀነራል ተኽለ ማንጆስ ትእዛዝ ኢሳያስ ነጺጉ፦

ካብ’ቶም ቀንዲ ኢደቤዛ ዲክታቶር ኢሳያስ ኮይኑ ብደም ንጹሃት ኢደ ዝጨቀወ መጀር ጀነራል ተኽለ ማንጆስ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ካብ ዝዕጠቆም ሚሊሽያ 28 ዐዕጥቆም ሒዞም ከም ተሰውሩ ካብ’ቲ ከባቢ ምንጪ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሓብሩ። እዚ ሓበረታ’ዚ ብቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ድሕንነት ናብ ኢሳያስ ምስ በጸሐ፡ ኢሳያስ ነቶም ምስ ዕጥቆም ንዝተሰወሩ ኣባላት ሚሊሽያ፡ ተኽለ ማንጆስ ደልዩ ክረኽቦምን ኣብ […]

Eritrean journalists detained in Sudan: opposition

AFP  , Tuesday 25 Dec 2012 Two Eritrean opposition journalists in Sudan have been detained by Khartoum’s intelligence service, an Eritrean opposition source said on Tuesday. Abdalal Mahmoud of the Eritrean Centre for Media Services (www.adoulis.com) and Haroun Adam, who has also written for the foreign-based opposition website, have been held since Monday, according to […]

ሓበሬታ ካብ ኣባላት ክፍለ ሰራዊት 15

24 ታሕሳስ 2012 ሰላም ወጋሕታውያን ‘ዚ ሓበሬታ ከም ግብረ መልሲ ንጻውዒትኹም ክውሰደልና ነዘኻኽር። ከም ዝፍለጥ ንመላእ ሓይልታት ምክልኻል ብሬድዮና ወጋሕታ ጻውዒት ካብ ዝመሓላለፍ ጀሚሩ ሰራዊት ምስ ሙሉእ ዕጥቁ  ብጉጅለ ናተወዳደባ ንድሕሪትን ንቕድሚትን ብጻዕቒ ምፍራሱ ንኢሳይያስን ደገፍቱን ኣሻቓሊ ዛዕባ ከይንዎም’ዩ። ‘ዚ መዕገቲ ተሳኢንዎ ዘሎ ኩብለላን ስግረዶብን ኣሃዱታት ባዶ ስለዘትረፈን ያኢ መተሃዳድኢ ተኾነ ተባሂሉ ካብ ናይ ኢሳይያስ […]

Merry Christmas and Happy New Year

May Peace be your gift at Christmas and your blessing all year through. Merry Christmas and Happy New Year from the Staff  of Farajat.net .

ሲናይ – መቓብር ኤርትራዉያን ስደተኛታት

ኣብዚ ዝሓለፈ 11 ዓመት ጥራይ ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራዉያን መንእሰያት ብውልቅን ብጉጅለን ካብ ሃገር ብምዉጻእ ንጎረባብቲ ሃገራት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣዕለቕሊቖመን ኣለዉ። ገለ ካብኦም ብዘይውሑስ ኣገባብ ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ድራር ዓሳ ኮይኖም ዝተረፉ፡ ገሊኦም ድማ ብነጋዶ ኩሊት ሂወቶም ስኢኖም ንቡር ቀብሪ ከይረኸቡ ብሑጻታት ሲናይ ዝተደብዩ እዮም፡፡ እቲ ካብ ኩሉ ዘስካሕክሕ ግን እቲ ንነዊሕ እዋን […]

Unofficial translation of the press released by the Social Democratic party in the parliament

The Government of Sweden must reply to the enforced taxation of Diaspora Eritrea in Sweden.   The United Nations condemned the use of the diaspora tax on the Eritrean diaspora and the UN Security Council has also adopted a resolution to stop the 2% diaspora taxation by using extortion, threats of violence fraud and other […]

PRESSMEDDELANDE FRÅN SOCIALDEMOKRATERNA I RIKSDAGEN

Datum: 2012-12-21 Regeringen måste lämna besked om Eritreas sk Diakspraskatt i Sverige FN har fördömt bruket av Diasporaskatten och säkerhetsrådet har dessutom krävt ett stopp för olagliga metoder för att kräva in skatten. En skatt på 2 procent av alla inkomster som en eritrean som lever utanför Eritreas gränser förutsätts betala till Asmara.   Initiativ […]

EYSC Bay area presents NEW YEAR’S EVE

EYSC Bay area presents NEW YEAR’S EVE at California Ballroom  

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net