Archive for: January, 2013

ቃል ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመኽፈቲ መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውደባት

ዝኸበርኩም መሪሕነትን መሰረታትን ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውድባት: > ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ > ሃገራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊት ኤርትራ > ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ሓባራዊ መሪሕነት > ሰልፊ ሃገራዊ ስኒት ኤርትራ > ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ሓርነት መጻኢት ኤርትራ   ዝኸበርኩም ኣባላት ኣሳናዳኢ ሽማግለ መስመሪ ጉባኤ ዝኸበርኩም ተወከልቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝኸበርኩም ተወከልቲ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ መስመሪ […]

ዜና ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡፡ ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤግደለ፡ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ኣመሪቑ፡፡

ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡ ካብ ጽባሕ ዕዉት ግንባራዊ ጉባኤ ዝጀመሮ ኣስታት 45 መዓልታት ዝወሰደ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ስልጠና ዝተኸታተሉ ተጋደልቲ ሎሚ ብ 05 ጥሪ 2013 ላዕሎዎት መራሕትን ተጋደልትን ግንባር ኣብ ዝትረኽበሉ  ኣጋጣሚ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ኣመሪቑ፡፡ ኣብቲ ኣጋጣሚ ዋና ጸሓፊ ግንባር ተጋዳላይ ሰዓድ ከማል ሰዓድ ኣብ ዝመሓላለፉ መልእኽቲ፡ “ብምኽንያት ድኽመት ደምበ-ተቓውሞ […]

ቃል ዋና ጸሓፊ ኤግደለ ብጻይ ሰዓድ ከማል ኣብ ስነ ሰርዓት ምምራቕ ሰራዊት ኤግደለ

ዝኸበርኩም ኣባላት ኣመራርሓ ግንባርና ኤግደለ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምዑታት ተጋደልቲ ኤግደለ ብቐዳምነት፡ ንኩሉ ጸገማትን ናይ ክሊማ ዘይምቹእነትን ተጻዊርኩም፡ ግንባራዊ ናይ ታዕሊም መደብ ኣብ ምዕዋት ብትግሃትን ተጻዋርነትን ኣብ ምፍጻም ንዝበጻሕኩም ብጾት ተጋደልቲ ግንባርና፡ ብስም ኣመራርሓ ግንባር ኤግደለ ዝዓዘዘ ምስጋና ከቕርበልኩም እፈቱ፡፡ ብምቕጻል እውን፡ ኣብዚ ናይ ታዕሊም መደብ እዚ፡ ብወተሃደራዊ ትምህርትን ፖለቲካዊ ምንቕቓሕን፡ ተመኩሮ ዝዓደለኩም ፍልጠት ንብጾትኩም ከተካፍሉን፡ […]

ሓፈሻዊ ዕድመ : ስርዓት ህግደፍ ንምብዳህን ንምቅላዕን ኣብ ዝግበር ዘሎ ምድላው ንምስታፍ ሓገዝ ምብርካትን ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ

General Invitation Confronting & Exposing the Eritrean Regime Fund-Raising Activities

ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ተስፋታት ሓድሽ ዓመት 2013 ኣብ ድሮ መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውድባትን ተሞርኲሱ ካብ 25 ክሳብ 31 ታሕሳስ 2012 ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሰላሲሉ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ኩነታት ኣህጉራውን ዞባውን ገምጋም ኣካይዱን ንውድዕነት ኤርትራ ብዝምልከት ከኣ ዓሚቕ ትኽረት ሂቡ ብድሕሪ ምዝታይ፡ ሓሰም ህዝብናን እቲ ስርዓት ሕድሕድ ብምምንጫቱን ኩነታት ኤርትራ ካብቲ ዝሓለፈ […]

Anti- EDA and ENCDC violent blackmailing out of control in social media

By Fesseha Nair Cyber-space article writers in Tigirnya language have been campaigning against the EDA/ Eritrean Democratic Alliance since the convening of National Dialogue held in Akaki in suburbs of Addis – Ababa in 2010 and later at the Awasa/ Hawasha Congress in 2011. All the initiatives for these dialogues and conferences were taken by […]

THE FIRST RED SEA AFAR DIASPORA CONFERENCE

PRESS RELEASE The first Red Sea Afar Diaspora Conference under the theme, ‘Towards Political, Social & Economic Emancipation of the Red Sea Afar People’, held from 29th to 30th December 2012 in Uppsala, Sweden …. Read more

ደምዳሚ መግለጺ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ ብደግሓሳኤ፡፡

ደምዳሚ መግለጺ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ ብደግሓሳኤ፡፡ Read more >>>

ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና

ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት፡ ማሕበር ግበረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ዓመተ-ሰናይን፡ ራህዋን ይግበረልኩም ይብል።   ዓመተ-ምህረት 2012፡ መቐጸልታ ናይ ስቅያትን ምረትን ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ካብዚ ገባቲ ስርዓት ንምህዳም ንጃምላዊ ስደትን ኣደዳ ምድረ-በዳ ሲናይን ኮይኑ፡ ኣካላቱ ብህይወቱ እንዳ ሰምዔ እንዳ ራኣየ ብበድዊን ተዘሚቱ ኣብ ዕደጋ […]

ኤርትራዊ ፎርም ንለውጢ (ፓልቶኽ) ERITREAN FORM FOR CHANGE (Paltalk)

ንዕለት 05/01/2013 ቀዳም ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ናይ በርሊን(Berlin) ኣቖጻጽራ መሪሕ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኩውንነት ቓልሲ ኤርትራን ኣፈታትሕኡን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ፖሎቲካዊ መግለጽን ክትዕን ኽቐርብ ምኻኑ ንሕብር።

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net