Archive for: January, 2013

አብ ደንበ ተቃውሞ እውን ዲሞክራስያዊ አገባባት ክንክተልን ከነተግብርን ይግብአና!!

ቅድሚ ክልተ አዋርሕ ሃገራዊ ባይቶ ዓመታዊ አኼብኡ አብ አዲስ አበባ ምስልሳሉ ዝዝከር እዩ፡፡ እቲ ዝዓበየ ናይ መዛረቢ አርእስቲ ኮይኑ ንልዕሊ 4 መዓልትታ ዝወሰደ አብ አጀንዳ ዘይነበረ “ዓዋተ” መን እዩ ዝብል እዩ ኔሩ፡፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ድሕሪ ናይ አርባዕተ ምዕልቲ ስሓቦን ጉሶሶን ባይቶ ንወኪል ናይ ውድብ ኩናማ ስጋዕ ዝመጽእ ጉባኤ ንኽድስል ውሳኔ አሕሊፉ፡፡ ሕጅውን ደቂ ሰባት […]

Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 1 & 2

Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 1   Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 2

ክፉት መጸዋዕታን ዕድመን ንተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ንምብዳህ ንጥፈታት ምእካብ ገንዘብን ፖለቲካዊ ጎስጋሳትን ህግደፍ ኣብ መልበርን

ብስም “ባህላዊ ፈስቲቫል”ን ካልእ ኣስማትን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ካብ ኣብ ደገ ዘለው ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ 2% ቀረጽ ካብ ኣታዊታቶም እናኽፈለን ዝተሓላለኸ መርበብ ምስግጋር ሰባት እናካየደን ገንዘብ ይእክብ:: ከምኡ እንዳገበረ ከኣ ዕምሪ ስልጣኑ የናውሕን ስቓይ ህዝብ የጋድድን:: ነብስ ወከፍ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ከኣ እዚ ስቓይ ህዝቢ ተረዲኡ ኣንጻሩ ደው ክብል ሞራላዊ ግዴታ ኣለዎ:: መቐጸልታ’ቲ ንዓመታት […]

ኣዋጅ ምምስራት ኤርትራዊ ሲቪኻዊ ማሕበር

ህዝቢ ኤርትራ አብ ዝሓለፈ እዋን ምፍንጫል ጉጅለታት ካብ ውድባት ምምስራት ሓዲሽ ውድባት ዝሕብሩ ሓያል አዋጃት ስሚዑን አንቢቡን እዩ። እዚ አምር‘ዚ ኽአ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንደንበ ተቓውሞ  ድማ ብፍላይ አብ ኤርትራ ንዲኽታቶርያዊ ስርዓት ንምውዳቕ ይኹን ብሰላምን ፍትሕን ማዕርነትን ከም ደቂ ሃገር ብሓባር ናይ ምንባር ተኽእሎ ክህልወና ዝኽእል መንፍስ ጥርጣረ ከሕድረሉ ጀሚሩ። ነፍሲ ምትእምማን ህዝቢ ኤርትራን ተቃውሞ […]

አገዳሲ ሐበሬታ

መምሕር አቶ ዑመር ጃብር አብ ፓልቶክ ናይ ዴምበ መንእሴ ብዘዕባ ሀገራዊ ሓድነት ሕዝቢ ኤሬትራ ክዛራርብ ሰለዝኾነ ክቡራት ተዐዘብት ንዕለት ፩፪ ሰምበት ሰዓት( ፱ )ቲሽዓተ በቤርሊን አቓጻጸራ ኺቲከታተሉ ንሕብረኩም

General Invitation to Resistance Rally: Confronting PFDJ’s Fund-Raising Political Activities

Under the guise of so-called cultural festival and other illicit activities such as imposing illegal 2% income tax on Diaspora Eritreans and involving in a network of human trafficking, the Eritrean regime collects money. This fund strengthens the dictatorial regime oppressing the Eritrean people and prolongs its grip on power. Every free-minded person who feels […]

ኣግዳሲ ሓበረታ

አረትራዊ ፎሩም ንዘተን ለውጥን፡ ኣብ (ፓልቶክ) ሮም( Eritrean  Forum  for Change – Voice Room) አቶ ፍስሃ ናይር፡ ድራስን ትዋሳኣይን ከማኡ ውን፡ ኣባል ፍጻሚት ሽማግለ(ፈደራልዊ ደሞክራስያዊ ምንቕስቃስ አረትራ  ኣብ (ፓልቶክ) ፍርም መአንቲ ለውጢ፡ ብዛፅባ፡ናይቲ ውድቡ ራአያ ይኹን ካልእ አርትራ ተንከፍ ፡ጉዳያት መደረ፡ ንሚሃብ ዓዲምናዮ ፡ስለዝለና፡  ክቡራት ተዐዘብት ንዕለት ፩፪ ጥሪ 2013 ሰምበት ሰዓት( ፱ )ቲሽዓተ በቤርሊን […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ጅነቭ – ስዊስ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ስዊስ ንቀዳም ዕለት 12/01/20123 ብብጻይ ዑቕባዝጊ ድቡስ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ብሓፈሻ፡ ውጽኢት 2ይን ሓድነታውን ጉባኤ ውድብና ድማ ብፍላይ፡ ብሰፊሕ ክዝቲ ምዃኑ ንሕብር።   ኣኼባ ዝካየድሉ […]

ዜና መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ውደባት

መስምሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት “ምልክነት ወጊድና ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ከነረጋግጽ ኢና!!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭረሖ ቀዳም ዕለት 05 ጥሪ 2013 ብወግዒ ተጀሚሩ:: እዞም ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝነጥፉን ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ፕሮግራምን ዝነበሮም እኳ እንተነበሩ ብዝተናወሔ ዝተታት ኣብ ናይ ስምረት ጉባኤ ክኣትዉ ክኣሉ። ኣብ’ዚ ጉባኤ’ዚ ዝተኻፈሉ ውድባት፡- 1-      ሃገራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ 2-     ኤርትራዊ […]

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ጨንፈር ቶሮንቶ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ጨንፈር ቶሮንቶ  

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net