23 ጥሪ 2013 መግለጺ ኢዲቶሪያል ቦርድ ወጋሕታ ሳሊና ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ኣራሚ ምንቅስቓስ ብዝብል ዝተወደበ ናይ ሰራዊትና ምንቅስቓስ ዝጠለቦም ሕቶታት ቅኑዕን እዋና’ውን ምዃኑ ንኣምን – ህዝቢ ኤርትራ ብመሪር መስዋእትነት ደቁ ዝረኸቦ ናጽነት ሲዒቡ ዝመጸ ውልቀ ምልካዊ መንግስቲ ኢሳይያስ እምበር ቅዋማዊ መንግስቲ ኣይነበረን። ብምዃኑ’ውን ንልዕሊ ክልተ ዓሰርተታት ዓመት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሰራዊትናን ኩሉ ዓይነት ግፍዕታትን […]
Jan 24 2013 | Posted in
News |
Read More »
ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ ሰሙናት ዝወሰደ ናይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍ ዘይምጥዕዓም ካብ ዕለት 19 ጥሪ ጀሚሩ እቲ ቅልውላው ናብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑ ምህላዉ ንከታተሎ ዘለና ሓቂ እዩ። ብመሰረቱ እዚ ትማሊ ዝጀመረ ቅልውላው ዘይኮነስ ዕምሪ ስርዓት ህግደፍ ከም ጥሙር ሓይሊ ኣዝዩ እናኣንቆልቆለ ናይ ምኻዱ ጎሊሑ ዝተራእየሉ ኩነታት እዩ። ብዝኾነ ግን ህዝቢ ዘይተሓወሶን ማእከሉ ረብሓ ህዝቢ ማእከል […]
Jan 24 2013 | Posted in
News |
Read More »
In the Name of Allah, the Beneficent, the Merciful The Eritrean Islamic Party for justice and Development Final statement of the 5th General Conference To our struggling Eritrean people Amid agitated national struggling spirit driven by aspirations of our beloved homeland and nation to achieving freedom, democracy, peace and liberty from the odious dictatorship, the […]
Jan 22 2013 | Posted in
News |
Read More »
ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ካብ ትማሊ ለይቲ ጀሚሩ፡ ኣንጻር ውልቀ-መላኺ ኢስያስ ዝዓለመ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ዊዒሉ ከም ዘሎ ተፈሊጡ፡፡ እቲ ብኸበባ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዜና ዝጀመረ፡ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ፡ ስዒቡ ናብ መዕረፊ ነፈርትን ቤት ጽሕፈትን ፕረዝደንትን ሃገራዊ ባንኪ ኤርትራን ከም ዝለሓመን፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ኣገልግሎት ኢንተርኔትን ተለፎንን ክሳብ ሕጂ እኳ እንተዘይተቛረጸ ፈነወ ተለቭዥንን ሬድዮን ኤርትራ ከም ዝተቛረጸን፡ ኣብ […]
Jan 22 2013 | Posted in
News |
Read More »
ይኣምን! ንሃገሩ/ንሃገራ ንህዝቡ/ንህዝባ ንናጽነቱ/ንናጽነታ ንክጋደል/ንኽትጋደል ናብ ሰውራ ኤሪትራ ዝተጸንበረ/ዝተጸንበረት: ብዘየገድስ ሕሉፍ ውልቃዊ ታሪኹ/ታሪኻ ፡ ብዘየገድስ ንኽንደይ እዋን ተጋዲሉ/ተጋዲላ፤ ተጋዳሊ/ተጋዳሊት ይበሃል/ትብሃል እቲ ፉሉይ ማዕረጋዊ መጸውዒኡ/ መጸውዒአ፡፡ ስለዝኾነ ድማ አብ ዝኾነ እዋን አብ ዝኾነ ቦታ ፉሉይ ክብረት ይግብኦ/ይግብኣ፡፡ እቲ ዘይተርፍ ሞት ምስ መጸ ድማ ጀግና፡ ስዉእ/ስውእቲ፡ ንህዝቡ/ንህዝባ ንሃገሩ/ንሃገራ በጃ ሓሊፉ/ሓሊፋ እንዳተባህለ ንውሉድ ወለዶ ብጽቡቕ ክዝከር/ክትዝከር ይነብር/ትነብር፡፡ እቲ […]
Jan 21 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
TV Eri Adal interview Abdulkarim Mustafa, Aisha Gaas amd Nagash Osman
Jan 19 2013 | Posted in
Interviews,
News |
Read More »
Report raises serious concern about the current and future state of mining inside Eritrea Read more
Jan 18 2013 | Posted in
News |
Read More »
ዜሮ ሰዓት ፕረዚዳንት ኣብ ዋዜማ ሓድሽ ዓመት ይቕሬታ ክሓትት ዝተጸበዩ ሓደ ሓደ የዋሃት ነይሮም። ብርግጽ ሓደን ኣዝዩ ኣገዳሲን ይቕሬታ ከሕትት ዝግበኦ ጉዳይ አሚኑ’ኳ እንተኾነ እቲ ንህዝቢ ኣሕሲሩ ዝነብር ትዕቢተኛ ነታ ንሕልፈቱ ዘይፈትዋ ይቕሬታ ትብል ቃል ግን ኣየውጸኣን፡፡ ሃገር ኣብ 21 ዓመት ካብ ትሕቲ ባዶ ናብ ባዶ ከምዝበረኸት ብኣንደበት ኢሳያይስ ክግለጽ ምስማዕ ንገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ […]
Jan 18 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ጸብጻብ ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ለውጢ ኣንጻር ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ኣውስትራሊያ ዓርቢ 11 ጥሪ 2013 ————————————————– source:sallina.com
Jan 16 2013 | Posted in
News |
Read More »
ኣባላት ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ሓይልታት ኤርትራ (CC/ENDF) ብዕለት 13 ጥሪ 2013: ብዘመናዊ መራኸቢ ኣቢሎም ንወከልቲ ኣባላት ኣብ ዞና ኤውሮጳ: ሰለስተ ሰዓታት ዝወሰደ ኣኼባ ኣካይዶም። እቶም ኣብ ኣኼባ እተኻፈሉ 21 ወከልቲ ካብ 7 ሃገራት ኤውሮጳ: ማለት ካብ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ኖርወይ፣ ሽወዴን፣ ጀርመን ሆላንድ፣ ፈረንሳ፣ ስዊዘርላንድ እተወከሉ ነበሩ። ነቲ ኣኼባ ዝመርሑ ኣሕዋት ዓብዱራሕማን ሰይድን: ወልደሱስ ዓማርን: […]
Jan 14 2013 | Posted in
News |
Read More »