Archive for: July, 2015

August 17, 2015 Eritrean Demonstration in Toronto – Canada

August 17, 2015 Eritrean Demonstration in Toronto – Canada, to support the report of the commission of inquiry on human right in Eritrea, and to protest against violations of civil rights and freedom of expression. The committee fact-finding that basic human rights in Eritrea described, as the “systematic and massive” including torture on a large […]

ሓቅስ ብርእሲ እንተቀበርካያ ብእግሪ ትወጽእ

ጽላል ስዊደናዊ- ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ነቲ ዓመት ዓመት ዝግበር ፈስቲቫል ብደገፍትን፣ሰበ ስልጣን ምልካዊ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ብመሰረት ውሳነታት እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ነቲ ስርዓት ምትእስሳር ዘሎዎ ቂጠባዊ ይኹን ፖሊቲካዊ ፕሮፓጋንዳ ብኩለን ኣባላት ሕቡራት ሃገራት ዓለም ክኽልኸል ፣ ስዊደን ድማ ኣባል ናይዚ ውሳነታት ብምዃን ነዚ ብሽም ፈስቲቫል ኤርትራ ዝግበር ጠጠው ከተብሎ […]

Eritrean Festival – Kassel 2015

Eritrean Festival – Kassel 2015 7-8 August 2015

ወግዓዊ መግለጺ ጉባኤ ቦለኛ – ኣብ ለንደን 2015

ጉባኤ ቦለኛ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ኣብ ዝቐርቦን ኣብ ዝምቸኦን ብዘዓባ ጉዳይ ሃገሩ ከም ድዝትን፡ ዕዙዝ ተሳታፍነት ደለይቲ ፍትሒ ብዘረጋግጽን ከባብያዊ ኣኼብኡ፡ ኣብ 18 ሓምለ ኣብ ለንደን ብወግዒ ከፊቱ። እተን ሰለስተ ህጹጻት ዕላማታት መድረኽ ቦለኛ፡ እዘን ድስዕባ እየን። 1) ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝነጣጠፋ ዘለዋ ዲሞክራስያውያን ሓይልታት ምጥንኻር 2) ቁጽሪ ኣብ መርሒነት ዝመጹ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ከም […]

Press Release Bologna Summit – London 2015

Press Release BOLOGNA SUMMIT – LONDON 2015 On July 18, the Bologna Summit 2015 kicked off with its first regional event in London- UK, in an effort to increase accessibility for all Eritreans and broaden engagement. The immediate three goals of the Bologna Forum are to 1) Empower pro-democratic forces inside Eritrea 2) To bring […]

ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ

ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣል-ሙባረክ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ብፍላይ፡ ኣብ ኩሉ ክፍለ-ዓለማት ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩሙን፡ ሰላትኩሙን ከምኡው’ን ካልእ ጽቡቕ ተግባራትኩም ረቢ ይቀብሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮትትና ንገልጸልክም። ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ 16/07/2015 kebireuk@gmail.com

ርሑስ ዒድ ኣልፊጥር ይግበረልና

ብኣጋጣሚ ዒድ ኣልፊጥር ኣልሙባረክ፡ ብስመይን ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን፡ ንህዝቢ ኤርትራን ንኩሎም ኣስላምን፡ ርሑስ ዒድ ክገብሮ፣ ወሰን ዘይብሉ ምንዮትና ብምግላጽ፣ ዝመጽእ በዓላትና፡ ኤርትራ ሃገርና ካብ ምልካዊ ስርዓት ተናጊፋ፡ ዲሞክራስን ፍትሕን ማዕርነትን ዝሰፈኖ ስርዓት ኣቝማ፡ ከምኡ’ውን ዓለምና ሰላምን ጸጥታን ርግኣትን ብልጽግናን ኣብ ዝሰፈኖ ኩነታት ከንብዕሎም ተስፋና ዓቢ ኢዩ። ርሑስ ዒድ ኣልፊጥር ይግበሮ !! ሓውኹም/ ዶር. […]

ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር 2015

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ሃይማኖት እስልምና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዚ ክቡር ኣጋጣሚ’ዚ ድማ ዒድ ኣልፈጥር 2015 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዒድ ሰላም፡ ቅሳነት፡ ብልጽግና፡ ምክብባርን ምድግጋፍን ክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። ዒድ ኣልፈጥር 2015 ኣብ ነብዕለሉ ዘለና ህሞት፡ […]

ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2015

ድሕሪ ዓወት ጀንቫ ኸ ናበይ? እንታይ ይገበር? ንዝብሉ ሕቶታት ዝድህስስን ዝምልስን ሰሚናር ክግበር ህጹጽ ተደላይነት ከም ዘለዎ ብምግንዛብ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ፈስቲቫል፡ ነቲ ብደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ዝተረጋገጸ ዓወት ንቅድሚት ንምድፋእ ከም ቀንዲ መደብ ፈስቲቫል ገይሩ ሒዝዎ ኣሎ። ኣብ ጀነቫ ብደለይቲ ፍትሒ ብ26 ሰነ 2015 ዝተረጋገጸ ዓውት ኣብዚ ተታሒዝናዮ ዘሎና ቃልሲ ንፍትሕን ደሞክራስን፡ መዘና ዘይርከቦ ኢዩ። […]

Bologna Summit 2015 – London (Program & 4 Days Reminder)‏

Bologna Summit 2015 – London (Program & 4 Days Reminder)‏

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net