Archive for: January, 2016

ታሽዓይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ ብዓወት ተሰላሲሉ !!

ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ዕለት 28 01 2016 ክሳብ ዕለት 29/01/2016 ታሽዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ጀርመን ብዓወት ኣሰላሲሊ። ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ፣ ህልው ኩነታት ሃገርናን ዞናናን ዝምልከቱ ዓበይቲ ዛዕባታት ብምልዓል፣ ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ብህግደፍ ዝፍጸም ዘሎ ተንኮልን ኣገጣጥማኡን ብሰፊሑ ከም ዝተላዘበ ተረጋጊጹ። ቀጺሉ ፈጻሚ ኣካል ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ጽሕፈታቱ […]

Celebrating Women’s day and Togoruba in Toronto

Celebrating Women’s day and Togoruba in Toronto

Public Meetings in Boston and Washington DC

Planning, Proceedings and Outcome of the National Consultative Conference (NCC) Semere Tesfamicael Habtemariam   Boston                                                                                                                                                                             Date:    Saturday, January 30, 2016                                         Time:    6:00 PM                                                                                      Place:    The Eritrean American Civic Association                               590 Shawmut Avenue, Boston, MA 02118   Washington DC Date:    Sunday, January 31, 2016 Time:    1:00 PM […]

ሰሚናር: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ጀርመን

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ጀርመን፡ ብዕለት 23.01.2016. ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት  ሰሚናር አካይዱ። ሰሚናር ብኣቦ መንበር ጨንፈር ብጻይ  የማነ ተስፋሚካኤ ተኸፍተ፡ ብጻይ አቦ መምበር ጨንፈር አብ መኽፈቲኡ ንኣኼበኛታት እንቛዕ ብድሓን መጻእኩም ድሕሪ ምባል፡ ብምክንያት  ጠባይ ኣየር ደቡባዊ ጀርመን፡ ንሰሚናር  ከርክቡ ዘይካኣሉ ከምዘለዉ ድሕሪ ምሕባር መድረክ ንብጻይ ፍስሓጽዮን ገብረ ኣባል ፈጻሚት ኣካልን ሓላፊ  ወጻኢ […]

ውዳበ ናብ ዓወት ከብጽሕ ዝኽእል ጥርናፈ ኢዩ

ሓፋሽ ይወደብ፡ ይንቃሕ፡ ንመሰሉ ይቃለስ፡ ብዝብል መሪሕ ህዝባዊ ቃልሲ ንምልዕዓል፡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ፡ ብዕለት 24 ጥሪ 2016 ኣብ ቤት ጽሕፈት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሰፊሕን ካብ ናይ ቅድሚ ሎሚ ብዕሙቕ ዝበለ ደረጃን ወርሓዊ ኣኼብኦም ኣካይዶም፡፡ እዚ ብሓላፊ ውደባ ግሃድኤ-ሕድሪ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ብጻይ ፍስሃየ ሃይሉ፡ ብሓላፊ ውደባ ኣብ ኢትዮጵ ኣባል […]

Official Positions on the Tragic State of Eritrea EPP

  Official Positions on the Tragic State of Eritrea Eritrea is on the verge of collapse. The country is a pariah on the international stage. A once-promising nation, with a vibrant economy and a bright future, Eritrea is a shell of its former self. The dictatorship that has been in power since the country’s independence […]

Forum for National Dialogue (FND)

Forum for National Dialogue (FND) Press Release  21.01.2016 The leadership of the Forum for National Dialogue (FND) met with H.E. Ato Hailemariam Desalegn, the Prime Minister of the Federal Democratic Republic of Ethiopia, and his Special Envoy, Ambassador Berhane Gebre-Christos, in Addis Ababa on Monday 18 January 2016. During this introductory meeting, the FND presented […]

ኤርትራ ሃገርና ኩሉ ዓቕሚ ሰባ ናብ ስደት ዘምርሓላ ሃገር!!

ብሰሪ ገስረጥ ምሕደራ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ህዝባ ናብ ስደት ዝውሕዝ ዘሎ ሃገርና ኤርትራ፡ ንመሰክሕ ወዲ ሰብ ተባሂላ ኣብ ዞባ ምብራቓዊ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተደኮነት ሃገር ኮይኑ ናብ ዝስመዓካ ደረጃ በጺሓ ኣላ፡፡ እዛ ኣኽል ታርፍ ባህርዊ ጸጋ ትዕድልቲ ዘለዋ ምጭውትን ተባሃጊትን ክትከውን ዝግበኣ ሃገርና ኤርትራ፡ ግን ከኣ ብሰንኪ ምሕደራ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ወጅሃ […]

መ ር ድ እ

ወ/ሮ   ግደይ  የሱፍ (ጓል ሓሺ)  ተጋዳሊት  ኣብ  ተጋድሎ  ሓርነት  ኤሪትራ  ዝነበረት ብሕማም  ክትሳቀ  ድሕሪ  ምጽንሓ : ኣብ መበል 49  ዕድመአ   ኣብ  ከተማ  ማንይሃይም   ብዕለት  08/01/2016  ካብ እዛ  ዓለም  ብሞት   ተፈልያትና  ። ናይ  ቀብሪ  ስነ-ስርዓት  ሰሉስ  ዕለት 19.01.2016 ስዓት    11:00 ኣድራሻ:   Städtischer Hauptfriedhof  (muslimische Gräberfeld) Am Friedhof 15-21 ,68176 Mannheim ስደራ -ቤት 13.01.2016  إعلان وفاة توفيت […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ ሃገራዊ ምምኻራዊ ዋዕላ ስርሓቱ ጀሚሩ adhocncc@gmail.com 12 January 2016 ኣብ ናይሮቢ ብዝተኻየደ ሃገራዊ ምምኻራዊ ዋዕላ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ  ዚቖመ ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ፡ ቀዳማይ ኣኼባኡ ብ22 ታሓሳስ 2015 ኣካይዱ። እዚ ኣኼባ’ዚ ከምኡውን ስዒቦም ዝተካየዱ ኣኼባታት፡ ተሳተፍቲ ዋዕላ ንዘሰከምዎ ዕማም ምርኩስ ብምግባር፡ ዝርዝር መደባት ዕዮኡ ንምሕንጻጽ ዝዓለሙ እዮም ኔሮም።   ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ ካብዚ ዋዕላ’ዚ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net