Archive for: May, 2016

ቃልሲ ደንበ ተቃውሞን ፖሊቲካዊ ሓድሕድ ምንጽጻግን

Identity based and deep -rooted conflict ብፍስሓ ናይር መለለዪ ኣብ ደንበ ተቃውሞ ዘለዋ ሓይልታት ፖሊቲካውን በርገሳውን ውደባ ኣብ መንነት ናይ ሃይማኖትን ብሔርን ቀቢላን ዝተመርኰሰ ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ናይ ሓባር ራእይ ዘይብሉ ከም መተካእታ ክቀርብ ዘይኽእል ሓይልታት ነንሕድሕዱ ዝባላዕ ዝተጐጃጀለ ሓይልታት ኢዩ፣ እዚ ከምዚ ዓይነት ደንበ ብሕዝቢ ኤርትራን ኣህጉራዊ ማሕበረ-ሰብን ተቀባልነት ኣይረክብን፣ብዙሓት ተመራመርቲ ብዝገበርዎ መጽናዕቲ […]

መዓለሽ’ስ እንብዛ’ኳ በዚሑ!!

ሳልሳይ ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ሳልሳይ ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ቀሪበ፡- ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ብጀካ’ቲ ኣብ ዕለታዊ ንጥፈታቱ ዘጋጥምዎ ዝተፈላለዩ ሓርጎጽጎጻት ንከቢድ ቅልውላው ዘምርሑ ሰለስተ ዓበይቲ ክስተታት ከም ዘጓነፎ ካብ ማንም ስውር ጉዳይ ኣይኮነን። ኣብዞም ሰለስተ ንከቢድ ቅልውላው ዘምርሑ ዓበይቲ ክስተታት ኣቶ በሺር እስሓቕ ብክንድ’ቲ ኣብ ስልጣን ብምድያብ ንምምራሕ ዘለዎ […]

መጠንቀቅታ ንኹሉ ብምኽንያ ት ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ ፍቓድ ዝወሰደ ብፍላይ ከኣ ንሓተትቲ ዑቁባ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ሽወደን

ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሶልና ሃለን ቀዳም ዕለት 14 ግንቦት 2016 ካብ ሰዓት12.00 ክሳብ ወጋሕታ ኣብ ዝግበር ዳንኬራ ፡ ንዝኸዱ ሓተቲ ዑቁባ ስደተኛታት፣ ካብዚ ስርዓት ነፍሶም ከድሕኑ ሃዲሞም ዑቁባ ሓቲቶም ክንሶም ፡ ተመሊሶም ኣብቲ ናይ ስደቶም ጠንቅን መውሃቢ ፍቓዶም ዝኾነ፣ እዚ ስር ዓትዚ  ንኣኻትኩም […]

ዓቢ ብስራት

ዕዙዝ ኤርትራዊ  ሰላምታና ኣብ ዘለኹሞ ቦታ ይብጻሕኩም!  ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት፡ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ.፡ እነካይዶ ቃልሲ ክብ ንምባልን፡ ሓፋሽ ተቓላሳይ ህዝብና ኣብ ኩሉ ቦታታት፣ ብፍላይ ድማ ኣብ’ታ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተቐይራ ዘላ ሃገርና ዘሎ ጽኑዕ ህዝብና፡ ከምኡ’ውን ኣዕሩኽትን ፈተውትን ህዝብና፣ ሓቅታትን ግቡእ ሓበሬታን ንምርካብ፡ እነሆ ኣብ ትሕቲ “ድምጺ ኣዳል” ዝብል ስም ነጻ ሬድዮ ናይ ፈተነ […]

ብምንክያት 25 ብዓል ናጽነት‏

  ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ  ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም ኣሎ።      ሃገራዊ ቆጸራ ዝብል ተማ እንታይ ንግበር እስከ ንዛተ: 25 ዓምት ናጽነት ካብ ኮነ ስደት : እስርባት: ቅትለት: ባርነት: ውርደት: ጥምየት: ጥፍኣት :ሞት እስከ በሉ ንዛተ ህዝብን ክረክብ ሓርነት። […]

መዓለሽ’ስ እንብዛ’ኳ በዚሑ!!

ካልኣይ ክፋል ኣቶ በሺር እስሓቕ ንፌደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ዝተባህለ ውድብ ዝመስረተን ብኣቦ መንበርነት ዝመርሕ ዘሎ ባእታን ምዃኑ ዝፍለጥ’ዩ። ፖሎቲካዊ ብቕዓቱ፡ እጃሙ ኣብ ሓድነት ውድቡ ምዕቓብ፡ ምስ ኣባላት መሪሕነቱን መሰረታቱን ዘለዎ ዝምድናታት፡ ባህርያቱ፡ ተጸዋርነቱ፡ ስነ ምግባሩ ………….ወዘተ እንታይ ይመስል? ልዕለይ ኣፍልጦ ክህልዎ ዝኽእል ኣቶ ፍስሃ ናይር ስለዝኾነ ባዕሉ ክገልጽ ከም ቅኑዕን ዝበለጸ ምርጫን ክወስድ’የ። ኣብ […]

መዓለሽ’ስ እንብዛ’ኳ በዚሑ!!

ቀዳማይ ክፋል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ልዕሊ ኩሉ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ሓደጋ ዕንወትን ምብትታንን ምድሓን ኣብ ትሕቲ ዝብል መሳጢ ዝኾነ ጭርሖ ብ2011’ዩ ተመስሪቱ። ኮይኑ ግን ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ክሳብ’ዚ ዕለት’ዚ ነቲ ዝቆመሉ ዕላማታት ክልለለን ክጭበጥን ዝኽእል ኣድማዒ ተራ ከይተጻወተ ብዙሕ ቅልውላቅ ክሓልፍ ጸኒሑን እንሆ የሕልፍ’ውን ኣሎ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ኣድማዒ ተራ ከይጻወትን ብዝተፈላለየ ቅልውላው ክሓልፍን […]

ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ምስ ወከልቲ ደምበ ተቓውሞን መንግስቲ ኤርትራን ተዘራሪቦም

Radio Erena: 25 April 2016 ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ክፍሊ ዞባ ኣፍሪቃ ምስ ወከልቲ ደምበ ተቓውሞን መንግስቲ ኤርትራን ከምዝተዘራረቡ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ብመሰረት እቲ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ፓሪስ ዝቐነየ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ክዘራረብ እንከሎ፣ ኣቐዲሙ’ውን ምስ ሓለፍቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ተመሳሳሊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net