Archive for: May, 2016

The Art of Negotiation And Its benefits

By Fesseha Nair The Eritrean political landscape has been experiencing splitting, conflicting at all times in its political history. This is the experience of crisis inherited from our past history. What we need today is to change this attitude of negation and conflict ridden culture and build attitude of conflict resolving and management skills and […]

ወተሃደራት ህግደፍ ገና ሕጂ ውን ብተመልከተለይ መንእሰያትና ብጥይት ይቐዝፉ አለዉ‏

ኣብ ዓድታት ምምሕዳር ቤት መጣዕ ፉሉይ መለለዪ ቦታ ደቡባዊ ምዕራብ መሬት ገለባ ትማሊ 28 ግንቦት 2016 ሓደ መንእሰይ ኮነ ኢልካ ብሰለስተ ጠያይቲ ናይ ህግደፍ ወተሃደራት ከም ዝተቐተለ ምንጭታት ሓበሬታ ግሃድኤ-ሕድሪ ካብ እቲ ከባቢ ሓቢሮም፡፡ እቲ መንእሰይ ዝተቐተለሉ ቦታ ብቐጻሊ ጓሶት ጥሪቶም ሒዞም ዝውዕሉሉን ካብ ምንቅስቓስ ሰባት ዘየዕርፍን ቃልዕ ናይ መጋሃጫን ሕርሻን ቦታ ምዃኑ ወሃብቲ ሓበሬታና […]

ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ግንቦት 23, 2016 ህጹጽ  ጻውዒት  ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን   ክቡራት ኣብ ውጻኢ ሃገራት ትነብሩ  ኤርትራውያን ሃገርና ኤርትራ ጽባሕ መዓልቲ መበል 25 ዓመት ናጽነታ ከተብዕል እያ። ናጽነት ሃገርና ዋላ`ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቃ ዝተረኽበ እንተኾነ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግና ኩሉ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ […]

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM)

May 23, 2016 An Urgent Call to All Eritreans Worldwide Dear Fellow Eritreans in the Diaspora, Tomorrow is our country’s 25th independence anniversary. The independence of our country was achieved at the terrible cost of hundreds of thousands of its sons and daughters who have been martyred and maimed. Unfortunately, all the sacrifices made have […]

መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ መበል 25 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ

መግዛእታዊ  ወተሃደር ኢትዮጵያዊ ካብ ኤርትራ ተሓግሒጉ ካብ ዝወጽእ፡ እነሆ ርብዒ ዘመን ገይሩ ኣሎ። መላእ መሬት ኤርትራ ሓራ ብምዃንን፡ ተፈላጥነት ኣህጉራዊ ማሕብረ ሰብ ዝረኸበት ሃገረ ኤርትራ ብምቋምን፡ ሓደ ካብ’ቲ ቀንዲ ዕማም ሰውራ ኤርትራ ተረጋገጸ’ዩ።   እዚ ዓይነታዊ ለውጢ’ዚ፡ ኣብ’ቲ መሪር ጎዕዞ ተጋድሎ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ፖለቲካውን ማሕበራውን ሃይማኖታውን ሓይልታቱ ብሳላ ምስታፍ ዝተረጋጋጸ’ዩ።   ነዚ ዕላማ’ዚ ንምርግጋጽ […]

መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ 23 ሰነ 2016

ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም :: ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ : ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ኣብ ኤረትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት : ጸብጻብ ኣጻራይት ኮምሽን ( Commission of Inquiry) ናብ ቤት ጽሕፈት ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ዝቐርበሉ መዓልቲ ስለ ዝኮነ :ኣብዚ […]

ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግሃድኤ ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝኾኑ ሓርበኛታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጻዊዒት ዘርጊሖም።

ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግሃድኤ ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝኾኑ ሓርበኛታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጻዊዒት ዘርጊሖም።   ህዝብና ቡሩራዊ ኢዮበል ናጽነቱ ኣብ ዘብዕለሉ ዘሎ እዋንን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፣ ኣብ ትሕቲ ምሕደራ ጨካኒ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕለፎ ሕሱም ናብራን ዝወረዶ መከራን ኣብ ግምት ብምውሳድ፣ ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! ——————————————————————– በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም። ዕለት 28 ግንቦት – ኣብ ስቶክሆልም ኤግቢ ፎልከትስ ፓርክ – ቴንስታ 28 May […]

Firande av 25 års av Eritreas Självständighet.

Den 24 maj 1991 är mycket speciell dag för Eritreaner. När vi firar/minns denna dag, så tänker vi på många saker. En del av tankarna och verkligheten som vi kommer att tänka är följande: 24:e maj förverkligade drömmen om fritt Eritrea, och slutade den långa lidande av beväpnadekampen för friheten. 24 maj var starten för […]

መዓለሽ’ስ እንብዛ’ኳ በዚሑ!!

ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ይቐርብ። ከምቲ በዓል ኣመል ኣመሉ ነይገድፍ ዝበሃል ምስላ ኣቶ በሺር እስሓቕ ብቀጥታ ድሕሪ ምዝዛም ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንኩሉ’ቲ ዝተበጽሐ ንጹር ዝኾነ ፖሎቲካዊ ስምምዓትን ውሳኔታትን ብምጥሓስ፡ ኣብ ተመክሮ ቃልሲ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ሓድሽ ፍልስፍናን መጎትን ሒዙ ጽዑቕ ወፍርታትን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net