Archive for: January, 2017

ፖሎቲካ መገለይሲ ቐየስገው፣ ዓውተር ደርብሲ አልግድ (ጥበብድ) ገምድገው ሓሪረትል ለመለም የንቱታት ለቡኑኽር ጉኑዂር መንድርተነኲ።

ኒ ሰልፍልድ  አዊልድ ብርፍዮ ኣዊል ገእ የት፡ ውራ ኣረኻ ደፍዖ ውሪ መኽሰብዲ ዔርዶ፡ አውቲ ክርስትጘ አውዲ ጨሪትሮ ኣኸት ኒ ብርፍ ጃብ ዋድሕድ ገምድጋዃ፡ ትምዮ ምራድድ  ወሪ ኒየትድ ሄበብስና ደርብል ለብነዲ ጉነዲ በጀኸን ከለብርስሮ ሻኽ ኣራኻ ግን። ሓሰብስጋዂ ሓዲስ ሰና ቃልስቶ ዓጀብ ሲሳዂ ወሪ ሳዳ ከባዂ ሰና ቃልስትሮ ሻኽላ። ኩልኩሊበዲ ድንገዲ ገማዂዲ ፍዂዲ ደርብ ወሳዂድ ፈራዂ […]

መግለጺ ሓዘን

ብፈጻሚ ቤ/ጽ/ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ሓዘን ብምኽንያት ትማሊ ዕለት 13 ጥሪ 2017 ብመስዋእቲ ዝተፈለየና ገዲም ሓርበኛ ተቓላሳይ ዶ/ር ሃብተ ተስፋማርያም ኣብዚ እዚ እዋንዚ ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ነበር ፡ ንሃገሩ ዘገልገለ ጅግና ሃገራዊ ብመስዋእቱ ዝተሰማዓና ከቢድ ሓዘን ክንገልጾ እንኮለና እቲ ካብ እዋን ንእስነቱ ኣብ ልቡ ዝፈኸመን ዝጎሃረን ሃገራዊ ፍቅሪ ደሪኽዎ ንልዕሊ […]

መግለጺ መሪር ሓዘን

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ መሪሕነቱን መላእ ኣባላቱን ብመስዋእቲ ክቡር ሓርበኛ ተቃላሳይ ብጻይና ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ሓርበኛ ብጻይና ክቡር ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ብንእስነቱ ጀሚሩ ንክብርን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰዒቡ ከኣ ነቲ ብምልካዊ ህግደፍ ሓርነቱ ዝተነፍገ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ፍትሕን ሓርነትን ንኸንግስ ሓንቲ መዓልቲ ውን እንተኾነ ነብሰይ ይጥዓመኒ ከይበለ አብ ጎድኒ […]

ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ኣቦ መንበር ግ.ሃ.ድ.ኤ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና

ዝኸበርኩም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝብናን !! ሎሚ ዕለት 13/01/2017 ልክዕ ሰዓት 07.00 ናይ ኣጋ ምሸት፡ ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ድሕሪ ነዊሕ ሕማም፡ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓና ንሕብረኩም ። ንብጻይናን መራሒናን ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ፣ ንክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ብጸይቲ ኣድያም ተኽሊት ምስ ክቡራትን […]

Things Eritreans cannot afford in 2017

The absence of equality in rights and dignity for those who are caught up in the political turmoil and economic turmoil of the Isayas’s no-peace no-war, their sufferings can no longer be endured without tears.  The regime has failed to conquer Bademe but succeeded in conquering the minds of some Eritreans.  As a result, the […]

ዜናታት ውሽጢ ሃገር ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ “ እንዳ ማርያም ” ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኣድማ ኣካይዶም !!

ኣስመራ፣ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ “እንዳ ማርያም” ኣስመራ፣ ብሰኑይ ዕለት 02 ጥሪ 2017፣ ኣንጻር ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ኣድማ ከም ዘካየዱ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ’ቲ ቦታ ጸብጻብ ኣመሓላሊፎም። ተማሃሮ “እንዳ ማርያም”፣ መግለጺ ናይ ቁጠዐኦም፣ ኣብ ልዕሊ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝገልጽ፣ ባንዴራ ኤርትራ ኣውሪዶም ከም ዝቐደድዋ ተፈሊጡ።

Initiating Ethio- Eritrea Dialogue for Democratic Development

        By Fesseha Nair  “Let us hope the year 2017 be the Year of Dialogue for Democratic Development and co-operation between all the peoples of the Horn of Africa in general and the Ethio-Eritrean people in particular.” Let bygones be Bygones!

ታና በሲግዲረዲ ዖነዲ ሩኹ መዘኻኸሪ፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብትግርኛን/ዓረብን ተርጉምና ክንዝርጋሓ’ና።

ሓይሳን ብሊን ቚር እና ሽፍሽፋ ንር ኤደራ ናንሲ ዪና ለበኪል እንኩርኖሉ ፋነይነዲንና ኒ ስጙሲ ጠለቕነሊ።  ክቱብት ላሪ ነቀስድጝኒ ጃብስነኩንልኩም። ኮዶ ናትካ ስጙድ ሓመድነኩንሉ/ላ። ላኹክ ኒ ወረበድ ሰሄራዂ ከተቦ ፈስሮና ናጝር ድምኖ ናንሲ ሻኽኖ ወቐርነኩንኩም። እና ምጨት ኒን ከተብነጝር ታና እስጝነግር ግን ንእቢራኹ እማ ከተብነስ ባርጋ። ንግርጛ ታኒዃ ሺረላ። ጃብራ ያ ኒንጝን ሽፍሽፋ፣

ሰማእታት በሲግዲራ ዖናን ካብ ብሌን ዝተተርጎመ

(ቓል ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ። ኣብ ቖላታት ኤርትራ ብስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥቕምቲ ክሳብ ወርሒ ጥሪ ዘካሕኪሕ ኢሰብኣዊ ቅትለትን ምብራስ ንብረትን ከም ዝተፈጸመ ኣብ ቀዳሞት ጹሑፋትናን ብኻልኦት ደቂ ሃገርን ተጻሑፉ’ዩ። ነቲ ዕለታት ህዝብናን ስቓይን ምዝካርን ነቲ ዝሞቱሉ ዕላማ ናብ መጠረሽታ ምዕራፍ ክነብጽሖ ከኣ ኣብ ቓልሲ ስለ ዘሎና ዋልታን ሞራልን ክኾኑና ናባኹም ንዝርግሖ።  ጽቡቕ ዝደሊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net