Archive for: January, 2017

ደምዳሚ መግለጺ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ 10ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ ዕለት 24/01/2017 ክሳብ ዕለት 27/01/2017 ኣሰላሲሉ። ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ድሕሪ’ቲ መሪሕ ግደን ልዑል ሃገራዊ ኣስተዋጽኦን ዝነበሮ ኣቦ መንብር ውድብና፣ ብጻይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ብመስዋእቲ ዝተፈለየና እዋን ይካየድ ብምህላዉ፣ ኣኼባ ብዝኽርን ክብርን ስዉእ ሓርበኛ ኣቦ መንበርናን ኩሎም ስዉኣት ብጾትናን ተኸፊቱ። መስዋእቲ ሓርበኛ  ዶር. ሃብተ ኣብ’ዚ  ተሃዋሲ […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

ንሕና ኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ኣብ  ሰምየን ኤመሪካ እንርከብ ብመስዋእቲ  ብጻይናን መራሒናን ሓርበኛ ተቃላሳይ ኣቦ መንበር ግ.ሃ.ድ.ኤ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰመዓና ሓዘን ከቢድ እዩ።   ሞት ባህርያዊ ከምሙዃኑ መጠን ካብ ሞት ዘምልጥ ፍጡር ከምዘይለ ንኣምን። ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ካብ ስድራ-ቤት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብቀደም ተኽተል መሪሕ ግደ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘበርከቱ ጀጋኑ ክፍለዩኻ ድርብ ሓዘን እዩ። […]

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ።

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዞባ ኤውሮጳ ስነ ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ንዓርቢ ዕለት 20/01/2017 ክካየድ ምዃኑ ሓቢርና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፣ ብኸምዚ ዝስዕብ ክሰላሰል ምዃኑ ነፍልጥ፦ ፍትሓት ሰዓት00 ኣብ ከተማ BONN ኣብዚ ዝስዕብ ቤተ ክርስትያን ክፍጸም እዩ። ST. REMIGIUS(KHG)- BONN BRUDERGASSE 8 – 53111 BONN ሓመድ ድበ ሰዓት 00 ኣብ ከተማ ቦን ኣብዚ […]

መግለጺ መሪር ሓዘን

ንሕና ኣብ ሪያድ እንነብር ኣባላት  ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣዝዩ ዘሰንብድ ወረ  መስዋእቲ መራሒና ኣቦ መንበር ዶክቶር ሃብተ ተስፋማርያም ብምስማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና። ሞት ንቡር ስለዝኾነ ክትጻወሮ ክትፍን ግድን‘ዩ። እንተኾነ ግን  ጉዳይ ኤርትራን ህዝባን ኣብ ኣዚዩ ተሃዋሲ ኩነታት ወዲቁሉ ኣብዘለወሉ ጊዜ ከም በዓል ዶክቶር ሃብተ ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ሃገራውያን መራሕቲ፣ ብሞት ክፍለዩኻ ዘይጽወር ጥራሕ ዘይኮነስ ድርብ […]

What can you do?

መግለጺ ሓዘን

ሕጂ ውን ዓቢ ዓንዲ ካብ ዓንድታት ሃገርና ኤርትራ እነሆ ተፋንዩና። ዋላ’ኳ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ክንቀበሎን ክንምእዘዞን ግድን እንተኾነ፣ መስዋእቲ ብጻይናን ኣቦ መንበር ውድብናን ሓርበኛ ዶክቶር ሃብተ ተስፋማሪያም ኣብ ኣዚዩ ዘድለይና መዋእል ብሃንደበት ስለ ዝተፈለየና ዓሚቚ ሓዘን ከስዕበልና ናይ ግድን ኢዩ።   ብርግጸ፣ ሓርበኛ ኣይነበርን ኢዩ ታሪኹ ግን ነባሪ ኢዩ ። ስዉእ ሓርበኛ ዶክቶር ሃብተ ተስፋማሪያም […]

ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ።

ስነ ስርዓት ሓመድ ድበ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ንዓርቢ ዕለት 20/01/2017  ሰዓት 11 ኣብ ከተማ ቦን ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክፍጸም ምዃኑ ንሕብር። ዝርዝር መደባት ስነ ስርዓት ቀብርን ምፍናው ጅግና መራሒና ክስዕብ ስለ ዝኾነ ተኸታተሉና።

ናይ ሓዘን መግለጺ

Eritrean Solidarity Movement for National Salvation ዕለት፡ 14 ጥሪ 2017 ናይ ሓዘን መግለጺ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ኣብ ዜና መስዋእቲ ገዲም ተቃላሳይ ዶ/ር ሃብተ   ኣብዛ ንነብረላ ዓለም ሰብ ፍጡር ሓንሳብ ኢዩ ዝነበር። ዘልኣለማዊ ነባሪ ዘይምዃኑ ከኣ ኩሉ መዋቲ ኢዩ። ኣብ’ዛ ሓንሳብ ንነብረላ ዓለም ግን፡ ነዛ ሓንቲ ዕድል ብሂወት ኣብ ዝነብርሉ እዋን ታሪኽ ክሰርሑ፡ […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ  ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም፤ ኣቦ-ወንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም  ትማሊ  ዕለት 13 ጥሪ 2017  ብመስዋእቲ     ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ  ምስ ሰማዕና ኣዚዩ ሓዘን ተሰሚዕና።  ስውእ  ዶክተር ሃብተ፤ ወላኳ ካብዛ ዓለም ብሞት እንተተፈለየና፡ በቲ ምእንቲ ናጽነትን፡ ፍትሕን  ዘካየዶ ነዊሕን መሪር ቃልሲ ንዘልኣለም ክዝከር ክነብር እዩ።  ሽሕ እኳ  ሓርበኛ  ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ብምኽንያት […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሎሚ ዓርቢ 13 ጥሪ 2017 ሞት ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጥን ከም ዘጋጠመ ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና።   ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ምሉእ ዕድሚኡ ንቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተበጀወን ብጽንዓቱን ተዋፋይነቱን ዝትፍልጠን ኣብ ታሪኽን ጉዕዞን ስውራ ኤርትራ ዓቢይን ሎልይን ተራ ዘንበሩን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net