Archive for: February, 2017

ሓጺር ታሪኽ ናይ ኣቶ ገርህላሰ ኣስፍሃ

ዕለት 06.01.2017 ኣቶ ገርህላሰ ኣስፍሃ ካብ ኣቦኡ ነፍስሄር ኣስፍሃ ክፍለን ካብ ኣዲኡ ነፍስሄር ኣስካሉ ተወልደን ብ01.01.1953 ኣብ ዓዱ ደቀምሓረ ድንበዛን ተወሊዱን ዓብዩን። ትምህርቲ ግና ጀሚሩ ከብቅዕ ኵነታት ናብራ ንምምሕያሽ ብማለት ትምህርቱ ኣቋሪጹ ኣብ ስራሕ ዓለም ተዋፊሩ፤ እንዳተጓዕዘ ከሎ ከምቲ ኩሉ ኤርትራዊ እተበጀዎ ብ1973 ዓ.ም. ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ እጃሙ ከበርክት ድሕሪ ምጽናሕ ብ1980 ዓ.ም. ንሃገር […]

Arbeshto Strategy Chosen for another Eritrean Fenkil

Arbeshto, which its equivalent cognate in Italian is “rovesciato” and the English equivalent is “bicycle kick,” can be used as a strategy because of its surprising nature of doing or using backward double kicks to score an unexpected goal.  The purpose of Arbeshto is to execute an overhead shot or kick that catches the defense […]

ቃል መሪር ሓዘን

ገዲም ተጋዳላይ ዓብደላ ኦና መሓመድ ኢብራሂም (ብዓብደላ ሹም ዝፍለጥ)፣ ድሕሪ ነዊሕ ሕማም፣ ካብ መደበር ስደተኛታት ኡም ገርጉር መጺኡ ኣብ ከተማ ካርቱም ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ፣ ብዓርቢ ዕለት 17 ለካቲቲ 2017 ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና።     ተጋዳላይ ዓብደላ ሹም፣ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ እትርከብ “ሳርውስ” እተባህለት ዓዲ ብ1949 ተወሊዱ። ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ከኣ ብ1966፣ ሃገራዊ ግቡኡ ንምፍጻም […]

‘’ዳስ ሓሙስ’’ ዝተባህለ ፖሮጀክት ኣባይቲ ህግደፍ ገንዘብ ንምድላብ ዝጥቀመሉ ውጥን ኢዩ !!

ስርዓት ህግደፍ፣ መብዛሕቲኦም ደገፍቱ ንዝኾኑን፣ 2% ንዘማልኡን፣ ኣብ ወጻኢ ንዝቕመጡ ኤርትራውያን፣ ብትካላቱ ገይሩ፣ ኣብ መንጎ ማይ ጭሆትን ቀሓውታን ዝርከብ ሰፈር፣ ኣባይቲ ክሰርሓሎም ኢየ ብዝብል፣ ቅድሚ ገለ ዓመታት ዘበገሱ ብ“ዳስ ሓሙስ” ዝፍለጥ ፕሮጀክት ኣብ 2015 ክውዳእ ተባሂሉ’ኳ እንተ ነበረ፣ ገንዘቡ ተኸፊሉ ከብቅዕ ክሳብ ሕጂ ተወዲኡ ዘይምህላዉ ዓቢ ናይ ሕቶ ምልክት ኣንቢሩ ኣሎ ክብሉ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ […]

ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ ስርዓት ሓዝን

ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ ስርዓት ሓዝን ስውእ ተጋደላይ/ ኣቡብከር ሱሌማን እድሪስን ስውእ ተጋደላይ/ ሱሌማን ኣደም ሱሌማንን። ፌደረላዊ ደሞክራስያዊ ምንቕስቃስ ኤርትራን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ስነበት ዕለት 12 ለካቲት 2917፡ ስዓት 10፡00 ናይ ንግሆ ኣብ ዋና ቅጽሪ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ሓዝን ስውእ ተጋደላይ/ ኣቡብከር ሱሌማን እድሪስን ስውእ ተጋደላይ/ ሱሌማን ኣደም ሱሌማንን ክካይዱ ምዃኖም […]

ገበን ዝገበረ ዋላስ ሓቂ ዝነገረ?

2 የካቲት 2017፣ ገበነኛ ዝሕብኣሉ ሓቀኛ ዝቕለዓሉ እዋን በጺሕና ንመስል። ተዓቢጦም ዝነበሩ ሓቅታት ከም ዕንበባታት ነሓሰ በሪሆም። ይኹንምበር ጌና ኩሉቲ ዝኽሰስ እንተ ኾነውን ሓቀኛ ክመስል ኣብ ምንግድጋድ ይርከብ፣ ሓቀኛ እየ ክብል ክከላኸልን ካልእ ዓመጻዊ ጥበባት ኣሰንዩ ንነብሱ ነጻ ከውጽእ ክጣበብ ይረአ ኣሎ። ፍጹማዊነት ዘማለአ ምዃኑውን ብሓይሊ ከእምን ይፍትን ንርኢ ኣሎና። እንተኾነ ግን ዋላ እንተተሓስበ ፍጹምነት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net