Latest news

News

ናይ ሓዘን መልእኽቲ

ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፑፕሊክ ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ብምዕራፉ ዝተሰማዓና  መሪር ሓዘን  እናገለጽና ንስድራቤቱን ፤ ፈተውቱን ፤ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል ።…

By farajatPublished
News

ናይ ሓዘን መ ልእኽቲ

ቀዳማይ ሚኒስተር አቶ መለስ ዜናዊ  ብዘጋጠ ሞም  ሕማ ም ናብ ሎሚ ንግሆ ዘውግሕ  ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ካብ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም በዚ አጋጣሚ›ዚ ብስም ህዝቢ…

By farajatPublished
News

ብምኽንያት መስዋእቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ዝወጸ መግለጺ ሓዘን፡

ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዴሞክራስያዊ ሪፓብሊክ ቀዳማይ ሚኒስትርን ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ደሞክራስያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ኣቦ-መንበርን ዝነበሩ ክቡር ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ናይ መስዋእቶም ዜና ነሓሰ…

By farajatPublished
News

መግለጺ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብምኽኒያት መስዋእቲ መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር

ሎሚ ንግሆ 21 ነሓሰ 2012 ቴሌቭጅንን ሬድዮን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ናይ ንግሆ መደባት ፈነወአን ዘቕረባኦ መግለጺ መስዋእቲ ክቡር መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ…

By farajatPublished
News

ጨንፈር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ሎንደን ኦንታርዮ ተመስሪቱ

ኤርትራውያን መንእሰያት ሎንደን ኦንታርዮ ኣንጻር ህግደፍ ዘካይድዎ ቃልሲ ብዝተወደበ መንገዲ ንምክያድ፡ ጨንፈር ማሕበር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ብ19 ነሓሰ ኣብ ከተምኦም መስሪቶም። ኣብቲ ናይ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top