Latest news

Articles

ስውኣትና መሊኦም ዝቐስኑን ዝድበሱን ነጻን ልዑላዊትን ሃገር ጥራሕ ብምርግጋጽ ዘይኮነስ ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት መሊኡ ምስ ተዓወተ እዮም ዝቐስኑ፡

ጀጋኑ ተቃለስቲ ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣዊ ክብሮምን ናጽነቶምን ክብሉ ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ንሓደ ምሉእ ክፍለ ዘመን ዝኣክል እምቢ ንመግዛእቲ ኢሎም ንኹሉ ናይ ጭቆና…

By farajatPublished
News

መደባት ዝኽሪ ሰማእታት አብ ከተማ ለንደን

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ብቀዳምነት ድሕሪ ዝዓዘዘ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታ ምቕራብ፡ ንኩሉ’ቲ ዕለታዊ ዕማማትኩም ዓወትን ኣሳልጦን ክትጓናጸፉ ይምነየልኩም። ኣብ ኤርትራ እቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተወጊዱ…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሲያትል

ጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽ ምዕብልናታትን: ከምኡ’ውን ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲ ለውጢ ኣብ ከተማናን ከባቢናን: ኣልዒልና ኣብ ወርሒ ግንቦት ተኸታትሊ ኣኼባታት ክንገብር…

By farajatPublished

Search the site

Back to top