Latest news
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገር ጀርመን
ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት (March) 2012 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን መድሓኔ ዓለም ፍራንክፎርትን…
Celebration of Eritrea Blin Organization Congress In Geneva -CH
Celebration of Eritrea Blin Organization Congress In Geneva -CH
Fear of compulsory recruitment drives Eritrean teen to flee home
19 Mar 2012 Source: Content partner // UNHCR MAI-AINI REFUGEE CAMP, Ethiopia, March 19 (UNHCR) – Gebre* knew the dangers as well as any…
ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካልፎርንያ
ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ህዝባዊ ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንምቛምን ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን፣ ኩሉ ኤርትራዊ ተቐማጢ ከተማ ሳንድየጎን ከባቢኣን ዝሳተፈሉ ህዝባዊ ኣኼባ ንሰንበት መጋቢት…
Press Statement
Coordinating Committee Eritrean National Democratic Forces (ENDF) Press Statement: On Ethiopia’s aggression against Eritrea At its regular meeting held on 18 March 2012…
አብ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቐንስትዮ
አብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 8 መጋቢት ክትበዓል እንከላ ደቀንስትዮ ዓለምና ንመሰለንን ክብረንን ዝጸዓረኦ ጻዕሪ ንድሕሪት ምልስ ኢለን ዝግምግማላን ንመጻኢ ብተስፋን ትምኒትን ዘቋምታላን መብጽዔኤን ዘሐድሳላን…
ቕልዕቲ መልእኽቲ ናብ ድምጺ ኣመሪኻ ክፍሊ ትግርኛ
ሰላምታይ ብምቕዳም ብዛዕባ ነፍሲሔር ናይዝጊ ክፍሉ ብተወልደ ዝተዳለወ ቃለምሕተታ ከምዝተኸታተልኩን ኮይኑ ግና እቲ ትሕዝቶ ይኹን አቀራርባ ካብ ጋዜጣዊ ሞያ ዝረሐቀ: ነቲ ተወልደ ዘቕርቦ ዝነበረ…
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ
ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ንህዝቢ ኣኼባ ኣካይዶም። አብ’ቲ አብ ዕለት 11/3/2012 ዝተገብረ አኼባ ፡ አባላት ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ናህዳ…
ጋዜጣዊ መግለጺ
ሓያሎ ናይ ዜና ማዕከናት ከም ዝገለጸኦ፡ ብሓመስ 15 መጋቢት 2012፡ ሰራዊት ኢትዮጽያ ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ውሽጢ ልዑላዊ መሬት ኤርትራ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ።…










