PUBLIC MEETING IN LONDON REGARDING NATIONAL CONGRESS FOR DEMOCRATIC CHANGE
The London Support Committee (LSC) invites all interested Eritrean to its 3rd public meeting on 24th July, 2011(13:00-20:00pm) in order to discuss and exchange…
The London Support Committee (LSC) invites all interested Eritrean to its 3rd public meeting on 24th July, 2011(13:00-20:00pm) in order to discuss and exchange…
ብ30 ሰነ 2011 7ተ መንእስያት ዓፈር ብወተሃደራዊ ጅልባ ፈይቨር ዝዓይንታ ካብ ኣርዑት ጭፍጫፊ ስርዓት ህግደፍ ብምህዳም ካብ ጢዖ ተበጊሶም ናብ ወደብ ሑዶይዳ የመን ምእታዎም…
ብቀዳምነት ፖሎቲካዊ ሽማግለ ህዝብና ኣብቲ ፖሎቲካዊ ሰነዳት ዘርኣዮ ዓቢ ተገዳስነትን ምትሕብባርን የመስግን። ብ29/06/2011 ፖሎቲካዊ ሰነዳት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ንምውራድ ዝምልከት ዝተዘርግሐ ምልክታ ብምዝኽኻር፡…
The London Support Committee (LSC) invites all interested Eritrean to its 3rd public meeting on 24th July, 2011(13:00-20:00pm) in order to discuss and exchange…
Eritrean Al-Hiwar Arabic Room announces about a Symposium that will be held by USTAZ IBRAHIM MOHAMMED ABDALLAH, Head of Eritrean Liberation Front (ELF) Foreign…
Within the framework of ongoing efforts to organize Eritrean women in order to achieve our social and human rights, we are pleased to call…
ብፍስሃ ናይር ዘተ እቲ ቀንዲ መሳርሒ ኩሎም ተዋሳእቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብሓንሳብ ሓቢሮም ነቲ ህልዊ ሕጽረታትን ዕድላትን ዝመያየጡሉ ከምኡ ድማ ነዚ ሕቶታትዚከመይ ገሮም ከምዝገጥምዎም ስትራተጂ…
ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ቀረባ እዋን ኣርባዕተ ፖሎቲካዊ ሰነዳት ንኤርትራዊ ሓፈሻዊ ራእይ ከም ዘውርድ ይሕብር። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንህዝብና ምውራድ ሰነዳት ዝደንጎየሉ ምክንያት እዚ…
ህዝባዊ ምልዕዓል፡ ወላውን ነቶም ብዝላዓለ ጥርዚ ናይ ጭቆናን መግዛእትን እናፈራረሑ ስልጣኖም ከናውሑ ዝጸነሑ ዲክታቶሪዊያን ስርዓት፡ ሓደ ብሓደ፡ በብታራ እናርገፈ፡ ገሊኦም ዑቅባ ክሓቱ፡ ገሊኦምውን ንፍርዲ…
ሲምፖዝዮም ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ሰሜን ኣሜሪካ ብዓወት ተዛዚሙ። እዚ ኣብ ትሕቲ ‘’ጉዕዞ ኤርትራ ናብ ዲሞክራሲ፡ ዝርርብ ኣብ ቅዋማዊ ጉዳያት” ብዝብል ቴማ ካብ ቀዳም 25/06/2011…