Latest news

Notices

Paltalk Room: (Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin)

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ …! ዘተ ምሰ አባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡፡ ዝኸበርኩምን/ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ..፤ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን።…

By farajatPublished
News

ኤርትራውያን ስደተኛታት ተመሃሮ ኣኽሱም ዩኒቨርስቲ ሃገርዊ ጉባኤ ኣብ ምዕዋት ምስ ኮምሽን ክሰርሑ ሙካኖም አረጋጊጾም።

  ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ውጽኢት ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንምሕባርን፡ ህዝብና፡ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዘተኣማምን ኣብ ምዕዋት፡ ንቑሕን ሰፊሕን ተሳትፎኡ ከረጋግጽ ንምብቃዕ፡…

By farajatPublished
News

ኣብ መደበር ስደተኛታት ከባቢታት ኣሳይታ በራሕለ ተሓጋጋዝቲ ህዝባዊ ሽማግለታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ተመዚዞም፡

ልኡኽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንያሲን መ/ዓብደላ፡ ነስረዲን ኣሕመድን ኢብራሂም ሸኽን ጠሚሩ ንወፍሪ ዝተበገሰ ልኡኽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ናብ መደበር ስደተኛታት…

By farajatPublished
News

መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ 24 ግንቦት ኣብ ኣዲስ ኣባባ ብስፊሕ ስለማዊ ስልፊን መዛናግዒ መደባትን ብድምቀት ተኸቢራ ውዒላ።

በዓል ናጽነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሳቦያ ንዳግማይ ምሕራር ካብ ባርነታዊ መግዛእቲ ህግደፍ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ግንቦት 24, 2011 ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ። ኣብዚ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top