Latest news

News

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ( ኮርስ ) ትምህርቲ ተዛዚሙ

እቲ   ብዕለት  05/06/2011  ብሰልፊ  ናህዳ   ኤርትራ   ጨንፈር   ኢትዮጲያ ዝጀመረ  ናይ ፖለቲካውን ምምሕዳርን ትምህርቲ ንሓለፍቲ መንእሰያት  ብዕለት 09/06/2011  ተዛዚሙ  ኣብዚ  ናይ”ዚ  ኮርስ ትምህርቲ ሓለፍቲ መንእሰያት…

By farajatPublished
Notices

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ) ንቀዳም ዕለት 18/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ከተማ ኦስሎን ከባቢኡን ዝነብሩ…

By farajatPublished
News

ኣብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን ዓዲ ሓርሽ 15 ኣባላት ዝሓቆፈ ተሓጋጋዚ ህዝባዊ ሽማግለ ተመዚዙ

ኣብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን ዓዲ-ሓርሽ፡ ብ05 ሰነ 2011 ናይ ህዝቢ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ’ዚ ንካልኣይ ጊዜ ዝተኻየደ ኣኼባ ህዝቢ፡ ከም ቀንዲ መደብ ዝተታሓዘ፡ ስደተኛታት ኤርትራውያን…

By farajatPublished
News

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን – ኣዉስትራልያ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት ንሰምበት  19…

By farajatPublished
News

ምልክታ፣ ጻውዒት ንህዝባው ኣኼባ፣

ንቐዳም 18 ሰነ (June 18, 2011) ሓው ተኽላይ ኣብርሃ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ነቶም በቲ ኮምሽን ዝተዳለዉ ሰነዳት መብርሂ ንምሃብ ኣብ ከተማ ቻርሎት ኖርዝ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top