Latest news

News

ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራዉያን ንመበል ዕስራ ዓመት ማዓልቲ ነጻነት ምኽንያት ብምግባር ኩሎም ደሞክራሲያዉያን ተቓለስቲ ኣብ ዝተረኽብሉ፡ ንህልዉ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ትሕቲ ምልክነት ህግደፍ ንኽሕልፎ ዝጸንሐን ዘሎን መከራን ስቓይን ብዘንጸባርቕ መገዲ ተባዒሉ፡፡

እዚ ኣብ ኣዳራሽ ቤት መግቢ ኦሜጋ ስቶክሆልም ብጽላል ሲቪካዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ዉልቀ ዜጋታትን ኣብ ሽወደን ተዳልዩ ዝተኻየደ ባዓል መዓልቲ ነጻነት፡ ንኽልተ ቀንዲ ህልዉ…

By farajatPublished
Articles

ሓባራዊ ቃል ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 20 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ

ዝኸበርኩም ኣባላት ፖሊቲካውን በርጌሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን! ዝኸበርኩም ካብ ርሑቅን ቀረባን ዝመጻእኩም ዕዱማት ኣጋይሽ! ኣቐዲመ ብሽም ኣዋሃሃዲት ሽማግለ፤ ፖለቲካውያን፤ በርገሳውያን ማሕበራትን፤ ውልቀሰባትን፤ ኣባላት…

By farajatPublished
Notices

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ካንቤራ – ኣዉስትራልያ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ንሰምበት  29…

By farajatPublished

Search the site

Back to top