Latest news

News

ERITREAN YOUTH FOR CHANGE

Contact: Isayas Sium Cell  408-464-1876 Solomon Assefaw Cell  510-395-2043             FOR IMMEDIATE RELEASE Eritreans in the Bay Area to Protest for Change at Home!…

By farajatPublished
News

Toronto, 24 May 2011

People’s Committee of the National Congress -Toronto     Calling for a larger demonstration to protest against The brutal regime of PFDJ for the…

By farajatPublished
News

ሶፊያ ተስፋማሪያም ብዝገበረቶ ናይ ጽልእን ምስዋርን ጎስጓስ ኣብ ሃገረ ካናዳ ክይትነብር ወይ ዉን ክይትኣቱ ብሕጊ ንኽትእገድ ዝሓትት ተሪር መጸዋዕታ ንመንግስቲ ካናዳ ብ19 ግንቦት 2011 ብወግዒ ጥርዓን ኣቕሪቡ ከምዘሎ ማሕበረ-ሰብ ኣይሁድ ኣብ ካናዳ ኣብ ዘዉጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት ኣብ ካናዳ ዝመደበሩ ንመሰላት ኣይሁዳዉያን ዝጣበቕ B’nai Brith Canada ዝተባህለ ኣይሁዳዊ ማሕበር   ንመንግስቲ ካናዳ ዘቕረቦ ጥርዓን፡ ብዉክልና ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ብምዃን ነቲ…

By farajatPublished
News

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ብምኽንያት 20 ዓመት ዘቁጸረ መሪታዊ ነጻነት ኤርትራ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ጎድኒ ሕዝቢ ኤርትራ ደዉ ብምባል ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ከዛይድ ዝጽዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ብምድላዉ ብድሙቕ ኣገባብ ሎሚ 18 ግንቦት ኣማስይኡ ኣብ ኣፍደገ ሃገራዊ ባይቶ ሽወደን ተኻይዱ፡፡

ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ሲቪላዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ብዝቖመ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ብዝተባህለ ማሕበር ዕስራ ዓመት ዘቁጸረ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ ነጻነት ኤርትራ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top