ተቓውሞ በየናይ ቕዲ ቃልሲ
ኣብ,ዚ ሒዝናዮ ዘሎና መድረኽ ብፍላይ ካብ ድሒሮም ዝመጹ ኣካል ህግድፍ ዝነበሩ ገለገለ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዘይጎንጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ። 99% ካብቶም ነባራት ተቓወምቲ…
ኣብ,ዚ ሒዝናዮ ዘሎና መድረኽ ብፍላይ ካብ ድሒሮም ዝመጹ ኣካል ህግድፍ ዝነበሩ ገለገለ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዘይጎንጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ። 99% ካብቶም ነባራት ተቓወምቲ…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 27.12.2006 እቲ ብተጋዳላይ ሑሴን ኸሊፋ ንኽፍሊ ዜና ኪዳን ዝተዋሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ: ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መፋርቕ…
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 27/12/06 ሓንጎሉ ዝዞሮ ዝገብሮ ዘይፈልጥ ዓቕሉ ዘጽበበ መሳጊድ ቤተክርስትያናት ክዓጹ ካብ ተሳባሰበ ሄለን መለስ ፍርፍርላ ዓይነይ ኢላ ካብ…
ዜናዊ ትንተና GIC 26/12/06 ከምዝፍለጥ ሶማሊያ ድሕሪ ውድቀት ዲክታቶርያዊ ስርዓት ሲያድ ባረ ንዓመታት ብዘይ ማእከላይ መንግስቲ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 2003…
It is very grieving to come across articles sent from inside Eritrea or written by Eritreans in the force-exile, discussing the awful condition in…
ጥምርትን፡ ምዕብልትን፡ ሰላምን፡ ፍትሕን፡ ደሞክራስን፡ ዝመልኣ ሃገር ንኽትከውን ብዘይዕርፍቲ ለይትን መዓልትን፡ ኣብ ጻዕርን ሓርኮትኮትን እትርከከቡ ኩላትኩም 2007 ዓመተ-ጥዕናን ዓወትን፡ ዓመተ-ፍቕርን ሰላምን፡ ዓመተ-ሕውነትን ሓድነትን፡ ዓመተ-ምትካል…
ሳልሳይ/ ክፋል እንበኣር እቲ ኣምሲልካ መተዓረቒ ዝተጠቕመሉ ስልቲ ከመይ መጺኡ መን ደልዩዎ ንምፍላጥ ኣብ,ቲ መጀመርያ ናይ ዕርቂ ተበግሶ ምርኣይ ይከኣል,ዩ። ብዝኾነ ንግዜ ንግደፎ እንበር…
ታሕሳስ 23-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ብዓል መጋርያ ላም ወድ-ሕጻ ባርካ በሓቂ ድዩ ሎሚ ብህግደፍ ርዒድካ ኣቦ ታሪኽ ሰውራ ቃልሲ ዝጀመርካ ኣበይ ኬድካ ጎፋር ሸቲት መተርኣሱ? …
ኣልወጠኒ ዝተባህለት ጋዜጣ ሱዕዲ ዓረብ ከምዝሓበረቶ ተለንቲ ዝመዓርጎም ፓይለትን ተሓጋጋዚኡን ክልተ ሓለፍቲ ወተሃደራት ኤርትራ M-17 ዝዓይነታ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሒዞም ጥቓ ወደባዊት…
In the past few weeks, this writer had written how PFDJ has backpedaled to the ideological wastelands of few decades ago. Upon discussion with…
