ሕዝባዊ መኸተ

ኣንጻር ገበተ

 

መኸተ ኣንጻር ናይ ህዝቢ ስልጣን ገበቲ

መኸተ ኣንጻር ብዘይ ባይቶ ገዛእቲ

መኸተ ኣንጻር ጸረ ህዝባዊ መንግስቲ

መኸተ ኣንጻር ብዘይ ሕጊ ኣሰርቲ

መኸተ ኣንጻር ናይ ሰብ ኣፍ ለጎምቲ

መኸተ ኣንጻር ጸረ ትምህረቲ

መኸተ ኣንጻር ናይ ሕዝብና መጥመይቲ

መኸተ ኣንጻር ገንዘብ ሕዝቢ ደለይቲ

መኸተ ኣንጻር ጅቦኦም መላእቲ

መኸተ ኣንጻር ጸረ ኣምላኽ ኮሚኒስቲ

መኸተ ኣንጻር ኩሎም መዳናገርቲ

መኸተ ኣንጻር ናይ ገበተ ደገፍቲ

ውግእ ዕንወት ኢዩ

ሰላም ግን ህንጸት ኢዩ

ውግእ ወረ ውግእ የጥፍእ

ኣብርሃም ተኽለ

25.11.2005

Short URL: https://english.farajat.net/?p=1182

Posted by on Nov 25 2007 Filed under Poetry. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net