ዘይ ሓሰብካዮ ርኸብ ኣይ መርገም ኣይ ምርቓ

ድሕሪ 30 ዓመት ዓቐን ዘይቡሉ ዝተኸፍለ መሪር መስዋእትን ስንክልናን ሃገርና ኤርትራ ናይ ውልቀ ሰባት ኮይና ንኽተርፍ ኣብ ሓሳብ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነብረን።

    ማእለያ ዘይብሉ መስዋእትን ስንክልናን ዝተኸፈሎ ቓልሲ ብኽሕደት ተጨዊና ተመሊስና ናብ ህግደፋዊ መግዛእቲ ክንቁረን ህዝብና ክልተ ግዝየ ይመውት ኣሎ  ስለዚ ሓርነታዊ መሰል ማርያም ትሃብኩም ኢልካ ኣይትኮብን እዩ ሞ ብቓልስና ከም ናጽነትና ንሓርነትና እንተ ዘይ ዓጢቕና ህግድፋውያን ሃገር የጽኑቱ ኣለዉ።

ኩላትና ሃገራውያን ንድሕነት ሃገር ምስኦም ንቓዳደም እናበልኩ ናብ ሓጻር መዝሙር ከሳጋግረክም/ክን ኣፍቕዱለይ/ዳለይ።

    መቀረት ክትህበኩም ምጥጥ ኣቢልክም ንበቡዋ

    ኣብ   ውሽጢ   ሃ  ገርና  ምቅዋም  ዝ  ዝኸልእ

ምቅዋም ዝ  ኸልእ

ፈራሕ   ሱሱዕ   እዩ  ንበይኑ  ዝ  በልዕ

ንበይኑ ዝ  ዝበልዕ

                  ህዝቢ   ኤርትራና   ዕድል  ኣይ  ገ በርካን

                   ዕድል  ኣይ ገ በርካን

                   ቦኽሪ መ ራ ሒኻ  ደም  ዝ  መጺ ትዃን

                     ደም  ዝ  መጺ  ቱዃን

                   ን  ወላድ  ኣ   ጽኒቱ  ዝገበረ  መኻን

                    ዝገበረ  መኻን

ውሃዮ ቃርማታት  ኣ ዋፊሩ  ኣኸቲሉ  ቆንጭ  

ኣኸቲሉ  ቆንጭ

ሃገር  ከየ  ጽንቱ ንካላኸል  ሕጂ 

ንካላኸል  ሕጂ

ብ  ናታቶም  ውዲት  ከይንረግጽ  ፈንጂ

ከይንረግጽ… ፈንጂ 

ኣንጻር   ህግደፍ   ዘ ለ ዉ   ተባዓት  ተ ቃወምቲ

ተባዓት ተ ቓወምቲ

ቀሪብኩም   ኢኽኹም  ከ ተውጉሑ  ለይቲ

ከ ተውጉሑ  ለይቲ

ህዝብኹም   ክርህዎ  ካብዞም  ተበለጽቲ

ካብዞም ተበለጽቲ

ወፍሪ  ባርነት  ከ  ብቅዕ  ን   ህግደፍ   ኣገልገልቲ

ናብሩኡ  ክመርሕ  ለይቲ   ምስ  ምዓልቲ

ለይቲ ምስ ምዓልቲ

ተኻፈልቲ  ገ በናት የእዳውኩም ማይ  ዝ ማዓገ ኣቱም መ ጣቃዕቲ

ኣቱም መ ጣቓዕቲ

መሲሉኩም   እምበር  ማዕበል  ቅልጽም  ሓፋሽ  የ ቡሉን  ዓጋቲ

የ ቡሉን  ዓጋቲ

መስመር   ስነ   መጎት  ሓርነት  ህዝቢ ኢዩ  እቲ  ተዓዋቲ

ሓርነት  ህዝቢ  ኢዩ  እቲ  ተዓዋቲ

ሓርነት  ህዝቢ  ኢዩ  እቲ  ተዓዋቲ

ሓርነት  ህዝቢ  ኢዩ  እቲ  ተዓዋቲ

ካብ ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ)

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2384

Posted by on Mar 15 2006 Filed under Poetry. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net