ኣዘዝትን ዓለምትን ተዓለሞን መዓስከር ሳዋ ዝረከብዎም ብዙሓት መንእሰያት ናብ ሱዳን ይኣትዉ ኣለዉ ።
GIC 27/08/2006 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝዘርጋሕናዮ ዜና 235 ኤርትራውያን ካብ ስርዓት ኢሰያስ ኣምሊጦም ፡ ብመንገዲ መዓስከር ወዲ ሸሪፈይ ብሰላም ናብ ሱዳን ከምዝ ኣተዉ…
ማእከላይ መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መሪጹ ።
GIC 25/08/2006 ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ድሕርቲ ብዕለት 15/08/2006 ጀሚሩ ንኣስታት ሓደ ሰሙን ክቕጽል ዝቐነየ መስመሪ ጉባኤ ሰለስተ ውድባት ፡ ኣብ መወዳእታ 37 ዝኣባላታ …
ስሓጻር መልእኽቲ ንኹሎም ጀጋኑ ተቓለስቲ ኣባላት ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
ኣብ ኩሉ ዓለም እትርከቡ ኣባላት ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ብሃገርኩምን ህዝቡኹምን ተሓሊቅኩም ድሕነት ህዝብን ሃገርን ቅድሚ ኹሉ ሰሪዕኩም ንሓድነትኩም ብሙዑት ክትቃለስሉ ዝጸናሕኩም ብጋህዲ ኣብ ቅድሚ…
ሓጺር ጸብጻብ መዛዘሚ ስነስርዓት ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ዝርዝር ኣስማት ዝተመርጹ ኣባላት ማእከላይ መሪሕነት ።
GIC 23/08/2006 ሓድነታዊ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርታር ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣባባ ገነት ሆቴል ክካየድ ዝኸነይ መስመሪ ጉባኤ ሰለስተ ውድባት ቅድሚ…
ምስ ዋና ዳይረክተር ጋዜጣ ኣልወጠን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገብረ ርክብ ኣቶ ሑሴን ኸሊፋ
ኢስያስ ኣፈወርቂ ውልቀ መላኺን ህውኹን ኢዩ.. ረብሓታት ድማ ምስ መንግስታት እምበር ምስ ውልቀ ሰብ ኣይምስረትን’ዩ..! እቲ ቀንዲ ሓደጋ፡ ኤርትራ ብመንግስቲ ዘይኮነስ ብሓደ ውልቀ ሰብ…
ዋሕዚ መንእሰያት ናብ ስደት ይቕጽል ኣሎ
GIC 20/08/2006 ካብ መዓስከር ወዲ ሸሪፈይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ ካብ ዕለት 11 /08/2006 ጀሚሮም ኣስታት 235 መንእሰያት ናብ ሱዳን ኣትዮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት…
ካብ ውሳኔታት 6ይ ጠቕላል ሃገራዊ ጕባኤ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ምምስራት ሰልፊ
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 18.08.2006 ስለምንታይ’ዩ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ክሳዕ ሕጂ ናብ ሰልፊ ከይተሰጋገረ ጸኒሑ? 1. ስርዓት ኤርትራ ንብዙሕነት…
ኤርትራ ከም ተራ ተዛታይትን መንጎኛን ኮይና ትጻወት ኣላ ክብል ሓደ ላዕለዋይ መራሒ ቢጃ ከሲሱ።
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 17-08-2006 ጋዜጣ ካርቱም ብዕለት 17 ሓምሌ ኣብ ዘውጻኣቶ መበል (6123) ሕታማ: ሓላፊ ፖለቲካዊ ጕዳያት ውድብ “ጉባኤ በጃ…


