ለበዋ ንጉስ ዳዊት „ በርትዕ ሰብኣይ ኩን.“ 1ይ ነገሰት 2፡ 2 መበገስን መፈጸምን ኣብ ሰብ-ኣውነትን ፍትሓውነትን ዝተሞርኮሰ እንካብ ኮነ ብዙሕ ሓሊፉ፡ „እዚ ውን ይሓልፍ“ ብዝብል እምነት! ክብርን ዝኽርን ነቶም ሓሊፎም ተስፋ ዝገደፉልና/ዝገደፋልና ተብዓት! ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን/ጀርመን 8.10.2015 ውረድ ውርደተኛ! ተዋሪድካ ኣዋሪድካና! ሓቢርና ንንዮርክ (NY) መጺእና ዓለም ትመስክር ክንብለካ ይኣኽለና! ውረድ ውርደተኛ!
Oct 12 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም) ካብዛ ንኹሱዖይ ንነብረላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባታት ሑቡራት ሃገራት ኣመሪካን ከነዳን ብሞት ኣመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ፍሩም) መሪር ሓዘን እና ተሰማዓና ንነፍሲሄር መርሑም ሓርበኛ ኣሕመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም) መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣላህ የርሕሞ ንስድ ራኡን ንስድራ ቤቱን ንኹሎም መቕርቡን መቓልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም […]
Oct 7 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The ENCDC- Eritrean National Council for Democractic change is the union of different political and civil society organizations built after the Awasa Conference that was held in 2011 in Ethiopia. It was a new formula of cooperation.It was the result of the of the long struggle of the Eritrean opposition political organizations […]
Oct 7 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
Date: 03/10/2015 መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ህልቂት ላምፐዱዛ ክቡራትን ክቡራንን ስድራ ቤት ስውኣት፡ ክቡራት ደቕና ውጻእ መዓት፣ ክቡር ተቓላሳይ ህዝብና ! እዚ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዘጋጠመ፡ ንኤርትርውያን ጥራሕ ዘይኰነስ ንመላእ ሕብረተሰብ ዓለም፡ ዘሕዘነ ህልቂት ናይ 368 ዜጋታትና ኣብ ላምፐዱዛ (ገማግም ዓዲ ጣልያን) ንዘልኣለም ኣብ ሓንጎልና ተቐሪጹ ክነበር ኢዩ። እዚ ዘጕሂ መቕዘፍቲ’ዚ፡ […]
Oct 4 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ኩነታት ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ሓደገኛ ጥርዚ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋንን፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ብድኽመትን ምብትታንን ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ ሁመትን፡ ከምኡ’ውን ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕርን ብሓፈሻ ንኤርትራ ድማ ብፍላይ ዝጸሉ ዞባውን ኣህጉራውን ምዕባሌታት ኣብ ዝንህረሉ ዘሎ ወቕቲ፡ ካብ 11 – 14 መስከረም 2015 ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ስሩዕ ኣኼባ […]
Sep 20 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ብቀደሙ’ውን እንተኾነ ቅዱስ መርዓስ ኣይነበረን!!! ሓደ ሰሙን ኣቢሉ ይኸውን ኣብታ ኩሉ ዘይሰኣና ሃገርና ኤርትራ ሓደ ነገር ተኸሲቱ። ብርግጽ እቲ ተርእዮ መኣስ ይትኮስ ደኣ’ዩ ኔይሩ እቲ ሕቶ እምበር ከም ታይም ቦምብ ቲክ-ቲክ ክብል ዝጸንሐ ጉዳይ’ዩ። ሞላ ኣስገዶም ምስ 800 ዝኾኑ ሰዓብቱ ካብ ኤርትራ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም ኣብ ገዳርፍ ኣትዮም። መንግስቲ ሱዳን ብዝገበረሎም ምትሕግጋዝ ከኣ ምስ ምሉእ […]
Sep 20 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ክብርቲ ሓብትና ወ/ሮ ጸጋ ገብረመድህን በዓልቲ – ቤቱ ንኣቶ ኣብርሃ በርሀ፡ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ብዕለት 15.09.2015 ስለ ዝዓረፈት፡ መሕዘኒ ቦታ ንዕለት 16-17.09.2015 ካብ ሰዓት 1000 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዲቡርገር ስትራሰ 1, 63225 ላንገን (Dieburger Str. 1, Langen) ኪኸውን እዩ። ንዓርቢ ዕለት 18.09.2015 ካብ ሰዓት 9.30 ጀሚሩ ፍትሓተ ጸሎት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ አቫንገሊሸ ገማይንደ ቪዝገሽን ስትራሰ […]
Sep 18 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ብ\ ወድ ዓድ ካብ ስደት 07 September 2015 ብኣማኢት ሞይቶም ሰማዒ ዘይብሎም ኢደይ ኢድካ ኢልና ህግደፍ ንገልሎም = = = = = = = = = = = = = = = = = = ህልቂት ኣብ ማሕቡስ ህልቂት ኣብ በረኻ ኣልግሶ ንህግደፍ ምእንቲ ድሕነት ህዝብኻ ተለዓል ሓቦ ግበር ሸጥ ኣብሎ ዝናርካ ስመር ኣይትፈላለ ዘክር […]
Sep 7 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
Memorial Tributes In loving memory of kidane Seyoum Berhe (ABU DIGN) Kidane Seyoum Berhe was born on the 19th September 1959 in Eritrea. He grew up in a Christian family like any Eritrean child. He commenced his primary and secondary education in Adikeyeh and Decemhar, Akele-Guzay then he went Addis Ababa for further study. In […]
Sep 4 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ባሕቲ መስከረም፡ ኣብ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ ፍሉይ ታሪኻዊ ስፍራ ዘለዋ ክብርቲ ዕለት እያ። ህዝብታትና፡ ካብ ኣርባዓታት ክሳብ መወዳእታ ሓምሳታት፡ ምእንቲ ሃገራዊ ነጻነቶምን ልኣላውነቶምን፡ ብሰላማዊ ኣገባብ ዘካየዱዎ ቃልሲ፡ ብሓያላት መንግስታት ፍትሓዊ ብይን ምስ ተነፍጎም፡ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ብሓይሊ ብረት ከረጋግጹ፡ ዕጥቃዊ ተጋድሎ ዝጀመሩላ ዕለት ብምዃና ወትሩ ንዝክራን ነኽብራን። እነሆ ድማ ከም’ቲ ሕሉፍ፡ ንባሕቲ መስከረም መበል […]
Sep 1 2015 | Posted in
Articles |
Read More »