ዕለት፡ 22/11/15 ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፍጹም ዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ንቡር መዓልታዊ ሂወቱ ክመርሕ ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ በጺሑ ይርከብ ኣሎ። ከም ሳዕቤኑ ከኣ ጸወታን ዕድመን ከይፈለየ ንዝፈትዋ ሃገሩ ገዲፉ ስደት ኮይኑ ምርጭኡ። ስለዚ ሃገርና መንእሰይ ዘይብላ ባዶ ትኸውን ስለ ዘላ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ቀሊል ኣይክኸውንን ኢዩ። ብሓፈሽኡ ኣብ ዓለም ብፍላይ ከኣ ናብ ኤውሮጳ ካብ ዝሰግሩ […]
Nov 27 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብስምምዕን ኣውንታዊ ራኢን ናይ ኩሎም እቶም ኣብ በይ ኤርያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ ለውጢ ሓይልታት ምርኩስ ጌሩ ዝተመስረተ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምንጋስ ብኹሉ ዓቕሙ ዝሰረሕ ዘሎ ምትእኽኻብ ‘ዩ። እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሕዳር 2013፡ ድሕሪ እቲ ኣብ ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ዝስካሕክእ ሞት ኣስታት 400 ኤርትራውያን ብስሩዕ መሪሕነቱ መሪጹ ስርሑ ዝጀመረ ንሓድነትን […]
Nov 27 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ወይዘሮ ኣለምጸሃይ መድሃኔ (ብዓልቲ ቤቶም ንነፍሲሄር ዶር. በየነ ኪዳነ ዳብራ) ትማሊ ሰኑይ 23.11.2015 ካብዛ ዓለም አብ ከተማ ኰሎን/ጀርመን ብሞት ዓሪፈን። ወይዘሮ ኣለምጸሃይ አብ መንፈቕ 1953 ተወሊደን። አብዚ ዚሓለፈ ከባቢ ርብዒ ዘመን ድማ አብ ከተማ ኰሎን/ጀርመን ክነብራ ጸኒሓን። ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት፡- ንዓርቢ ዕለት 27.11.2015 ሰዓት 9፡00 ናይ ንግሆ’ዩ። ቦታ፡- አብ Nordfriedhof, Pallenbergstr.33, 50737 Cologne/Köln (Stadtteil: Weidenpesch) […]
Nov 27 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The role of dialogue between any actors in the struggle for democratic transition is very important for communicating the concerns, the understanding of the problems or challenges and for establishing a clear roadmap that satisfies the needs of our people. The designation of the roadmap and implementation fosters ownership and commitment […]
Nov 20 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ናብ ኣቦ ወንበር ፈጻሚት ሽማግለ ኤሃባዲለ ናብ ኣቦ ወንበር ባይቶ ኤሃባዲለ ናብ ኩሎም ኣባላት ባይቶ ኤሃባዲለ ድሕሪ ዕዙዝ ሰላምታ ትማሊ ቀዳም ዕለት 31.10.2015 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ብጉዳይ ሃገራዊ ባይቶ ዘለዎ ህልዊ ኩነታት ንምዝታይ ካብ ኩሉ ነበርቲ ከተማታት ጀርመን ዝተሳተፉዎ ኣኼባ ኣባላት ባይቶ ተኻይዱ። ነዚ ኣኼባዚ ንምጽዋዕ ዕቱብ ተበግሶ ናይ ግዱሳት ኣባላት ኢዩ ነይሩ። […]
Nov 17 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
African Titanics by Abu Bakr Khaal, translated from the Arabic by Charis Bredin (Darf Publishers, 2014) This often happens to me- I’m reading a work of fiction just before or during an event that captures the world’s attention. I was reading Germinal when a terrible mining accident occurred in the U.S. a decade ago. I […]
Nov 16 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The case of interim –constitution and permanent constitution. What is the difference between interim and permanent constitution. Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition. Interim or provisional or transitional are the various names given to the period from the fall of dictatorship to the permanent constitution. […]
Nov 13 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The Eritrean Opposition either political or civic are now in a complex and uncertain environment internally and externally. In the past 15 years of struggle to unite them and build a common platform was bumpy with up and downs of many difficulties not based on strategic planning but on short personal interests […]
Nov 10 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
መቸም ካልእ ገዲፍና ኣብዘን ሒደት 15 ዓመታት እኳ እንተርኢና ንወጽዓና ዝስቁርቆራ ዝመስላ ግን ከኣ ኣብ ምቅላል ወጽዓና እዚኣ ጌረን ከይተባህላ ነንሕድሕደን ክመናጨታን ክጫጭሓን ግዚአን ዘሕልፋ ፖለቲካውያን ሓይልታት ክንርኢ ኣኽኢሉና ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ ብፍላይ ከኣ ንመንእሰይ ወለዶ ከፋፊለን ክሕዛን ናይ ቃልሲ ስነምግባር (ሰውራዊ ባህሊ) ከይሕዝ ብኣንጻሩ እኳደኣ ኣብ ዘይተደልዩ ድሑራት ባህልታት ብምሽማም ስጋብ ናይ ቃልሲ መንፈሱ […]
Nov 10 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ክቡር ተቓላሳይ ኣቶ ግርማይ ኪዳነ፣ ሰውራዊ ሰላምታና ብምቕዳም፣ ኣብ ጥዕናኻ ምልኣት ኣብ ተካይዶ ዘሎኻ ሃገራውን ህዝባውን ቃልሲ ድማ ኣሳልጦ ንምነየልካ። ዝኸበርኻ ሓው ግርማይ ኪዳነ፣ ብዛዕባ ኣብ ፈስቲቫል ካስል ናይ 2015 ተረኺብካ ዝተዓዘብካዮ ጉዳያትን፣ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባትን፣ በርገሳውያን ማሕበራትን፣ ሃገራውያን ባእታትን፣ ኣብ’ቲ ነጻ መድረኽ ፈስቲቫል ካስል ዘስመዕዎ ተስፋ ዝህብ ቃላትን ርእይቶን ተበጊስካ ”ኣብ ካስል ዝተጸብሐ ኣበይ በጽሐ” […]
Oct 31 2015 | Posted in
Articles |
Read More »