ኣቐዲሙ ብዝተላእከን ብዝተዘርገሐን ዕድመ መሰረት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ለንደን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተመርሐ ኣኼባ ዋላኳ ካብ ገዛ ንክትወጽእ ዘየተባብዕ ሕማቕ ኩነታት ኣየር እንተነበረ ግን ከኣ እቶም ወትሩ ብጉዳይ ሃገሮም ዝግደሱን ሓበሬታ ደንበ ተቓውሞ ወትሩ ረኺቦም ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ውዑይ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ክገብሩ ዝደልዩን ብዙሓት ዜጋታት […]
Jan 7 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair A New Year’s Resolution is a promise to do an act of self-improvement or something better than the past. I will here deal with The properties( both physical and chemical) we have failed in the past and start act to improve. 1. Building cooperative relations: ምሕናጽ ሓባራዊ ዝምድና/ To be successful […]
Jan 6 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍስሓ ናይር ኣድላይነት ናይ ምትእምማን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ፣ ብፍላይ ድማ በቶም ኣብዚ ግዜዚ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንዝቃለሱ ዘለዉ ማሕበራትን ፖሊቲካዊ ውድባትን፣ ብዝሕ ተዘሪቡሉን ተጻሒፉን ኢዩ፣ ብተግባር ግን ኣብ ባይታ ኣብ ስራሕ ይርኤ የለን፡፤ እንተኾነ ግን ኣብዚ( It is important to evaluate and assess to ensure ” windows of opportunity” ህልዊ ኩነታትና እቲ ዝሓለፈ ክንምዝንን […]
Dec 19 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ገምጊሙ አኼባታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ልፍንቲ 01 – 15/12/2015 ERITREAN NATIONAL COALITION አብ ዝሓለፈ ሰሙናት ፈጻሚት አካል ኤርትራዊ ሃገራዊ ልፍንቲ ተደገጋሚ አኼባታት ብምግባር ኩነታት ሃገርናን፡ዞባናን፡ዓለምናን ብዕሙቀት ገምጊሙ። ሎሚ ኩነታት ሃገርና ዘይፈልጥ የሎን። እንተዀነ ግን ብናህሪ ተጠርኒፉ ከይብገስ ዝዓገቶ ነፍሰ ምትእምማን ስለ ዘይገበረ እዩ። እዚ ዋላ ሓቕታት እንተሃለዎ፡ ቅድሚ ህዝብን ሃገርን ምድሓን ዝዀነ ዝግበር ፖለቲካዊ ፍልልያት […]
Dec 19 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
The Fighter’s Letter, a novel by Paulos Natnael, is a radical book based on factual story about the Eritrean Revolution for national independence. Publisher: Africa World Press & Red Sea Press – Trenton, NJ, USA Publication year: 2015 ISBN: 978-1-56902-410-2 (HB), 978-1-56902-411-9 (PB) Number of pages: 289 The novel deals with the mammoth task of […]
Dec 18 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣይመርገም ኣይምርቓ ህዝቢ ኤርትራ ምረት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዒቕ ኢልዎ ነቲ ብሰላማዊ ቃልሲ ኣቢሉ ጸማም እዝኒ ዝተዋህቦ ፍትሓዊ ሕትኡ ንምምላስ ብረት ኣልዒሉ ነቲ ከቢድ ዋጋ ዝሓትት መስርሕ ብረታዊ ተጋድሎ ክጅምር እንከሎ ነዚ ሎሚ ሃገርና ተሕልፎ ዘላ ሓሳረ መከራን ግፍዕን ንምርኣይ ኣይኮነን ተቓሊሱ። ንሃገራዊ ናጽነትን ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት ዝሕለወላ ሓንቲ ኤርትራ ንምርኣይ ኢዩ ነይሩ ባህጉ። እንተኾነ ግን […]
Dec 15 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ድሕሪ’ቲ ኣሸሓት መስዋእቲ ተኸፊልዎ ዝተረጋገጸ ሃገራዊ ነጻነት፡ ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ሰበ-ስልጣኑ ብሓሶት ዝተማባጽዑሉ ይትረፍ ኣብ ምዕባሌ ሲንጋፖር ክበጽሕ እንተወሓደ ወፊሩ ዝኣትወላ፡ እፎይ ኢሉ ዘዕርፈላ ልዕሊ ኩሉ ከኣ እቶም ዘፍቅሮም ደቁ ብዘይሸለብ ገለብ ዓብዮም ባዕሎም ብዝመደብዎ መጻኢ ዕድሎም ክሰርዑ’ውን ኣይከኣሉን። ህዝብና እቲ ዝበለጸ ትምኒቱ ረኺቡ እንተዝነብር’ውን ነቲ ኩሉንትናይ ንዓኺ ኢሉ ዝነበሮ ኩሉ ዘወፈየ ህዝቢ ዝንእሶ እምበር […]
Dec 14 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
ቀዳማይ ክፋል ኣኼባ ኣቃቂ ተዛዚሙ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝቆመሉ ግዜ ሓደ ንኮምሽን ካብ ዝተመዘዙ ኣባላት ንነፍስሄር ኣቶ መለስ ዜናዊ ከምዚ ክብል ሕቶ ኣቕሪቡ ምንባሩ ይዝኽር። ብገለ ዜጋታትና ህወሓት /ኢህወደግ/ ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ኣይብህጉን ኢዮም ወይ ከኣ ድኽምቲ ኤርትራ ክትህሉ ኢዮም ዝደልዩ ዝብል ስኽፍታታትን ጥርጣሬታትን ኣሎ። ነዚ ጉዳይ’ዚ መልስኻ እንታይ’ዩ? ኢሉ ሓተተ። ነፍስሄር […]
Dec 7 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
Nairobi Declaration 2015 On democratic transition in Eritrea 1. A highly centralised authoritarian dictatorship exists in Eritrea. No constitution exists in the country, and there have never been any parliamentary elections, whether local or national, leaving the country with no legislative body or representative government. Rule of law is absent; basic human rights are denied; […]
Dec 3 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair Managing identity based conflicts requires far-sighted leadership. The Eritrean internal conflict has been exacerbated by personal entrepreneurs fanning the flames of group animosities by creating fear and xenophobia using the elements of identity, thus religion language. Bringing conflicts to a sustainable settlement requires leaders who are prepared to do this must first […]
Nov 29 2015 | Posted in
Articles |
Read More »