By Fesseha Nair A paradigm is a model where a certain problem is solved. It is the collection of conscious and unconscious rules or norms dominating it, and which control both the large and small scale individual and group thoughts and actions. Why paradigm shift at this time in the struggle from dictatorship to democracy […]
Feb 8 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ኲኖ ወጎኑን ኲኖ ዓልየቱን ኲኖ ሃይማኖቱን ዘይ ጥምት ኤርትራዊ ጸቢብ ብዋጋ ሓደጋ ምእሳር መራሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሓው ሕስየን ከሊፋ ክዓብዩ ዝደልዩ ኣይ ተሳእኑን እዚኦም ጸበብቲ የዕኑድ ሞቖምያ ኤርትራ ዘይፈልጡ ጸበብቲ ተበለጽቲ ተዓዚብናዮም ኣሎና ሰተት ካኣ ኣይነብሎምን ኢና ። እቶም ኲኖ ዓልየቶም ኲኖ ወገኖም ኲኖ ሃይማኖቶም መቖምያ የዕኑድ ኤርትራ ዝፈልቱን ተሓላቕነት ሓልዮት ዘለዎም ኤርትራዊ […]
Feb 7 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ERITREAN PROGRESSIVE PARTY Free Freedom Fighters Husen Kelifa-Chairman E.L.F Abdella Hamdai- Executive Committee Eritrean Progressive Party its surprise and shocked regarding the arrest of freedom fighters chairman E.L.F-Husen Kelifa and Abddellah Hamdoi Executive Committee of the E.L.F. Eritrean Progressive Party is trying too hard to talk to [Sudanese Government]to release of the two Eritrean leaders […]
Feb 7 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ተመን ኣብ እግርኻ በትሪ ኣብ ኢድካ!! መልእኽቲ ሰራዊት ሕድሪ፡ ተመን ዝኣክል መርዛም እንስሳ ኣብ እግሩ ተጸጊዕዎ ከሎ፡ ዝገብሮ ዝሕርብቶ እሞ፡ ናብ ማዕድኡ ዘሎ ኣድህዩ እንታይ ክገብር ዝብል ሰብ ኣብ መንጎና ከም ዘየሎ ፉሉጥ አዩ፡፡ የግዳስ እዚ ብምስላ ተሰንዩ ምሉእ ኣበሃህልኡ ንዘጓነፈካ ተጻይ፡ ብትብዓት ግጠሞ ዝብል ኣበሃህላ ኣበው፡ ሽግር ገጢምካ እንምበር ሃዲምካ ከም ዘይስዓር የነጽረልና፡፡ እሞ’ኸ […]
Feb 5 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ብዕራይ!! ሳዕሪ እምበር ገደል ኣይረኣኻን!! ብተጋዳላይ ሞራል ተኽለሃይማኖት ኩሎም ኣህዛብ ዓለምና ኣብ ታሪኻዊ ኣመጻጽአኦም ምስ ባህልን እምነትን እናተኣሳሰረ ዝጠምር ናይ ሓባር ረቋሒ ኣለዎም፡፡ እዚ ብዘየገድስ እምነት፡ ዓሌት፡ ቋንቋ፡ ኩሎም ኣብ ትሕቲ ሃገር የጽልሉ፡፡ ህዝቢ ባዕሉ ድማ ነዚ ጥርናፈ ክነብር ዝገብር፡ ሓበራዊ ደጀን ከይድፈር ይከናኸን፡ ንኽብሩ ዝበቅዕ ወይ ዝመጣጠን መስዋእቲ ብኹሉ መዳይ ይኸፍልሉ፡፡ ካብ ህዝብታት […]
Feb 1 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ሓፋሽ ይወደብ፡ ይንቃሕ፡ ንመሰሉ ይቃለስ፡ ብዝብል መሪሕ ህዝባዊ ቃልሲ ንምልዕዓል፡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ፡ ብዕለት 24 ጥሪ 2016 ኣብ ቤት ጽሕፈት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሰፊሕን ካብ ናይ ቅድሚ ሎሚ ብዕሙቕ ዝበለ ደረጃን ወርሓዊ ኣኼብኦም ኣካይዶም፡፡ እዚ ብሓላፊ ውደባ ግሃድኤ-ሕድሪ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ብጻይ ፍስሃየ ሃይሉ፡ ብሓላፊ ውደባ ኣብ ኢትዮጵ ኣባል […]
Jan 26 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
Official Positions on the Tragic State of Eritrea Eritrea is on the verge of collapse. The country is a pariah on the international stage. A once-promising nation, with a vibrant economy and a bright future, Eritrea is a shell of its former self. The dictatorship that has been in power since the country’s independence […]
Jan 24 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The meaning of civil society, although a term used frequently, is elusive. However, there is a fair amount of scholarly consensus around a broad view of civil society as one of the basic elements of a society, alongside the state and the market. A commonly used definition in a academic suggests that […]
Jan 9 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣቐዲሙ ብዝተላእከን ብዝተዘርገሐን ዕድመ መሰረት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ለንደን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተመርሐ ኣኼባ ዋላኳ ካብ ገዛ ንክትወጽእ ዘየተባብዕ ሕማቕ ኩነታት ኣየር እንተነበረ ግን ከኣ እቶም ወትሩ ብጉዳይ ሃገሮም ዝግደሱን ሓበሬታ ደንበ ተቓውሞ ወትሩ ረኺቦም ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ውዑይ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ክገብሩ ዝደልዩን ብዙሓት ዜጋታት […]
Jan 7 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair A New Year’s Resolution is a promise to do an act of self-improvement or something better than the past. I will here deal with The properties( both physical and chemical) we have failed in the past and start act to improve. 1. Building cooperative relations: ምሕናጽ ሓባራዊ ዝምድና/ To be successful […]
Jan 6 2016 | Posted in
Articles |
Read More »