By Fesseha Nair “I see a light at the end of the tunnel” My own expectation When I have read the press release of the Ad- Hoc Contact Organ of the Consulative meetings in Addis Abeba, I was really surprised and inspired by the initial agreements reached between those who did not participate in Nairobi […]
Apr 17 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡
Mar 24 2016 | Posted in
Articles,
Notices |
Read More »
ካብ ዕለት 6-11 መጋቢት 2016- 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለኡ ካብ ዕለት 15
Mar 23 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
እቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ኩሉ መዳዩ ዝፈሽል ዘሎ ምሕደራ እና ተኸተለ፡ ግን ከኣ ሃገር ናይ ምግባት ባህጉ ዝቕጽል ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ መልሓሱን ግብራዊ ኣካይድኡን ዘይቃደዉ ምዃኖም ዝያዳ ዝኽሻሓሉ ቅነ ተተሓሒዝዎ ምህላዉ ጥራሕ ከይኣክል ንባዕሉ ኣብ ሓያል ወጥሪ ምህላዉ ዘነጽር ምንቅስቓስ የርኢ ኣሎ፡፡ ብፍላይ እኳ ምስ እቶም ካብ ወጻኢ ሃገራት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ኣብ […]
Mar 23 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ቁኑዕ ሓበሬታ ምርካብን ምምሕልላፍን ኣብ መዓልታዊ ሂወት ወዲሰብ: ኣብ ከማእዝኖ ዘለዎ ንቕሓትን ንቑሑነትን ዓቢ እጃም ይኹን ግደ ኣለዎ፡፡ ብፍላይ እኳ ንዓና ንኤርትርውን ኣብ ጉዳይና ዝተመርኮሱ ሓበሬታታትን ርጉጽነቶምን ሓርኢ ተመን ኮይኖሙና ዝነብሩ ዘለዉ ህዝቢ ብምዃና፡ ዝርካቦም እቶም ምስ ቃልሲ ንሓርነትና ዝተሓሓዙ ፍጻሜታትን ዝትንክፉ ሓበሬታታትን ሩጉጻት ኣብ ርእሲ ክኾኑ ምግባእ፡ ኣብ ኣቀራርበኦም ንረብሓ ኣብ ምውሳኽ ፍናን ቃልሲ […]
Mar 23 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
This is my very belated thoughts on two books I read at some point towards the end of 2014 and the beginning 2015 (did I say it was very belated). Two books that I am reviewing not because I intend to draw parallels between them, although there could be some – they do cover themes of […]
Mar 18 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair Any organization has three levels of action( strategic, management and operative levels) and two methods of steering control from below and control from the above( Decentralization) to advance the work spirit and commitment of all actors in the process of democratization. Here in this article I am not going to deal with […]
Mar 6 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ፖለቲካዊ መግለጺ መግለጺ ናይ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ምሕደራ ብዛዕባ ግንባር ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ስለምንታይ ደጉንዩ ይወጽእ ኣሎ? ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ምሕደራ ዝተመስረተሉ ቦታ ኣብ ሳንዲየጎ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ እዩ። እዚ‘ውን ድሕሪ‘ቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ነተን ተቓወምቲ ውድባት ሓድነት ንኽገብራ፡ ብሲቪላውያን ማሕበራት ዝካየድ ዝነበረ ኣስተዋጽኦ ዕዉት ድሕሪ ምዃኑ፡ ምስ‘ቶም ካብ ኣሜሪካን ኤውሮጳን ኣብ‘ቲ ኣኼባ‘ቲ ዝተኻፈሉ ኣባላት ድሕሪ […]
Mar 5 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶና፡ ብውሳኔ ህጹጽ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶኡ መሰረት፡ 2ይ ሃገራዊ ጉባኤኡ 15 ነሓሰ 2015 ክካየድ ክምዝነበሮ ኩላትና እንዝክሮ ሓቂ እዩ። ይኹን’ምበር፡ ኣሰናዳዊት ሽማግለ ንሽርክና ኩሉ ዝሓቁፍ ባይቶና ዝብትን ንድፍታት ኣዳልያ፡ ሕጋዊ ኣገባብን ኣሰራርሓን፡ ዝተበጽሐ ፖሎቲካዊ ስምምዕን ብምጥሓስ፡ ነቲ ባይቶና ንምሕዳስ ዝነበረ ዓቢ ትጽቢት ኣብ ሓደጋ ከምዘውደቐቶ ዘይሰሓት እዩ። 6ተ ውድባትና ካብ’ቲ እዋን’ቲ ጀሚሮም፡ ነዚ ቅልውላው’ዚ […]
Mar 4 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ሓው ዓወት አብ መጨረሻ ናይ ቀዳማይ ክፋል ዕላልና ብጀካ እቲ ንበርሀ ሃንስ ኣብ ማእከል ዓዱ በትሪ ጌሩ ዛሕ ከብሎ ምርኣይካ ብዛዕባ ……ካብ ኣባላት ስለያ ግንባር መራሒ ጋንታ ዝነበረ ብርሃነ ሃይለ ዝተባህለ ሓዳሩ ኣብ ዓሰብ ዝኾነ ብጻይና ክሓጽብ ዊዒሉ እንከሎ ምስ ወጋሕታ ትራኸብ ኢኻ ኢሎም ኣብ ልዕሌኡ ዝፈፈጸምዎ ግፍዕታት……. ከተዘንትወልና ኢና ደው አቢልናዮ ኔርና እሞ ቁሩብ […]
Feb 26 2016 | Posted in
Articles |
Read More »