Category archives for: Articles

ERITREANS FACE ABUSES AT HOME AND TRAGEDIES IN EXILE

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Demo cratic Party – EPDP …… Read More

ሓያል ግዜ ከተዓዛዝብ እምበር፡ክቐትል ኣይመጸን ከም ዝብሃል ኣብዛ ግዜ እዚኣ ካብ ዝትዓዘብክዎ።

1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ።   መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እምበር፡ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበሮን። ስለዘይነበሮ ድማ ”ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየንን ኢዩ” ኢሉ።እዛ ናይ መንግስቱ ቃል ድማ ልዕሊ ብቓል […]

ኣገዳሲ መኣረምታ

ብ19/04/2015 ብቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዜናታት ደንበ ገባቲ ህግደፍ ብዝብል ኣብ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ ብዝተፈጸመ ጌጋ ንመላእ መርበብ ሓበሬታታት ኤርትራን ኣንበብትን ይቕሬታ ንሓትት። በዚ ዝስዕብ መኣረምታ ተኣሪሙ ክንበብ ድማ ብትሕትና ንሓትት።   ዝተፈጸመ ጌጋ፡- ኩነታት ደንበ ተቓውሞ ብዝምልከት፡-   ኣኼበኛታት ደንበ ተቓውሞ ብኣውራጃን ዓሌትን ዝተኸፋፈለ፡ ስትራተጂካዊ መሓዛ ዘይብሉ ስለ ዝኾነ ኣውንታዊ […]

ኣየወ ተሓጓሚ ከሎ ተሓዚ ይጎስዕ (መልሲ ንኣቶ ብርሃነ ኣብራሃ)

ይቕሬታ ንኣንበብቲ፡ እቲ ጭዋ ባህልና ከኽብር ኢለ’የ እቲ ክትጽየፍዎ ትኽእሉ ቃል ብጉሳዕ ዝቐየርኩዎ-እምበር እንታይ ንምባል ምዃኑ ኣይጠፍኣኩምን። ዝተሓጉመ ቁሕም ኣቢሉዋ ስቕ እንተበለ’ሞ ተሓዚ ጎሲዑ-ጎሲዕኩም እንተበለስ ኣኸጃህ’ዶ ኣይኮነን? ካብ ሓደ መግለጺ ናይ ኤስደለ ቅንጭብ ኣቢሉ ብስም ኣቶ ብርሃነ ኣብራሃ ኣብ ሓርነት ዶት ኮም ዝፈነዎ ጽሑፍ ኣንቢበ ብርዐይ ከልዕል ተገዲደ። ሽግርና ኣብቲ ናይ ሓባር ጨፍላቒና ጥራሕ ዘይኮነስ […]

The turbulent swell of hell

   The turbulent swell of hell Susannah Tarbush

ንመበል 20 ዓመት ልደት ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ደምሓኩኤ) ምክንያት ብምግባር፡ ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝተዋህበ ናይ ዮሃና መግለጺ

ዝኸበርካ ኣቦ-ወንበር ደምሓኩኤ፡ ተጋዳላይ ቀርነልዮስ ኦስማን ዝኸበርኩም ጀጋኑ ተቓለስቲ ኣባላት ደምሓኩኤ ዝኸበርኩም ዕዱማት ኣጋይሽ   ፈለማ፡ ነዚ ክቡር ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ብከምዚ ድምቀት ከተኽብርዎ ምብቃዕኩም፡ እንቋዕ ሓጎሰኩም! እንቋዕ ሓጎሰና! ውራይ ኩላትና እዩ’ሞ፡ ንኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ወኪለ፡ ዮሃና! …..ክብለኩም እንከለኹ ዝስመዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን፡፡   ዝኸበርኩም ተጋበእቲ ብጾትን ዕዱማት ኣጋይሽን! ኣብዚ ታሪኻዊ ውድባዊ ሰሚናርኩም እተካይደሉ […]

ስውእ ገብሪሂወት ወዲ ሕምብርቲ ( ወዲ ሕምብርቲ)

ዝከበርኩም ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ታሪኻውን ፍትሓውን ኣብ መትከሉ ነቕ ዘይብል ጅግና ሓርበኛ ስውእ ገብሪሂወት ሕምብርቲ ስእሉ ንኽረክብ ዘይ ሓተትክዎን ዘይ ፈተሽኩዎን ኣይ ነበረን ናይ ጅግና ስእሊ ደበኽ አሉ ኣብ ፌስቡክ መስጅ ናተይ በቲ ጅግና ገዲም ተቓላሳይ መስፉን መንግስቱ ተላኢኹለይ ክሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ሰነድ ቃልስና ብጉቡእ ዝዕቅቦ ዘሎ መስፉን መንግስቱ ድማ ከተሞጉሱለይ ብትሕትና ይሓተኩም ክብሪ […]

ወጽዓ ደቂ-ኣንስትዮን ኣበጋግስኡን

ካልኣይ  ክፋል ስርዓት መስፍንነት ንጊላነት ስዒሩ፡ ጎይቶት ካብ ህዝቢ ዘሚቶም ዘኻዕበትዎ ሃብትን ንብረትን፡ ዝደለብዎ ሓይሊን ከምዘለዎ ተረስተዮ። ህዝቢ ብንብረቱ ከይሓትት ድማ ረቂቕ ሜላታት ብምህንዳስ ብምስሊ ቁዱስ ጉልባባት ዝተፈላለያ ናይ ዓመጽን ዓፈናን ትካላት ኣቖመ። ናብዚ ዝነጥፉ “መንቓቕሕቲ” መልሚሉ ብምዝርጋሕ ድማ ህዝቢ ናብ ናይ ጨቛኒ መርህኡ ኣርዓሞ። ነባሪ ህዝቢ ብሓፈሽኡ፡ ብስርዓተ ጊላነት ብሓይሊ ተዘሚቱ ከብቅዕ፡ ስርዓት መስፍንነት […]

ወጽዓ ደቂ-ኣንስትዮን መበገሲኡን

ቀዳማይ ክፋል ደቂ-ሰባት ከም ሓደ ዓይነት ዘርኢ መጠን፡- ከምቶም ኩሎም ሂወት ዘለዎም ፍጡራት ብኽልተ ጾታ ማለት ብኣንስታውን ተባዕታውን ጽምዶ ዝቖሙ ባህርያዊ ፈልሲ ምኻኖም መብርሂ ዘድልዮ ኣይኮነን። የግዳስ ናብ ሓደ መብርሂ ዘድልዮ መንገዲ ዘእትወና ኣምር ብምኻኑ እዩ። እዞም ምስሎም ክልተ ሂወቶም ግን ብሓደ መጥመሪ ዝተወደነ ሕ/ሰብኣዊ ቡቕሎ፡ ከልተ ገጽ ናይ ሓደ ቅርሺ ከንሶም፡ ከምቲ ዝጠመየ ዝብእስ […]

ኣገዳሲ መኣረምታ

ብቀዳምነት ዕዙዝ ገድላዊ ሰላምታና ነቕርብ። ብምቕጻል ብ20 መጋቢት 2015 እንተደጋገመስ ሓቂ ንከይመስል ብዝብል ኣርእስቲ ብፈጻሚ ሽማግለ ዝወጸ መግለጺ ኣብ ሳልሳይ ገጽ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተቐሚጡ ዘሎ ፖራግራፍ ብዝተፈጠረ ጌጋ ብዙሕ ይቕሬታ እናሓተትና በዚ ሓድሽ ዝመዓራረ ዘሎ ተመዓራርዩ ክንበብ ብትሕትና ንሓትት።   ምስ ሰናይ ገድላዊ ሰላምታ   ቤት ጽሕፈት ፈጻሚ ሽማግለ 21 መጋቢት 2015   ብዝኾነ፡- […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net