Category archives for: Articles

ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት 2015፡ ምኽንያት ብምግባር፡

ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ እዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ዓመት-ዓመት ክበዓል እንከሎ፡ ትርጉሙ ረዚን’ዩ፡፡ ብ8 መጋቢት 1908፡ ቅድሚ 107 ዓመት ከምዛ ሎሚ፡ ሕሱም ፖለቲካዊ ጭቆናን ቁጠባዊ ምዝመዛን ዝመረረን፡ ኣሜሪካውያን ሸቃሎ ደቂ-ኣንስትዮ ፋብሪካ -ዓለባ፡ ንደርባዊ ሓርነተንን ጾታዊ ማዕርነተንን ክብላ፡ ተወዲበን ዝኣደማሉ ዕለት’ዩ፡፡ “ናይ ምምራጽን ምድማጽን መሰልና ይተሓለወልና! ንማዕረ ስራሕ ማዕረ ደሞዝ ይከፈለና! ናይ ዕረፍቲ […]

ሃገራዊ ሓድነት ምውሓስ መቅድም ዓወትን ቀጻልነትን ሃገር’ዩ

   ቅድሚ ዝኣገረ ክንሕብሮ እንደልዮ ጉዳይ፡ ብኣና ይኹን ብካልኦት መሓዙት ተቓለስቲ ሓይልታት ኤርትራ ዝቐርብ ርኢቶታ እንኮን ጉድለት ዘይብሉ ፍጹም ቅኑዕ’ዩ፡ ወይ ድማ እንኮን ሓቅታት ዘይብሉ ፍጹም ጌጋ’ዩ ዝዓይነቱ ድፉን ሚዛን የብልናን። ርእይቶና ዕግበትና’ኳ እንተኾነ ቅኑዕን ጉድለታትን ጎኒታት ከም ዝህልዎ ንኣምን። ስለዝኾነ ርኢቶና ምስ መሓዙት ሃገራዊ ሓይልታት ብእንካይዶ ሃናጺ ዘተ ዝክለስን፡ ዝመላላእን ዝምዕብልን ኢዩ። ከምኡ ስለዝኾነ’ዩ […]

ቃል ምስጋና

ብምኽንያት እንፍቅሮ በዓልቤተይ፣ ኣቦና ወላዲናን፣ ኣቦሓጎናን፣ ኣቦ ኣቦሓጎናን መምህር ቍርባን ንጉሠ ፍካክ ኣብ ሆስቲታል ተዓቊቡ ክሕከም ድሕሪ ምጽንሑ ብሞት ተፈልዩና። ብናይ ፍቑር ኣቦና ሞት ዝወረደና መሪር ሓዘን፤ ኣብ’ዚ ከቢድ እዋን ሓዘንና፤ ድኻምኩም፡ ግዜኹም ከይጸብጸብኩም ኣብ ገዛና ብምምልላስ ዘጸናናኩምና ኮነ፡ ከምኡ ኣብቲ ናይ መጨረሽታ ናይ ዕርፍቲ ቦትኡ ንምስናይ ካብ ሃገር ሽወድንን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን፣ ካብ ሰሜን […]

ሓጺር ሓበረታ ካብ ሃገረ ስዊደን

ጽላል ስዊድናውያን – ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ መን ኢዩ ?   ጽላል ስዊደናውያን-ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገረ ስዊደን ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ድህሪ ናይ ብዝሕ ዓመታት ልዝብን ምምኽካርን ብ2009 ዝተበጽሔ ስምምዕ መሰረት ኣብ መንጎ ፖሊቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን በበይኑ ክነጥፍ ዝጸንሔ ኣድማዕነት ስለዘይኣርኣየ እቲ ዝሔሸ ብሓባር ምስራሕ ኢዩ ኣብ ዝብል ስለዝዓገበ ነዚ ናይ ሓድነትን ምትሕብባርን ጽላል መስረተ፡፤ […]

 ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ጅግንነታዊ ስርሒት ፎርቶ !!!

ብምክንያት ካልኣይ ዓመት ስርሒት ፎርቶን መስዋእቲ ጅግና ስዒድ ሓጃይ (ወድ ዓሊ)፡ እዚ ስርሒት’ዚ ብኸመይ ተበጊሱ፡ መን’ዮም ከ እቶም ቀንዲ ኣዋፈርቱ፡ ንምንታይከ ዕላምኡ ክወቅዕ ኣይከኣለን ዝብሉ ሕቶታት ኣልዒልና፡ ነቲ ኣብ ሓንጎል ብዙሓት ካባና ሰፊሩ ዘሎ ጽልግልግ ዝበለ ስእሊ፡ በዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብዝርከቡ ብጾትና ዝተዳለወ ጽሑፍ ኣቢልና ከነብርህ ክንፍትን ኢና።  ሰናይ ንባብ ከኣ ንምነየልኩም።   ቅድሚ […]

ቃልሲ ስምረት ካበይ ናበይ!!

ስምረት ክትውለድ ከላ ብወዝቢ ኣይነበረን፡ ናይ መንእሰያት 

መልእኽቲ ካብ ዴምህት: ሕርር ደኣ በሉ

ሕርር.. እወ ሕርር በሉ.. ወየንቲ ህዝቢ ኤርትራ.. ምስ ተቃወምቲ ህግደፍ-ዴምህት  ኴና.. ኢድን ጓንቲ ኤርትራ ናዓኹም ገሃነም.. ንዓና ስስንቲ ሳላ ባህሪያዊ ሃብትና.. ናይ ቢሻ ወርቂ ወዲ ኣፎም ናይና.. ክቡር ንጉሰ ነገስቲ ወይሉ ዝትንክፋ… ነዛ ናቱ ዘውዲ ክንዕቅባ ኢና ብደምና ብክላሽን ብታንኪ *** ብረት ዓጢቅና’ለና.. ኣንጻር ተጻባእቲ ኩሉ ተማሂርና  ኢና.. በቢሓንቲ ካብ ሃንደሳ ጀመርና… ክሳብ ስልቲ ዝና […]

ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ናብ ወድቀት ገጹ የንቍልቊል ምህላዉ ዘርእዩ ምልክታታት

ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ሓባራዊ እንኮ እዋናዊ ጸላኢ መላእ ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲ ሓይልታቱን ከም ምዃኑ መጠን፥ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ተግባራቱን ኣካይድኡን ብምክትታል ኣብ ቅድሚ ሓፈሻዊ ርእይቶ ኤርትራውያንን ዓለምን ብምቅላዕ፡ ናይ ምምኻቱ ዓቕምታትና ንምብራኽ፡ ከብ’ቶም ቀንዲ ገድላዊ ስራሓቱ ገይሩ ዝወስዶም ጉዳያት ኢዮም። ብዕግበትና፡ ተቓውሞ ደምበ፡ ዓቕሚታቱን ክእለቱን ጸረ ሓባራዊ ጸላኢ ንምቕናዕ፡ ዕቱብ ቃልሲ ከካይድ ከም ዝግባኦ  […]

ቃልሲ ወለዶታት ካበይ ናበይ?

ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት

መብሩኽ ዒድ ምውልድ 2015

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደል) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ሃይማኖት እስልምና፡ ደለይቲ ደሞክራስዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻልን ዒድ መብሩኽ ዝብል ናይ ዮሃና መልእኽቱ የመሓላልፍ። ሓድሽ ዓመት 2015ን ዒድ ምውልድን ኣብ ዝኽበረሉ ዘሎ ህሞት ድማ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ጨካን ዝኾነ መንጋጋ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፍ ሰላምን ርግኣትን ብልጽግናን ክጓናጸፍ ዘለዎ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net