ቃልሲ ወለዶታት ካበይ ናበይ?
ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት
ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት
ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደል) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ሃይማኖት እስልምና፡ ደለይቲ ደሞክራስዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻልን ዒድ መብሩኽ ዝብል ናይ ዮሃና መልእኽቱ የመሓላልፍ። ሓድሽ ዓመት 2015ን ዒድ ምውልድን ኣብ ዝኽበረሉ ዘሎ ህሞት ድማ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ጨካን ዝኾነ መንጋጋ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፍ ሰላምን ርግኣትን ብልጽግናን ክጓናጸፍ ዘለዎ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። […]
ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ናብዚ ክቡር ርሑስ ባዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2015ን’ዚ ብስላም ኣብጽሓኩም ብምባል ስናይ ምልእኽቱ የመሓላልፍ። ብምቅጻል ባዓል ልደት ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ኩሎም ተኽተልቲ ሃይማኖታት ኤርትራ ነቲ ንቡር ዝጸንሐ ተኽባቢርካ ብስላም […]
ምስቲ ኩሉ ኣውንታውን ኣሉታውን ዝኾነ ገጽታኣ 2014 ዛዚምና ሓድሽ ዓመት 2015 ክንቕበል ኣብ ንቐራረበሉ ዘለና ህሞት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ደለይቲ ደሞክራስዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን 2015 ዓመተ ሰላምን ርግኣትን ራህዋን ክትኸውን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። ኣብ 2014 ተቓውሞ ህዝብና ብውሽጥ ይኹን ብደገ ኣንጻር’ቲ ገባቲ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ ክብ […]
በዓል ኣቦይ ገራህቱ ኣቦና ኣይትኹኑ ህዝቦም እና ተሳቐየ ዓይኖም ዝዕምቱ ምእንቲ መረባዓት ሕልነኦም ዝሸጡ ዝነገሰ ንጉሶም.. ስሱዓት ናይ በለጽ ወጣጡ መኻን የእምሮኦም
By Fesseha Nair This article will address the issue of participation and relations of the civil society associations and political organizations in the struggle from dictatorship to democracy in Eritrea. The meaning of civil society and political organization in the Eritrean Diaspora is complicated but the scholarly definition of civil society is that, […]
ሃገራዊት ጋንታ ጥፍኣት ኤርትራ, ጋንታ እርይራይ
By Fesseha Nair What is a vision? What is a shared vision? Much has been written about the importance of shared vision and leadership in the Eritrean Opposition. Vision is the image people has in common about how the work will look upon completion, how they will work together and how people accept […]
ፍትሓዊ ካብ ከተማ ዓዲ ግራት። ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን ከመይ ኣሎኹም፡ እዛ ኢንተርነት ዝብልዋ ዋላ’ኳ ገጽ ንገጽ ከተራእየና ኣይትኽኣል እምበር ፡ ኩነታት ሃገርናን ህዝብና ከካብ ዘሎናዮ ዞናታት ዓለም ክንተሓባበር ምኽኣልና ዓቢ ጸጋ ኢዩ በሃላይ ኢየ። ስለዝኾነ ነዚ ዘመና ዘፍረዮ ተክኖሎጂ ተጠቒመ ካብ ከተማ ዓዲ ግራት ናብ ደቂ ሃገረይ ዝረኣኽዎ ክሕብር ምኽኣለይ ዓቢ ሓበን እናተሰማዓኒ ኢዩ። ዳርጋ […]
On gray sandals and in a halfway buttoned up blue shirt , he walks briskly and in a swift move throws his butt on an armchair. A shaky top brass pops up removes a vase, centers a mic close to the chin of the man in blue and leaves. A gray haired man, holding tight an empty […]