Category archives for: Articles

ኣብ እንዳ ህግደፍ’ስ ዘይተነግረ’በር ዘይተገብረ የሎን !!!

November 24, 2014 ትማሊ ምስ ሓደ ዓርከይ ቡን ኪንሰቲ ተቛጺርና ፡ ቡን’ና እንዳሰተናን ፡ እንዳዕለልናን ከለና እዩ ኣዚዩ ዘስደምም ዕላል ኣዕሊሉኒ። ከምትፈልጥዎ ብዘበልካ ኣቢልካ ፡ ዘየደቅስ ሕዱር ሕማም ናይ ሃገርና ከይተንከፍና ወይ ከይልዓልና ዳርጋ ዝሓለፍናሉ መዓልቲ የሎን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን። መቸም ኣብ ዕላልና ከሎና ብገል ኣቢልና ካብ ሓደ ኣርእስቲ ናብ ሓደ ኣርእስቲ ዕላል ማለት ናብቲ […]

Eዚ’ዶ ደይ’ዚ! ኤርትራ ሞይታ። ቃልሲ ንትንሳኤ ሃገር!!

ተስፋጽዮን መድሃኔ (ፕሮፈሰር) ብረመን ዩኒቨርሲቲ፣ ጀርመን Read More

ፖሎቲካዊ ኩስኮሳ ኢሳይያስ ዘበደለን ሃ.ማ.ደ.ኤ

ሃ.ማ.ደ.ኤ፡ ካብ ዝተመስረተሉ እዋን ኣትሒዙ አቲ ቀንዲ የማናይ አድ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ ክዓይ ዝጸንሐን፡ ብንጹር ኣዘራርባ ንዊንታ ኢሳይያስ ከርዊ ዝተደኮነ ማሕበር ምኻኑ እዩ። Read More

Cartoon : ሓደሽቲ ኤርትራዊን

  ማሃይምነት ምጥፋእ መንቃሳቀሲ ወረቀት ዋይ ደቀይ ዝቀደሙ ከይተመለሱ ሓንጎሉ መሽሚሹ እዩ ሃጸይ ኢሰያስ ዮውሃንስ ሓደሽቲ ኤርትራዊን

ልሑማን አርዱ ዲባ ናይ ኣዳምሩዅ፣ ጉርጉርደሪ ሽማግሌ ኮሊ ኤርትራ

UN Human Rights Council human rights inquiry for Eritrea ልሑማን አርዱ ዲባ ናይ ኣዳምሩዅ፣ ጉርጉርደሪ ሽማግሌ ኮሊ ኤርትራ ልሑማን አርዱ ዲባ (UN Human Rights Council) ደዃኹ አርባ እንኳትል ሕኩም ኤርትሪኹ ትብታንድ ውሪ ድንጋሕድ ደባኑ ከውታተል ዳግል አሰው ዕምጭሲ ጉርጉርደሪ ሽማግሌ (Commission of Inquiry) ላ ኤመረድ ብርፍ ሲነት ናውክ ዋስናዅ በሀር ሰርገል ጝን። እና ሽማግሌ ከውታተልድ […]

Zero sum game outplay

 Politicians …mostly have   sweet tangue singing patriotic songs that pale their within. The deteriorating  political environment within/without, the disarray outsmarted for long , the looming failed state and the hope to breakthrough moved stakeholders to seek ways forward past clever words.  Thus initiatives mushroom for and against change (including detracting and averting agents) . […]

ሃገራዊ ዕርቂ ኣበይን ምስ መንን!!

ንሕና ኤርትራውያን እንተ ብዕድልና እንተ ብሕመቕና ኣብ ሕሱም ባርነት ተጸሚድና ንርከብ፡

ዓቕምታትን ስነ-ምግባርን ምሁር ኤርትራ ንሕጂ ዘይኮነስ ንመዓስ ክኸውን’ዩ?

ካልኣይ ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ትሕዝቶ ጽሑፍና ዓቕምታትን ስነ-ምግባርን ምሁር ኤርትራ ንሕጂ ዘይኮነስ ንመዓስ ክኸውን’ዩ? ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ኩሉ-መዳያዊ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት ህዝብና ንምርግጋጽ ኣብ ዘካይድ ዘሎ ፍትሓዊ ቃልሲ፡ እቲ ዕዙዝን መሪሕን ተራ ምሁራት ኤርትራ ቦኺሩ ኮይኑ፡ ስለ ዝተራእየና ንዕኡ ብዝምልከት ጽሑፍ ኣቕሪብና ምንባርና ዝዝኸር’ዩ። ነቶም ነዚ ጽሑፍ’ዚ ብዓቢ ሃገራዊ ተገዳስነትን ሓላፍነትን ኣንቢቦም ሃናጺ ዝኾነ […]

ዜናታት ደንበ ህግደፍ

ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣብ መፋርቕ ወርሒ መስከረም 2014 ኣብ ገዛ ሜጀር ጀነራል ተኽለ ማንጆስ፡ ብዝተገብረ ሃንደበታዊ ፍተሻ፡ ብርክት ዝበለ ዶላርን ዩሮን ከምኡ’ውን ባጤራ ናቕፋን ዝተፈላለየ ዝዓይነቱ መንቀሳቐሲ ወረቃቕቲ ምርካቡ ተገሊጹ። ኣብ ተኾንብያ ድማ 370 ኣባጊዕ ተረኺበን ኣለዋ። ብስንኪ’ዚ ኣብ ተሰነይ፡ ከረን፡ ኣስመራ ዝርከባ ሸላታት ተዓጽየን ከም ዘለዋ ተሓቢሩ። ተኽለ ማንጆስ፡ ምስ ገለ […]

ሰሳዱን ኣከያይዳ ኢሰያስን ብምውድዳር ዝቐረበ ጸለመ።

መልሲ ነቲ ብስም ኣቶ መስፍን በርሀ ዝተዘርግሐ ናይ ጸለመ ጽሑፍ ንሰሳዱ (እዚ ናይ ጸለመ ጽሑፍ ኣብ ተጎሩባ ኣብ ዕለት 12 መስከረምን 27 መስከረምን ሓደ ትሕዝቶ ዘሎዎ ተደጋጊሙ ዝወጸን ኣብ ፈይስቡክ ዝተዘርገሐን እዩ። ንምርግጋጹ ኣብቲ መርበብ ኢንተርነት ተጎርባ ረአ፡)   ኣብዚ ኤለክትሮኒካዊ ምዕባለ ዝዓብለሎ እዋን ፡ ዝኾነ ጽሑፍ መን ብዲሕሪ እቲ ጽሑፍ ከምዘሎን፡ ዕላማ ጸሓፊኡን፡ ዘርጋሕቱን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net