By Fesseha Nair The aim of this piece/ questionnaire is to engage all ENCDC members conduct assessment locally. The Eritrean National Council for Democratic Change was the leadership born after the Awasa Congress of the Eritrean political, civic and individual entities. The leadership is composed of two bodies- the legislative and executive. The legislative’s function […]
Oct 1 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ምሁር ኤርትራ ካብ ግዜ ብረታዊ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣካዳሚያዊ፡ ተክኒካውን ሕክምናውን መዳያት ተዋፊሩ ብዙሕ መስተንክራዊ ዝኾነ ስራሓት ምስርሑ ታሪኽ ይምስክር። ኣብ ጸምጸም በረኻታት ኤርትራ በቲ ውሱን ዝነበረ ቀረባት ሕክምና ተሓኪሞም ዝደሓኑ ሕሙማትን ውጉኣትን ሰውራና ቁጽሪ የብሎምን። ብክንደይ ምብልሓት ተዓርዩ ኣብ ቀጻሊ ኣገልግሎት ሰውራ ዝወዓለ ናውቲ መጎዓዝያን ኲናትን ተኣምራታዊ ቅያታት ሰሪሑ’ዩ። ነዚ ኩሉ ተኣምራታዊ ቅያታት ዝሰርሕ […]
Sep 23 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ዲክታቶርያዊ መርሖ ኣብ ዝኾነ ታሪኻዊ መድረኽ ንዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ውሽጣዊ ዝምባሌታት ኣብ ዕሸሎም፡ ወይ ብመስመር ደረጃ ኣብ ዝዓኾኸሉን ብናይ ሓይሊ ኣገባባት እናሃረመ፡ ኣብ በበይኑ ፖለቲካዊ መስርሕ ካብ ሓደ ጉጅለ ናብ ካልእ ጉጅለ ግዳማዊ መልከዓቱን፡ ውሽጣውን ደገኣውን ምሕዝነታቱን እናቀያየረ ኣብ ዝተወሰነ መድረኽ በሪኽ ሓይሊ ሚዛን ዝሕዝ ኣግላልን ቀንጻልን ትምክሕታዊ ገዛኢ ውዱብ ኣተሓሳስባ‘ዩ።ንዝተፈላለዩ ውሽጣዊ ዝምባሌታትን ፍልልያትን ብጸረ ዲሞክራስያዊ […]
Sep 9 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
መስከረም 1961ቲ ልበከዲ ግብርዲሲ በዓልድንንላ ፋሪዕ እክባ ሙርቋብሊናኹ ለመለም ኤርትሩኵ ንብርፍክ ናይ መታን ጝን። ኒ ናይ እንግጋዅ ኣዳም ላሪ ሻኽጋዅ ጝን። ኤሪውድ ንሽቓ ኣኾ መንደርታዅ ኪዳኹዲሉ ኪደጋዅዲትሉ ፍሪርዶ ናይ ሻጋዅ ጝን። ዪና ወረባ ድጝም ጃበርልድ ዋስናኹዲ ነበብድናኹድትል ሑር ሰጝረት ደገምሰኵ። ቦጎስ ይስትሮ ሽግስሩ ሰግረት፣ ኣውቶኖም ምሕደራ እርጝረትላ ክቱBኣን ገሪውሊ ኤርሰኵ። ጥልያና ዕምጭድ ደንቢ ዪነውረባ ቦጎስ […]
Sep 2 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
መግለጺ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2014 ህዝቢ ኤርትራ ብተበራረይቲ ባዕዳዊ መግዛእታት ዝተገፈፈ ክብሩን ፖሎቲካዊ ልዕላውነቱን ንምምላስ ብሰላማዊ መንገዲ ዘቕረቦ ዝነበረ ሕቶ ዝኾነ ይኹን ተሰማዕነት ብድሕሪ ምስኣኑ፡ ብባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ከልዕል ዝተገደደ፡ ምሉእ ዘይጉዱል ነጻነቱ፡ ሓርነቱ፡ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላቱ ንምጉንጻፍ’ዩ ነይሩ። ብድሕሪ’ቲ ሰላሳ ዓመታት ዝወሰደን ረዚን መስዋእትነት ዝሓተተን መሪር ብረታዊ ቃልሲ፡ ብ1991 ንባዕዳዊ ፋሽስታዊ ስርዓት […]
Sep 1 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ካብዚ ዝኸፍእ እንታይ’ዩ ክመጸና? ናብ ምባል በጺሑ ካብ ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) እቲ ምእንቲ ምሉእ ዘይጉዱል ነጻነቱን ሓርነቱን ከቢድ ዋጋን ረዚን መስዋእትነትን ዝኸፈለ ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ’ቶም ካብ ሕቁፉ ዝተወልዱን ንጸረ ህዝቢ ፖሎቲካዊ ስልጣን ዝበቕዑን መራሕቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ትጽቢቱ ዘይነበረ ዝበጽሖ ዘሎ ኣስካሓካሒ ዝኾነ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ጭቆናታት ኣንገፍጊፍዎ ካብዚ ዝኸፍእ […]
Aug 26 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
• ናይ ሕሉፍ ገድላዊ ተሞኩሮ ቀንዲ ዋናኡ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ፦ ኣብ መስርሕ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሃገራዊ ቃልሲ፡ ብዘይካ ሰልፊ ኣንድነት እቶም ካልኦት ዝተፈላለዩ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ሰልፊታት: ርእይቶታቶም ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ዜጋ ብሓይሊ እንከየስገደዱ ፖለቲካዊ መርገጺታቶምን ድላዮምን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላማውን ዲሞክራስያውን ኣገባብ ብምቕራብ፡ ሃዋሁ ፖለቲኮ ዲሞክራስያዊ ባይታ ኣብ ምፍጣር ሃገራዊ ረዚን ግደ ከም ዘበርከቱ ዘይካሓድ ታሪኻዊ ሓቂ’ዩ። […]
Aug 23 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
By Brhan Tesfa ቤት ማሕቡስ ብድሆ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ሆስፒታል ሓሊበት ዘሎ ኩርባ ዝተደኮነት ቤት ማእሰርቲ እያ፡፡ ኣብ መንጽራ ድማ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ብድሆ ንረክብ፡፡ ነዛ ቤት ማእሰርቲ ዝተዓደለ ስያመ ብድሆ ዝብል ካብቲ ቀዳማይ ስያመ ቤት ትምህርቲ ብድሆ ዝነቐለ እዩ፡፡ ዝገርም እዩ ዜጋታት ዝግፍዕሉን ዜጋታት ዝህነጽሉን ንክልተ ተጻራሪ ዕማም ዘለዎ ትካላት ዝውክል ሓደ […]
Aug 17 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ሎሚ ዓመት ኣስታት 22 ሺሕ ኣባላት ሃ/ኣገልግሎት 27 ዙርያ ተመሪቖም፡፡ ምረቐኦም ምስ 6ይ ዙር ፌስቲቫል ሳዋ ብሓባር ዕለት 18 ሓመለ 2014 ተፈጺሙ፡፡ ኣብ ምረቓ ኣባላት 27 ዙርያን መኽፈቲ በዓል 6ይ ዙር ፈስቲቫል ሳዋን ፕረዚዳንት ኢሳያስ ተረኺቡ መደረ ኣስሚዑ፡፡ ኣብ መደርኡ “ኣይለመድኩዎን ግን እስከ ንዝጸሓፍኩዎ ብዘይመነጸር ቅድሚ ምምዳረይ” ብምባል ንሕብራዊ ቀለማት፡ ወትሃደራዊ ሰልፍታትን ምስቲ ሰልፍን ሕብርታትን […]
Aug 17 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair There have been hot discussions in the Eritrean social media about this topic. I have read an article in BBC similar with this topic, ”An Afghan solution for Afghan problems” Why and when this is said is because the case of Aghanistan is full of international intervention. Is the Eritrean opposition case […]
Aug 11 2014 | Posted in
Articles |
Read More »