ብፍስሓ ናይር ዳያሎግ ዝብል ቃል ካብ ቋንቋ ላቲን ካብ ”ዳያሎጎስ” ዝብል ቃል ዝመጽኤ ፣ ትርጉሙ ሓሳባትካ ምፍሳስ ወይ ምግላጽ ማለት ኢዩ፣ ምዝውታር ዳያሎግ ንሓቀኛ ትርጉምን ዓሚቅ ኣረዳድኣን ናይ ሓደ ነገር ክንፈልጥ የኽእለና፣ ንኣብነት ጉዳይ ሃገራዊ ሓድነት፣ኣብ መቆምያታት ማዕርነትን፣ ፍትሕን፣ሓድሕድ እምነትን፣ ምኽብባርን፣ዝተመርኰሰ ኮይኑ ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ምዕሩግ ኣከፋፍላ ስልጣንን ፍትሓዊ ምዕዳል ሃገራዊ ምንጭታት […]
Aug 3 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
By EPDP Information Office By providing additional information about Eritrea Festival 2014 which is to be held in Frankfurt between 8 to 10 August, the Preparatory Committee listed the honour guests from officials of the host country, Germany, as well as from the political organizations and the civil society who will be part in the […]
Jul 31 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2014ን ክሳብ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ምድላዋትን ፈስቲቫላት ፍትሒ ይብዛሕን ይዓምብብን ፈስቲቫል ፍራንክፈርት፡ ፍትሒ ንምንጋስ ኣንጻር ምልስኪ ኣብ እነካይዶ ዘለና ቃልሲ፡ ኣድማዒ ናይ ቃልሲ ዓውዲ ንምግባሩ እነካይዶ ዘለና ቃልስታት ኣሳልጦ እናረኸበ ኢዩ። ኵሎም ዝዓደምናዮም ተቓለስቲ፡ ብዘይካ’ቶም ብርዱእ ምኽንያት ክሳተፍዎ ዘይከኣሉ፡ መብዛሕትኦም ክሳተፉ ምዃኖም ኣረጋጊጾምልና ኢዮም። ኵላትና ከምእንርድኦ፡ እዚ ናይ ኵሎም ደለዪቲ ፍትሒ ፈስቲቫል’ዚ፡ ሰረታት […]
Jul 31 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍረወይኒ ሃብተማርያም (@Gual Wehaletat) በርሊን/ጀርመን 27.07.2014 „መርገጽ ድኣ ይሃበኒ እንበር፡ ውሕልነትሲ ካብ ጥቁዋት ኣዴታተይ ይመሃሮ“ ዕላል ኣደን ሓታቲት ጓላን፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ብቋንቋ ሓረስቶት፡ ጓል፡ ምምማይ ማለት እንታይ ማለት እዩ? ኣደ፡ ምምማይ ዝበሃል ቃል ካብ እኽሊ ምእራይ ዝመጸ እዩ፡፡ ጓል ኣንስተይቲ ንኽትመሚ ዝሰፈየቶ ሰፍኢ የድልያ፡ሰፍኢ እኽሊ ትመምየሉን ትኣርየሉ ስፈ እዩ። ሰበይቲ ነቲ […]
Jul 30 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
1. ኣብ ከባቢና ንዓመታት ዝቐጸለ ፈስቲቫላት እናተሰናደአ ካልእ ፈስቲፋል ምድኳን ንምንታይ ኣድለየ? 2. ንፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቭያን እናተቓወምካን ኣንጻሩ ሰላምዊ ሰልፍታት እናኣዳሎኻስ ከምይ ጌርካ ብዛዕባ ፈስቲቫል ምስንዳእ ትጉስጉስ? 3. እዚ ፈስቲቫል እዚ ናይ ተቃወምቲ ድዩ? መን ከ የካይዶ? ዝብሉ ሕቶታት ክዘንቡና ቀንዮም ኣሎዉ። ካብ መጀመርታኡ እቲ ሓሳብ ከመይን ኣበይን ብከመይን ነቒሉ ክነብርህ እምበኣር ንቡር እዩ።
Jul 27 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ሓጺር ድሕረ ባይታ ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ሚያዝያ 2012 ህዝቢ ብጃምላ ናይ ምዕጣቕ በይናዊ መደብ ኣውጺኡ፡፡ በይናዊ መደብ ማለት እንተወሓደ እቲ ካብነ ሚኒስተራት፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ጸጥታን እቲ ሃገር ዝበሃሉ ኣካላት ዘይዘተይሉን ይኹን ዶ ኣይኹን ርእይቶኦም ዘየንበርሉን ከም ልማዱ ፕረዚዳንት በይኑ ዝወሰኖ መደብ ምንባሩ ንምብራህ ኢዩ፡፡ ኣተግበርቲ እዚ መደብ ካብዞም ላዕሊ […]
Jul 26 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃ
Jul 26 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
It is common knowledge that Dictator Isaias Afewerki Abraha is the founding father of the modern slave Eritrea state. The objective evidence for that assertion is overwhelming. He was the designer of the disastrous Ethio-Eritrea war which was cost thousands of young people lives, The main engineer of the slavery camp of SAWA, the CEO […]
Jul 21 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ እዋን ውድቀት ስርዓት ህግደፍን መራሒኡ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ብዙሕ ተዋስኦ ክግበርን ክብሃልን ንሰምዕ ኣለና፡ ፡ ዛንታ ገድልን መሪሕነቱን ብፍላይ ከኣ ዛንታ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ኣብ ዘመነ 30 ዓመት ገድሊ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ከይጸብጸብና እዛ ሃገርና እንብላ ኤርትራ ነጻ ካብ ትወጽእ ጀሚራ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ስርዓቱን ዝፈጸምዎ ማእለያ ዘይብሎም ግፍዕታት ብፍላጥ ወይ ብዘይፍላጥ ጎሲኻ ኢሳያስ […]
Jul 21 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ዒራዒሮን ቀይሕ ኮኮንን፡፡ እታ ሓንቲ ኣብ ከባቢ ፍልፍል ሰሎሙና እታ ካልአይቲ ኣብ ካባቢ ናቕፋ፡ ክልቲአን ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ኣብያተ ማእሰርቲ ’የን፡፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ክልቲአን መቐፈዲ ወለድን ህጻውንትን ዜጋታት ዝኾና መዓስከራት ኣብ ትሕቲ ናይ ቀረባን ርሑቕን ሓለዋ ክ/ሰ 61 ዝመጸውዒዖም ኣሃዱ ዕቑር ሰራዊት ይርከባ፡፡ ካብ መወዳእታ 2010 ክሳብ መፋርቕ 2011 መዕረፊ ነቑጣ […]
Jul 19 2014 | Posted in
Articles |
Read More »